Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሚኒስተር ፋይናንስ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ፈረንሳ ናብ ኢትዮጵያ በጺሑ
Radio Erena: 23 July 2019
ብሚኒስተር ፋይናንስ ብሩኖ ለ መየር ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ፣ ብሰኑይ 22 ሓምለ ናብ ኢትዮጵያ በጺሑ።
እቲ ሚኒስተር ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ፣ ኣብ ምትሕግጋዝን ወ [...]
ሶማልያ፣ ብዝተፈንጀረ ቦምብ 17 ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 23 July 2019
ኣብ ሶማል ከተማ ሞቛድሾ፣ ጥቃ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣብ ዝርከብ ሆቴል ብዝተፈጸመ ናይ ቦምብ መጥቓዕቲ ብውሕዱ 17 ሰባት ከምዝሞቱን 28 ድማ ከምዝቖሰሉን ሮይተርስ ሓቢሩ።
ኣል [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ሲዳማ ንምቛም ኣብ ዝጸውዐ ናዕቢ ህይወት 10ታት ሰባት ጠፊኡ
Radio Erena: 22 July 2019
ኣብ ኢትይጵያ፣ ክልል ሲዳማ ንምቛም ኣብ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ደቡብ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናዕቢ ህይወት 10ታት ሰባት ከምዝጠፍአን፣ ዛጊት ግምቱ ዘይተሓበረ ንብረት ከምዝዓነወን ዝተፈላለየ ም [...]
ዕጡቓት ውድባት ሱዳን፣ ንዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ከምዘይቅበልዎ ኣፍሊጦም
Radio Erena: 21 July 2019
ልፍንቲ መስሪቶም ዘለዉ ዕጡቓት ውድባት ሱዳን፣ ነቲ ኣብ መንጎ ሓይሊ ንናጽነትን ወተሃደራዊ ጉጅለን ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ከምዘይቅበልዎ ኣፍሊጦም።
እቲ ብዑመር ኣልዲገይር ዝምራሕ ልፍንቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ህዝቢ ሲዳማ ሓድሽ ክልል ንምቛም ተቓውሞታት ኣብ ምውዳብ ይርከብ
Radio Erena: 19 July 2019
ህዝቢ ሲዳማ ናይ ኢትዮጵያ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ክልል ንምቛም ክገብሮ ዝጸንሐ ቃልሲ ንምቕጻሉ ተዳልዩ ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝመሓላለፍ ዘሎ ሓበሬታታት ኣነጺሩ።
እቲ ህዝቢ ዘልዓሉ ሕቶ [...]
ኣመሪካ፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር’ያ
Radio Erena: 19 July 2019
ኣመሪካ ምስ ኢራን ኣብ እትሰሓሓበሉ ዘላ እዋን፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር ምዃና ንክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢረን።
እቶም ወትሃደራት፣ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ምስሓብ ሰራዊት ሕቡራት ኢማራት ካብ የመን የሻቕላ
Radio Erena: 18 July 2019
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ካብቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብ ስትራቴጃዊ ከባቢታት ክትስሕብ ምውሳና፣ ንስዑዲ ዓረብ ከምዘሻቐላ ፖለቲካውያን ተንተንቲ ገሊጾም።
ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን የመ [...]
ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ዝቐረበ እማመ ተኸቲሙ
Radio Erena: 17 July 2019
ኣብ ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ውድባትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ዝቐረበ እማመ ተኸቲሙ።
እቲ ብኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን ክድፍኣሉ ዝጸንሐ እማመ፣ ስልጣን ሒዙ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ክትገብር’ያ
Radio Erena: 17 July 2019
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ክትገብር ምዃና ኣፍሊጣ።
እቲ ብ"ስም ሸኽ ከሊፋ" ንኢትዮጵያ ተመዲቡ ዘሎ ምወላ፣ ከም ኣካል ናይቲ ሕቡራት ኢማራት [...]
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ-ኒሙለ ሓይልታት ጸጥታ ከዋፍር ኡጋንዳ ሓቲታ
Radio Erena: 17 July 2019
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ-ኒሙለ፣ ሓይልታት ጸጥታ ከዋፍር ኡጋንዳ ምሕታታ ጋዜጣ ኒው ቪዥን ካብ ካምፓላ ሓቢራ።
ኡጋንዳ ነዚ ሕቶ ተቕር [...]