Category: ዜና ኤርትራ
ኣዲስ ኣበባ፣ ቪዛ ንምሕታት፣ ኣብ RRS ንዝተረኽቡ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን፣ ጉዳይኩም ኣጽሪና ክንሕብረኩም ኢና ብምባል መሊሶሞም
Radio Erena: 26 April 2022
ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስትን ኢትዮጵያ (RRS)፣ መውጽኢ ቪዛን ናይ ጉዕዞ ሰነዳትን ክወሃቦም ንዝሓተቱ ኤርትራውያን፣ ንሎሚ 26 ሚያዝያ ናብ ቤት ጽሕፈቱ ክርከቡ ብዝገበሮ ጻውዒት [...]
ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝሃድኣሉ ወቕቲ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኤውሮጳ ክዛይድ ምጅማሩተሓቢሩ
Radio Erena: 25 April 2022
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ማዕበል ኣብ ዝሃድኣሉ ወቕቲ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኤውሮጳ ክዛይድ ምጅማሩ ተገሊጹ።
ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ መዓልታት፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ካብ ዝተበገሳ ጀላ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምዕባለ ቴሌኮም ዓለም፣ ብሰንኪ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ናብ ርዋንዳ ተሰጋጊሩ
Radio Erena: 25 April 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምዕባለ ቴሌኮም ዓለም፣ ብሰንኪ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ናብ ርዋንዳ ከምዝተሰጋገረ ወደብቲ ኣፍሊጦም።
እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ንመጀመ [...]
ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ነበር ዝምርሖ ጉጅለ ሶማል ናብ ኤርትራ በጺሑ
Radio Erena: 25 April 2022
ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ነበር፣ ፋሃድ ያሲን ዝተመርሐ ጉጅለ ሶማል ናብ ኤርትራ ከምዝበጽሐ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።
እቲ ጉጅለ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ሰሉስ 19 ሚያዝ [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ልዕሊ 120 ሓተቲ ዑቕባ ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ብምጥሓለን ሓያሎ ሞይቶም
Radio Erena: 25 April 2022
ካብ ገማግም ባሕሪ ቱኒዝያ ተበጊሶም ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ዝሓለኑ ልዕሊ 120 ስደተኛታት ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ከምዝጠሓላ ሰበ ስልጣን ህይወት ኣድሕን እታ ሃገር ኣፍሊጦም።
[...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: 24 April 2022
Radio Erena · ሰንበት 24 ሚያዝያ 2022
[...]
ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ዝውንኑ ኤርትራውያን፤ ብናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ካብታ ሃገር ኣብ ዝወጹሉ እዋን፤ መንግስቲ ጽኑዕ ምቁጽጻር ይገብር
Radio Erena: 24 April 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ዝሓዙ ኤርትራውያን ካብታ ሃገር ክወጹ ኣብ ዝሽገሩሉ ዘለዉ እዋን፤ መንግስቲ'ታ ሃገር ጸጥታ ናይ ምቁጽጻር ሓላፍነት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
ማዕከ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 23 ሚያዝያ ፈነወ ራድዮ ኤረና
Radio Erena: 23 April 2023
Radio Erena · ቀዳም 23 ሚያዝያ 2022
[...]
ኣብ ትግራይ፣ ኣብ 11 ኣዋርሕ፣ ልዕሊ1900 ቆልዑ ብዓጸቦ ከምዝሞቱ ተሓቢሩ
Radio Erena: 21 April 2022
ኣብ ትግራይ ጸኑዑ ዘሎ ከበባን ዕጽዋን ብሰንኪ ዘስዓቦ ዓጸቦ፣ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድሚኦም፣ ልዕሊ 1900 ቆልዑ ከምዝሞቱ፣ ብሰብ ሞያ ሕክምና ናይቲ ክልል ንዝተዳለወ ጸብጻብ ብምጥ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንሩስያ ዘለዎ ደገፍ ደጊሙ ንምግላጽ፣ ወኪሉ ናብ ሞስኮ ክልእኽ’ዩ
Radio Erena: 21 April 2022
ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ወራር ድሕሪ ምፍጻማ፣ ኣንጻራ ብኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ንዝተወስደ ስጉምታት ብወግዒ ዝተቓመ መንግስቲ ኤርትራ፣ ደገፉ ደጊሙ ንምርግጋጽ ወኪሉ ናብ ሞስኮ ክልእኽ' [...]