Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣልሸባብ፣ ኣብ መዓስከር ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያሎ ወትሃደራት ሶማል ተቐቲሎም
Radio Erena: 18 January 2023
ኣልሸባብ፣ ኣብ ሰሜናዊ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያሎ ወትሃደራት ሶማል ከምዝቐተለ ተገሊጹ።
ኣብቲ 'ሓዋድለይ' ዝተባህለ፣ ካብ ሞቛድሾ ኣስታት 60 [...]
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ውግእ ኣስታት 600 ሽሕ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ
Radio Erena: 17 January 2023
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ውግእ፣ ኣስታት 600 ሽሕ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብቲ ዞባ፣ ኦሉሶጉን ኦባሳንጆ ገሊጹ።
እቲ ፕረዚደን [...]
ሱዳን፣ ፖለቲከኛታት ኣብ ሰራዊት ጣልቃ ካብ ምእታው ክቑጠቡ ጀነራል ኣልቡርሃን ኣጠንቂቑ
Radio Erena: 16 January 2023
ፖለቲከኛታት ሱዳን፣ ኣብ ሰራዊት ጣልቃ ካብ ምእታው ክቑጠቡ፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊትን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ኣጠንቂቑ።
ጀነራል [...]
ብኣመሪካ ዝምራሕ ሓባራዊ ሰራዊት ሓይሊ ዕማም ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሶማሊላንድ በጺሑ
Radio Erena: 16 January 2023
ብኣመሪካ ዝምራሕ ሓባራዊ ሰራዊት ሓይሊ ዕማም ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ምብጻሕ ከምዘካየደ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ሶማል ሓቢሩ።
እቲ ሓይሊ ዕማም፣ ብ13 ጥ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ቻይና ዝተለቀሓቶ ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ዕዳ፣ ገለ ክፋሉ ክስረዘለ ሓቲታ
Radio Erena: 16 January 2023
ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ካብ ቻይና ካብ ዝተለቀሓቶ ልዕሊ 14 ቢልዮን ዶላር ዕዳ፣ ገለ ክፋሉ ክስረዘላ ምሕታታ ቢዝነስ ኢንፎ ኣቃሊሑ።
እታ ሃገር ዕዳ ክስረዘላ ዝሓተተ፣ ብሓድሽ ሚ [...]
ዕጡቓት ኦሮሞ ኣብ ዘካየድዎ ስርሒት ልዕሊ 450 እሱራት ኣፍቲሖም
Radio Erena: 16 January 2023
ዕጡቓት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ኣብ እትርከብ፣ ከተማ ከቡሌ ሆራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣማኢት እሱራት ከምዘፍትሐ መርበባት ዜና ናይቲ ክልል ሓቢረን [...]
ኣመሪካ፣ ሶማላውያን ናብ ዓዶም ናይ ምስጓግ መስርሕ ንግዜኡ ደው ክብል ወሲና
Radio Erena: 16 January 2023
ኣመሪካ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንዝነብሩ ይኹን ዘቕረብዎ ሕቶ ዑቕባን መንበሪ ፍቓድን ዝተነጽገ ሶማላውያን፣ ናብ ዓዶም ናይ ምስጓግ መስርሕ ንግዜኡ ደው ክብል ምውሳና ክፍሊ ዘቤታዊ ጉዳ [...]
‘ኣብ ትግራይ፣ ንልዕሊ 3 ሚልዮን ህዝቢ ረዲኤት ተኸፋፊሉ።’ ሕቡራት ሃገራት
Radio Erena: 16 January 2023
ኣብ ትግራይ፣ ኣብዚ ኣስታት ወርሒን ፈረቓን ንልዕሊ 3 ሚልዮን ህዝቢ ረዲኤት ክበጻጻሕ ምኽኣሉ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ኣፈኛ እቲ ውድብ፣ ስቴፋን ዱጃሪች፣ ብ13 ጥሪ ኣብ ዝሃ [...]
ኣመሪካ፣ ካብ ኢራን ናብ የመን ዝተላእከ’ዩ ዝበለቶ ልዕሊ 2 ሽሕ ጠበናጁ ሒዛ
Radio Erena: 13 January 2023
ኣብ ሓለዋ ክሊ ማያት ቀይሕ ባሕሪን ወሽመጥ ዓደንን ተዋፊሩ ዝርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ካብ ኢራን ተላኢኹ ናብ የመን ዘቕንዕ ዝነበረ'ዩ ዝበሎ፣ 2116 ጠበናጁ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳን ጀርመንን፣ ንስምምዕ ሰላም ሰሜን ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ናብታ ሃገር ኣትየን
Radio Erena: 12 January 2023
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳን ጀርመንን፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ዘለወን ደገፍ ንምግላጽ፡ ሎሚ ሓሙስ 12 ጥሪ፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣት [...]