Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 95 96 97 98 99 385 970 / 3845
ጂቡቲ፣ ሉኣላውነታን ሃገራዊ ድሕነታን ንምውሓስ እትገብሮ ጻዕርታት ቻይና ከምእትድግፋ ፕረዚደንት ዢፒንግ ገሊጹ

ጂቡቲ፣ ሉኣላውነታን ሃገራዊ ድሕነታን ንምውሓስ እትገብሮ ጻዕርታት ቻይና ከምእትድግፋ ፕረዚደንት ዢፒንግ ገሊጹ

Radio Erena: 14 December 2022 ፕረዚደንታት ጂቡቲን ቻይናን ኣብ ክልትኣዊ ረብሓታት ዝተመርኮሰ ሰፊሕ ምይይጥ ኣካይዶም። ፕረዚደንት ቻይና፣ ዢ ጂፒንግ፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ መራሕቲ ሃገራት ዓረብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 1600 ዝተፈላለየ ፍርያት ናብ ቻይና ብዘይቀረጽ ክትልእኽ ተፈቒዱዋ

ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 1600 ዝተፈላለየ ፍርያት ናብ ቻይና ብዘይቀረጽ ክትልእኽ ተፈቒዱዋ

Radio Erena: 13 December 2022 መንግስቲ ቻይና፣ ካብ 01 ታሕሳስ ኣትሒዙ፣ ኣብ ምምዕባል ካብ ዝርከባ 16 ሃገራት ንዝኣቱ ሰድድ፣ ብዜሮ ታሪፍ ክገብሮ ብዘሕለፎ ውሳኔ፣ ኢትዮጵያ 1664 ፍርያታ ናብታ ሃገር ብዘ [...]
‘የመን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 8 ዓመታት ኵናት 11 ሽሕ ቆልዑ ግዳያት ሞትን መቝሰልትን ኮይኖም።’ ሕ/ሃ

‘የመን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 8 ዓመታት ኵናት 11 ሽሕ ቆልዑ ግዳያት ሞትን መቝሰልትን ኮይኖም።’ ሕ/ሃ

Radio Erena: 13 December 2022 ኣብ የመን ካብ 2014 ኣትሒዙ ኣብ መንጎ መንግስቲ የመንን ሑቲን ብዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ብውሕዱ 11 ሽሕ ቆልዑ ግዳያት ሞትን መቝሰልትን ከምዝኾኑ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ማዕ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣሰር ኬንያን ኡጋንዳን ብምስዓብ ሰራዊታ ናብ ኮንጎ ከምእትልእኽ ገሊጻ

ደቡብ ሱዳን፣ ኣሰር ኬንያን ኡጋንዳን ብምስዓብ ሰራዊታ ናብ ኮንጎ ከምእትልእኽ ገሊጻ

Radio Erena: 12 December 2022 ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ደሞክራሲያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ንዝንቀሳቐሱ፣ ብመጋቢት 23 ወይ March 23 (M23) ዝፍለጡ ዕጡቓት ንምጥቃዕ ኣስታት 750 ወትሃደራት ክትልእኽ ምዃና ኣፍሊጣ [...]
ዓባይ ብሪጣንያ፣ ብኲናት ዝዓነወ ቁጠባ ኢትዮጵያ ዳግም ንምህናጽ ልዑል ኣበርክቶ ክትገብር ከምዝኾነት ገሊጻ

ዓባይ ብሪጣንያ፣ ብኲናት ዝዓነወ ቁጠባ ኢትዮጵያ ዳግም ንምህናጽ ልዑል ኣበርክቶ ክትገብር ከምዝኾነት ገሊጻ

Radio Erena: 11 December 2022 ዓባይ ብሪጣንያ፣ ብኲናት ዝዓነወ ቁጠባ ኢትዮጵያ ዳግም ንምህናጽ ልዑል ኣበርክቶ ክትገብር ከምዝኾነት ገሊጻ። ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዑደት ዘካዪድ ዘሎ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻ [...]
ህዝቢ ሱዳን፣ ንስምምዕ ሰላም ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ የካይድ

ህዝቢ ሱዳን፣ ንስምምዕ ሰላም ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ የካይድ

Radio Erena: 11 December 2022 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን፣ ብሓይሊ ብረት ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለን ንዝፈረምዎ ስምምዕ ዝቃወም ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ። እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ከ [...]
የመን፣ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራትን ኣየርላንዳዊ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛን ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ድሒኑ

የመን፣ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራትን ኣየርላንዳዊ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛን ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ድሒኑ

Radio Erena: 09 December 2022 ኣብ የመን፣ ተልእኾ ሰላም ሕቡራት ሃገራት ዝመርሕ ዘሎ፣ ዝተጦረተ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኣየርላንድ ነበር፣ ሜጀር ጀነራል ሚካኤል ቤሪ፣ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ከም [...]
ኢትዮጵያ፣ ዞባ ወለጋ ናይ ህጹጽ እዋን ላዕለዋይ እዚ ወይ ኮማንድ ፖስት ክቐውም ፖለቲካውያን ውድባት ጸዊዖም

ኢትዮጵያ፣ ዞባ ወለጋ ናይ ህጹጽ እዋን ላዕለዋይ እዚ ወይ ኮማንድ ፖስት ክቐውም ፖለቲካውያን ውድባት ጸዊዖም

Radio Erena: 09 December 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ብፍላይ ኣብ ዞባ ወለጋ፣ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዙ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኣማኢት ሰባት ቀቲሉን ልዕሊ 400 ሽሕ ሰባት ድማ ካብ መነባብርኦም ኣመዛቢሉ [...]
ታንዛንያ ጽንብል መዓልቲ ነጻነት ሰሪዛ

ታንዛንያ ጽንብል መዓልቲ ነጻነት ሰሪዛ

Radio Erena: 08 December 2022 መንግስቲ ታንዛንያ ዓርቢ 9 ታሕሳስ ክካየድ ዝነበሮ ጽንብል መዓልቲ ነጻነት ብትእዛዝ ፕረዚደንት ከምዝሰረዞ ኣፍሊጡ:: ፕረዚደንት ሳምያ ስሉህ ሓሰን፣ መበል 61 ዓመት ጽንብል [...]
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቻይና ናብ ጂቡቲ በጺሐን

ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቻይና ናብ ጂቡቲ በጺሐን

Radio Erena: 08 December 2022 ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቻይና ናብ ጂቡቲ ከምዝበጽሓ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እተን ብሰለስተ ዓበይቲ መራኽብ ኵናት ዝተመርሓ ጭፍራ፣ ካብ 05 ታሕሳስ ኣትሒዘን መልህቀን [...]
1 95 96 97 98 99 385 970 / 3845