Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 380 381 382 383 384 390 3820 / 3894
ጅቡቲ፣ ምስ ቀጠር ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ቀኒሳ

ጅቡቲ፣ ምስ ቀጠር ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ቀኒሳ

Radio Erena: 09 June 2017 መንግስቲ ጅቡቲ፣ ኣብ ቀጠር ዝነበሩ ኣባላት ኤምባሲኡ ከጉድል ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ።እቲ መንግስቲ ብ7 ሰነ ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ መግለጺ፣ ኣብ ቀጠር ዝነበሩ ናይ ዲፕሎማሲ ወኪላቱ ከጉድል ዝወሰነሉ ምኽ [...]
እስራኤል ን200 ተወላዶ ዳርፉር ዑቕባ ክትህብ’ያ

እስራኤል ን200 ተወላዶ ዳርፉር ዑቕባ ክትህብ’ያ

Radio Erena: 09 June 2017 እስራኤል፣ ኣስታት 200 ንዝኾኑ ተወላዶ ዳርፉር ዑቕባ ክትህብ ምዃና ማዕከን ዜና ሃረጽ ኣፍሊጡ። እቲ ማዕከን ዜና ብዘቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እታ ሃገር ንሓተቲ ዑቕባ ብእኩብ ፖለቲካዊ ዑቕባ ክት [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 08 June 2017 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ እስራኤል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሰሉስ 6 ሰነ ናብ እስራኤል ኣብ ዝኣተወሉ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ [...]
ነዳዲ እተመላልስ መርከብ ኣመሪካ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣርፒጂ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ

ነዳዲ እተመላልስ መርከብ ኣመሪካ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣርፒጂ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ

Radio Erena: 08 June 2017 ነዳዲ እተመላልስ መርከብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ፣ መጻብቦ ባብ ኤል መንደብ ናይ ኣርፒጂ መጥቃዕቲ ከምዝተኻየደላ ክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር-ፔንታጎን ኣፍሊጡ። እታ M [...]
‘’ሓለዋ ከተማ ጁባ ክቕጽል’ዩ’’ ኣዘዝቲ ሰራዊት ደቡብ ሱዳን

‘’ሓለዋ ከተማ ጁባ ክቕጽል’ዩ’’ ኣዘዝቲ ሰራዊት ደቡብ ሱዳን

Radio Erena: 30 April 2017 ቅልውላው ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ዕልዋ መንግስቲ ክካየድ’ዩ ተባሂሉ ንተላበዐ ወረ ክሳብ ዝጻረይ፣ ሰራዊት መንግስቲ ንጎደናታት ከተማ ጁባ ዝገብሮ ዘሎ ከቢድ ሓለዋ ክቕጽል ምዃኑ ኣ [...]
ስዑዲ ዓረብን ዓለማዊ ውድብ መግብን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብደርቂ ተጠቒዑ ንዘሎ ህዝቢ ዝውዕል ናይ መግቢ ረዲኤት ለጊሶም

ስዑዲ ዓረብን ዓለማዊ ውድብ መግብን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብደርቂ ተጠቒዑ ንዘሎ ህዝቢ ዝውዕል ናይ መግቢ ረዲኤት ለጊሶም

Radio Erena: 16 April 2017 ስዑዲ ዓረብን ዓለማዊ ውድብ መግብን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብደርቂ ተጠቒዑ ንዘሎ ህዝቢ ዝውዕል ናይ መግቢ ረዲኤት ከምዝለገሱ ሺን ሁዋ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። ኣብቲ ብዓርቢ ዕለት 14 ሚያዝያ ዝተኻየደ [...]
ሕ.ኣ. ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት ብቐረባ ክከታተሎ ከምዝጸንሐ ገሊጹ

ሕ.ኣ. ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት ብቐረባ ክከታተሎ ከምዝጸንሐ ገሊጹ

ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት ብቐረባ ክከታተሎ ከምዝጸንሐ ኣደ ወንበር’ቲ ሕብረት ዶክተር ንኮሳዛና ዙማ ገሊጻ።ብዕለት ሓደ መስከረም ዝወጸ መግለጺ ሕብረት ኣፍሪቃ ከምዘመልክቶ፣ ማሕበረ ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ሞት [...]
ፖሊስ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ብመርበባት ሓበሬታ ዝካየዱ ገበናት ንምቁጽጻር ዘኽእሎ ወፍሪ ከካይ’ዩ

ፖሊስ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ብመርበባት ሓበሬታ ዝካየዱ ገበናት ንምቁጽጻር ዘኽእሎ ወፍሪ ከካይ’ዩ

ሓይሊ ፖሊስ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ብመርበባት ሓበሬታ ዝካየዱ ገበናት ንምቁጽጻር ዘኽእሎም ናይ ሓባር ወፍሪ ከካዪዱ ተሰማሚዖም።መበል 18 ዋዕላ ኣባል ሃገራት ንምቁጽጻር ገበናት ሳይበር፣ ኣብ ከተማ ኪጋሊ ኣብ ዝተኻየደሉ፣ ላዕለዎት ኣዘ [...]
ፕ.ሙጋቤ ብጽኑዕ ሓሚሙ፣ ተባሂሉ ዝተዘርገሐ ዜና ሓሶት ምዃኑ ተገሊጹ

ፕ.ሙጋቤ ብጽኑዕ ሓሚሙ፣ ተባሂሉ ዝተዘርገሐ ዜና ሓሶት ምዃኑ ተገሊጹ

ፕረዚደንት ዚምባብወ ሮበርት ሙጋቤ ብጽኑዕ ሓሚሙ ኣብ ዱባይ ሕክምናዊ ረዲኤት ይግበረሉ’ሎ ተባሂሉ ዝተዘርገሐ ዜና ሓሶት ምዃኑ፣ እቲ ፕረዚደንት ናብ ሃገሩ ኣብ ዝተመልሰሉ እዋን ገሊጹ።ሙጋቤ ኣብ ስዋዚላንድ ኣብ ኮንፈረንስ እንከሎ ሃንደበት [...]
ኣብ ሶማልያ ዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ሶማልያ ዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ሶማልያ ዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ እትርከብ ሆቴል፣ ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ነታጒ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ብናይ ፈኮስቲ ብረታት ተኹሲ’ውን ዝተሰነየ ምንባሩ ካብቲ ቦታ ዝተረኽ [...]
1 380 381 382 383 384 390 3820 / 3894