Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኡጋንዳ፣ ምስ ዳዕሽ ምትእስሳር ከምዘዎም ዝተገልጹ ዕጡቓት ልዕሊ 42 ሰባት ቀቲሎም
Radio Erena: Wednesday 21 June 2023
ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ዝመደበሮም ዝተባህሉ ዕጡቓት፣ ኣብ ምዕራባዊ ኡጋንዳ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ልዕሊ 42 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ።
ኣብ'ቲ ብ16 ሰነ [...]
ሱዳን፣ ብመሪሕነት ኬንያ ንዝቐረበ ተበግሶ ሽምግልና ኢጋድ ነጺጋ
Radio Erena: Sunday 19 June 2023
ዞባዊ ውድብ ኢጋድ፣ ንጉዳይ ሱዳን ንምሽምጋል ንዘቖሞ ኮሚቴ፡ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ዊልያም ሩቶ ንኽመርሖ ንዝቐረበ እማመ፣ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ዝምራሕ መንግስቲ ነጺ [...]
ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ፣ ሸሞንተ ሓይልታት ጸጥታ ኬንያ ተቐቲሎም
Radio Erena: Sunday, 18 June 2023
ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ዞባ ጋሪሳ፣ ሸሞንተ ሓይልታት ጸጥታ ኬንያ ከምዝተቐትሉ፣ ፖሊስ እታ ሃገር ሓቢሩ።
ኣብ ሓለዋን ኮለናን ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስ፣ ብመካይን እናተጓዓ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊትን ህዝብን ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን ሞቝሰልትን ኮይኖም
Radio Erena: 15 June 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ምዕራብ ጎጃም ኣብ ዝርከብ ሓያሎ ከባቢታት ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ህዝብን ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ከምዝሞቱን ከምዝቖሰሉን ዝተፈላለያ [...]
ሱዳን፣ ንሓይልታት ጀነራል ሐሚቲ ዝተቓወመ ኣማሓዳሪ ዞባ ምዕራብ ዳርፉር ተቐቲሉ
Radio Erena: Thursday, 15 June 2023
ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ክልተ ተጻጸርቲ ሓይልታት ዝተወልዐ ኵናት፣ ካብ ካርቱም ሓሊፉ ናብ ካልእ ከባቢታት ይልሕም ከምዘሎ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ምዕራብ [...]
ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንሩስያን ዩክሬይንን ናብ ዘተ ሰላም ንምቅርራብ ዝዓለመ ዑደት ናብ ክልትኤን ሃገራት ከካይዱ’ዮም
Radio Erena: Thursday, 15 June 2023
መራሕቲ ግብጺ፣ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኡጋንዳ፣ ሰኔጋል፣ ዛምብያን ኮንጎ ብራዛቪልን፣ ሩስያን ዩክሬይንን ናብ ዘተ ሰላም ክቐርባ ንምዕዳም ዝዓለመ ዑደት ናብ ክልትኤን ሃገራት ከ [...]
ትግራይ፣ ብሰንኪ ዓጸቦ ናይ ዝሞቱ ዘለዉ ብዝሒ ሰባት ይውስኽ ምህላዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: Thursday, 15 June 2023
ኣብ ትግራይ፣ ንህዝቢ ክዕደል ተጀሚሩ ዝነበረ ረዲኤት ደው ምባሉ፣ ንኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ንሓደጋ ጥሜት ኣቃሊዑ ከምዘሎ ተፈሊጡ።
ኣብቲ ክልል ድሮ፣ ብሰንኪ'ቲ ንክል [...]
ኬንያ፣ 600 ሰራሕተኛታት ናብ ጂቡቲ ክትልእኽ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ስምምዕ በጺሐን
Radio Erena: Wednesday, 14 June 2023
ኬንያ፣ ዝተፈላለየ ሞያ ዘለዎም ኣስታት 600 ሰራሕተኛታት ናብ ጂቡቲ ክትልእኽ፣ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ተሓቢሩ።
እቲ ስምምዕ ዝተበጽሐ፣ ጎኒ ጎኒ [...]
ሶማልን ስዑዲ ዓረብን፣ ኣብ ዞባዊ ወትሃደራዊ ጉዳያት ተመያይጠን
Radio Erena: Wednesday, 14 June 2023
ሶማልን ስዑዲ ዓረብን፣ ኣብ ዞባዊ ወትሃደራዊ ጉዳያት ብምትኳር ከምዝተመያየጣ ኣገልግሎት ዜና ኣራብ ኒውስ ሓቢሩ።
ብሚኒስተር ምክልካል ሶማል፣ ዓብደልቃድር መሓምድኑ [...]
መራሕቲ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ድሕሪ ኵናት ንመጀመርያ እዋኖም፣ ኣብ ባህርዳር ብኣካል ተራኺቦም ዘትዮም
Radio Erena: Monday, 12 June 2023
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ካብ ሕዳር 2020 ክሳብ ሕዳር 2022፣ ንክልተ ዓመታት ድሕሪ ዝቐጸለ ኵናት፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ስምምዕ ንዘተ ሰላም ካብ ዝኽተም ኣብ ሻብዓይ ወርሑ፣ [...]