Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 376 377 378 379 380 390 3780 / 3894
ኣመሪካ ንኢትዮጵያን ኬንያን ናይ 169 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ሂባ

ኣመሪካ ንኢትዮጵያን ኬንያን ናይ 169 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ሂባ

Radio Erena: 06 August 2017        ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያን ኬንያን ንሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 169 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ለጊሳ።       ምምሕዳር ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ብሓሙስ ዕለት 3 ነ [...]
ኣብ የመን ብዝተኻየደ ደብዳብ ነፈርቲ 12 ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም

ኣብ የመን ብዝተኻየደ ደብዳብ ነፈርቲ 12 ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 06 August 2017          ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል የመን ብዘካየዶ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ብውሑዱ 12 ሰላማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣገልግሎት ዜና ሳባ ካብታ ሃገር ሓቢሩ።   [...]
ምርጫ ኬንያ መዓልታት ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓላፊ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ተቐቲሉ

ምርጫ ኬንያ መዓልታት ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓላፊ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ተቐቲሉ

Radio Erena: 04 August 2017 ምርጫ ኬንያ ኣርባዕተ መዓልታት ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ብዘይተፈልጡ ሰባት ተቐቲሉ። እዚ ክሪስ ምሳንዶ ዝተባህለ በዓል ስልጣን ኮሚሽን ምር [...]
ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ንዓርቢ 4 ነሓሰ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ መጸዋዕታ ቀሪብሉ

ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ንዓርቢ 4 ነሓሰ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ መጸዋዕታ ቀሪብሉ

Radio Erena: 03 August 2017 ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ንዓርቢ 4 ነሓሰ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ብመንግስቲ መጸዋዕታ ቀሪብሉ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን። ኣብ ዓመታዊ ዕረፍቲ ዝጸንሑ ኣባላት ፓርላማ ህጹጽ ኣኼባ ከ [...]
ፕ.ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ብቑዕ ጥዕና ከምዘለዎ ገሊጹ

ፕ.ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ብቑዕ ጥዕና ከምዘለዎ ገሊጹ

Radio Erena: 03 August 2017 ናይ ዓለምና ዝሸምገለ መራሒ ሃገር፣ ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ብቑዕ ጥዕና ከምዘለዎ ገሊጹ። እቲ 93 ዓመት ኣቑጺሩ ዘሎ ፕረዚደንት፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካ [...]
ስዑዲ ዓረብ ዝሰጎጎቶም ሰለስተ ሱዳናውያን ጋዜጠኛታትን ተጣበቕትን ኣብ ካርቱም ተኣሲሮም

ስዑዲ ዓረብ ዝሰጎጎቶም ሰለስተ ሱዳናውያን ጋዜጠኛታትን ተጣበቕትን ኣብ ካርቱም ተኣሲሮም

Radio Erena: 31 July 2017 ስዑዲ ዓረብ ዝሓለፈ ቅነ ዝሰጎጎቶም ሰለስተ ሱዳናውያን ጋዜጠኛታትን ተጣበቕትን፣ ኣብ ምስጢራዊ ቤት ማእሰርቲ ካርቱም ተቐይዶም ምህላዎም ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣቃሊዑ። እቶም ካብ 21 ታሕሳስ ና [...]
ብኣምነስቲ ዝቐረበ ክሲ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ደ.ሱዳን፣ ብኣዘዝቲ ሰራዊት’ታ ሃገር ተነጺጉ

ብኣምነስቲ ዝቐረበ ክሲ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ደ.ሱዳን፣ ብኣዘዝቲ ሰራዊት’ታ ሃገር ተነጺጉ

 Radio Erena: 30 July 2017   ሰራዊት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዓመጽ ይፍጽም ኣሎ ተባሂሉ ብኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ዝቐረበ ክሲ፣ ሰበስልጣን ሰራዊት’ታ ሃገር ናይ ኣሉታ መልሲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ‘ብብልሽውና ዝተጠርጠሩ’ዮም’ ዝተባህሉ ሰበ ስልጣንን ነጋዶን ይእሰሩ

ኢትዮጵያ፣ ‘ብብልሽውና ዝተጠርጠሩ’ዮም’ ዝተባህሉ ሰበ ስልጣንን ነጋዶን ይእሰሩ

Radio Erena: 27 July 2017 ኢትዮጵያ፣ ብብልሽውና ዝተጠርጠሩ'ዮም ዝተባህሉ ልዕሊ 30 ሰበ ስልጣን መንግስትን ነጋዶን ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ተገሊጹ። ንወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ ዶክተር ነገሪ ሌንጮ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣመሪካን ብሓባር ኣብ ዘካየድኦ ስርሒት፣ ሓደ ካብ ሓለፍቲ ኣልሸባብ ተታሒዙ

ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣመሪካን ብሓባር ኣብ ዘካየድኦ ስርሒት፣ ሓደ ካብ ሓለፍቲ ኣልሸባብ ተታሒዙ

Radio Erena: 27 July 2017 ሓይልታት ጸጥታ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ብኣመሪካውያን ኣማኸርቲ ተሓጊዞም ኣብ ዘካየድዎ ስርሒት፣ ሓደ ካብ ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝሓዙ ተሓቢሩ። ሓደ ካብ መራሕቲ ኣልሸባብ ምዃኑ ዝተነግረሉ ዓብደ [...]
ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ኣብ መንጎ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዝተኸስተ ምስሕሓብ ንምሽምጋል ዑደት የካይድ

ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ኣብ መንጎ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዝተኸስተ ምስሕሓብ ንምሽምጋል ዑደት የካይድ

Radio Erena: 25 July 2017 ፕረዚደንት ቱርኪ ጣይብ ኤርዶጋን ኣብ መንጎ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዝተኸስተ ምስሕሓብ ንምሽምጋል ናብተን ሃገራት ዑደት ኣብ ምክያድ ይርከብ። እቲ ፕረዚደንት ዑደቱ ብስዑዲ ዓረብ ንምጅማር ብቅድሚ [...]
1 376 377 378 379 380 390 3780 / 3894