Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኢትዮጵያ: ኣብ ድሬዳዋ ዝጀመረ ናዕቢ ገና ይቕጽል
Radio Erena: 27 January 2019 ኣብ ድሬዳዋ ኢትዮጵያ ዝጀመረ ናዕቢ ገና ይቕጽል ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ሓቢሩ። ብዕለት 21 ጥሪ ሃይማኖታዊ በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሉ ዝነበረ እዋን ዝጀመረ እዚ ዳሕረዋይ እብረ [...]

ተቓወምቲ ውድባት ሱዳን፣ ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ ቻርተር ኣጽዲቐን
Radio Erena: 27 January 2019 ተቓወምቲ ውድባት ሱዳን፣ ድሕሪ ምውራድ ፕረዚደንት ኣልበሽር ዝምስረት ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ ቻርተር ኣጽዲቐን። እቲ ‘ቻርተር ለውጥን ናጽነትን’ ዝተሰምየ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ዝተሓንጸጸ [...]

ኢትዮጵያ፣ ካብ ሰደድ ክትረኽቦ ዝወጠነት ኣታዊ ብ38% ጎዲሉ
Radio Erena: 25 January 2019 ኢትዮጵያ፣ ናብ ወጻኢ ሃገራት ካብ እትልእኮ ሰደድ ክትረኽቦ ዝወጠነት ኣታዊ ብ38% ከምዝጎደለ ተሓቢሩ። ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ፣ ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ንግዲ እታ ሃገር ብምጥቃስ ኣብ ዘቕርብኦ ሓ [...]

ሱዳንን ዮርዳኖስን ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን
Radio Erena: 25 January 2019 ሱዳንን ዮርዳኖስን ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ከምዝዘተያ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሓቢሩ። ክልቲኤን ሃገራት ነዚ ዝዘተያ፣ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዮርዳኖስ፣ ጀነራል ማሕሙድ ፍረይሓት ዝምራሕ [...]

ካብ ስልጣኑ ክእለ ህዝባዊ ጻውዒት ዝቐርበሉ ዘሎ ፕረዚደንት በሽር ናብ ቀጠር በጺሑ
Radio Erena: 24 January 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ቀጠር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት ናብ ቀጠር ዘምርሐ፣ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ህዝባዊ ናዕብታት እታ ሃገር ልዕሊ ሓደ [...]

ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኢህወደግ ነበር ይቕጽል
Radio Erena: 24 January 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስትን ኢህወደግን ነበር ይቕጽል ኣሎ። ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ብዝዘርግሖ ሓበሬታ መሰረት፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኢህወደግ ነበር ኣቶ በረ [...]

ብሪጣንያ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ መዓስከር ሓይሊ ባሕሪ ከተቕውም ከምእትኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 23 January 2019 ብሪጣንያ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ፣ መዓስከር ሓይሊ ባሕሪ ከተቕውም ከምእትኽእል ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ሚኒስተር ምክልኻል ብሪጣንያ፣ ጋቪን ዊልያምሶን፣ ኣብ ፈለማ ዕለታት ናይዚ ወርሒ [...]

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ ቁጠባዊ መድረኽ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ
Radio Erena: 22 January 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ካብ ሎሚ 22 ክሳብ 25 ጥሪ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ኣብ ዝካየድ ቁጠባዊ መድረኽ ዓለም (World Economic Forum) ይሳተፍ ኣሎ። ኣብዚ [...]

UNHCR ፣ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መሰል ስደተኛታት ንዘጽደቀቶ ሓድሽ ኣዋጅ ንኢዱ
Radio Erena: 21 January 2019 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መሰል ስደተኛታት ንዘጽደቐቶ ሓድሽ ኣዋጅ ንኢዱ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እዚ ኢትዮጵያ ወሲዳቶ ዘላ ተበግሶ፣ ኣ [...]

ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ይቕጽል፣ ኣልበሽር ቅዋም ንምቕያር ይሸባሸብ
Radio Erena: 20 January 2019 ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኣንጻር ናዕቢ ዘካይድ ዘሎ ህዝቢ ዝወስዱዎ ዘለዉ ጨካ ስጉምቲ ገና ይቕጽል ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ብዓርቢ 18 ጥሪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዘካ [...]