Category: ዜና ኤርትራ

1 134 135 136 137 138 634 1360 / 6338
ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፤ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ስለያ ድሮን ከዋፍር እዩ

ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፤ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ስለያ ድሮን ከዋፍር እዩ

Radio Erena: 25 February 2022 ሓይሊ ባሕሪ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ሓበሬታ ኣብ ምእካብ ዝዋፈራ 100 ሰብ ኣልቦ ናይ ስለያ ነፈርቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከዋፍር ምኻኑ ኣፍሊጡ። ምኽትል ኣድሚራል ብራድ ኩፐ [...]
ኣብ ሃምቦርግ፣ ጀርመን፣ ሓንቲ ጓል 25 ዓመት ኤርትራዊት፣ ብካራ ተወጊኣ ተረኺባ

ኣብ ሃምቦርግ፣ ጀርመን፣ ሓንቲ ጓል 25 ዓመት ኤርትራዊት፣ ብካራ ተወጊኣ ተረኺባ

Radio Erena: 23 February 2022 ኣብ ሃምቦርግ፣ ጀርመን፣ ሓንቲ ጓል 25 ዓመት ኤርትራዊት፣ ብካራ ተወጊኣ ከምዝተረኽበት፣ ፖሊስ’ታ ከተማ ሓቢሩ። ምስታ ግዳይ ኣብ ተመሳሳሊ ህንጻ እትነብር ጎረቤት፣ ምልክታት ደም ብም [...]
ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣስታት 600 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዘድሓነ ገሊጹ

ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣስታት 600 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዘድሓነ ገሊጹ

Radio Erena: 23 February 2022 ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ ኣስታት 600 ስደተኛታት ካብ ሓደጋ ምጥሓል ከምዘድሓኑ፣ ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ሓቢረን። ካብዞም ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት [...]
ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ብ20 ለካቲት ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዙሪክ ማራቶን ሰቪላ፣ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ

ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ብ20 ለካቲት ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዙሪክ ማራቶን ሰቪላ፣ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ

Radio Erena: 22 February 2022 ስእሊ፡ ኣርካይቭስ ኢንተርነት ኤርትራዊ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ብሰንበት 20 ለካቲት ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ መበል 37 ውድድር ዙሪክ ማራቶን ሰቪላ፣ ሳልሳይ ደረጃ ወጺኡ። [...]
ፈረንሳ፣ ብኵናት ንዝዓነወ ክፋል ኢትዮጵያ ዳግም ኣብ ምህናጽ ክትሳተፍ መብጽዓ ኣትያ

ፈረንሳ፣ ብኵናት ንዝዓነወ ክፋል ኢትዮጵያ ዳግም ኣብ ምህናጽ ክትሳተፍ መብጽዓ ኣትያ

Radio Erena: 20 February 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣትዩዎ ንዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ፣ ካብ ኣብ ወተሃደራዊ ሃይሊ ዝያዳ፣ ኣብ ሰላማዊ ዘተ ከተኩር ከምዘለዎ ፈረንሳ ኣተሓሳሲባ። ፕረዚደንት ኢማኑወል ማክሮን፣ ምስ ቀዳ [...]
ኤውሮጳዊ ሕብረት ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ

ኤውሮጳዊ ሕብረት ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ

Radio Erena: 20 February 2022 ሕብረት ኤውሮጳ ንልምዓታዊ ሓገዝ ዝውዕል ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ። ኣብ ከተማ ብራስለስ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳን ፕረዚደንት ቆ [...]
ሓይልታት ትግራይን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ዓፈርን ኵናት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ከባቢታት፣ 5 ኤርትራውያን ስደተኛታት ተቐቲሎም

ሓይልታት ትግራይን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ዓፈርን ኵናት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ከባቢታት፣ 5 ኤርትራውያን ስደተኛታት ተቐቲሎም

Radio Erena:19 February 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ዓፈር፣ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ፣ ብ03 ለካቲት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 5 ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተቐትሉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታ [...]
‘ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ።’

‘ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ።’

Radio Erena: 18 February 2022 ካብ 2017 ኣትሒዛ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ብዘይዋና ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ዝጸዓነቶ ኣስታት ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ናብ ካልእ መርከብ ንምግዓዙ፣ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ [...]
‘ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም።’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

‘ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም።’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

Radio Erena: 17 February 2022 ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ በጺሖምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን፣ ምስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ዝጽብጸብ፣ ብዙሕ ግፍዕታት ከምዝፈጸሙ፣ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል [...]
ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፡ ኣብ ዙር ርዋንዳ 2022 ክወዳደሩ’ ዮም

ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፡ ኣብ ዙር ርዋንዳ 2022 ክወዳደሩ’ ዮም

Radio Erena: 16 February 2022 ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፣ ንኣህጉራውያን ክለባቶም ወኪሎም፣ ዝመጽእ ሰንበት 20 ለካቲት፣ ኣብ ከተማ ኪጋሊ ኣብ ዝኽፈት ውድድር ብሽክለታ ዙር ርዋንዳ 2022 ክቐዳደሙ እዮም [...]
1 134 135 136 137 138 634 1360 / 6338