Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሊብያ፣ ተሓላቒት መሰል ደቂንስትዮ ዝኾነት ጓለነስተይቲ ኣብ ከተማ ቤንቓዚ ተቐቲላ
Radio Erena: 12 November 2020
ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ቤንቓዚ፣ ብጀነራል ሓፍታር ብዝምራሕ ሓይሊ ይፍጸም ኣሎ ንእትብሎ ግፍዕታት ክትቃወም ዝጸንሐት፣ ሓናን ኣል ባራሲ ዝተባህለት፣ ተሓላቒት መሰል ደቂንስትዮ፣ ብ10 ሕዳር [...]

ሩስያ፣ ኑክሌር ዝዓጠቓ መራኽብ ዝዓርፋሉ፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ሱዳን ክትሃንጽ መደብ ከምዘለዋ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 12 November 2020
ሩስያ፣ ኑክሌር ዝዓጠቓ መራኽብ ዝዓርፋሉ፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ፣ ኣብ ገማግም ሱዳን ክትሃንጽ መደብ ከምዘለዋ ንወግዓዊ ሓበሬታ መንግስቲ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ካብ ሞስ [...]

ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ኣብታ ሃገር ተታሒዞም ብዘለው 52 ግብጻውያን ይሰሓሓባ
Radio Erena: 12 November 2020
ኢትዮጵያ፣ ካብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ ኣትሒዛ፣ 52 ግብጻውያን ሒዛቶም ምህላዋ ተሓቢሩ።
እቶም በጻሕቲ ሃገር ምዃኖም ዝተገልጹ ግብጻውያን፣ ናብ ኩዌት ኣብ ዝተበገስሉ እዋን፣ [...]

ላዕለዎት ሰብ ስልጣን ብሪጣንያን ፈረንሳን ኣብ ግብጺ ምብጻሕ ፈጺሞም
Radio Erena: 11 November 2020
ላዕለዎት ሰብ ስልጣን ብሪጣንያን ፈረንሳን ኣብ ግብጺ ምብጻሕ ፈጺሞም
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ፣ ዦን ኢቭ ለድርያን ዝምራሕ ላዕለዎይ ልኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ ናብ ግብጺ [...]

ብባድመ ኵናት ተኸፊቱ ምህላዉ፣ መንግስቲ ክልል ትግራይ ገሊጹ
Radio Erena: 11 November 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ዝኸፈቶ ኵናት ስለዝፈሸሎ፣ ካብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ሓገዝ ብምሕታት ኣብ ሑመራ ናይ ከቢድ ብረት ደብዳብ የካይድን ኣብ ከባቢ [...]

ኣብ ትግራይ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ወትሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 10 November 2020
ኣብ ዶባት ትግራይን ኣምሓራን ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዝሃደሙ ወትሃደራት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ንኣገልግሎት ዜና ሱዳን ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።
[...]

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ከቢድ ናይ ሰብ ክሳራታት ይወርድ ምህላዉ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 10 November 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ውግእ፣ ከቢድ ናይ ሰብ ክሳራታት ይስዕብ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ትካል፣ ሓካይም ብዘይዶብ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል፣ ኣብዚ ሳል [...]

ኣፍሪቃ፣ ኣብዛ ሰዓት እዚ’ኣ፣ ብውሕዱ ኣብ 15 ሃገራት ግጭትን ወረ ግጭን ኣሎ
Radio Erena: 10 November 2020
ኣብዚ እዋን'ዚ፣ ብውሕዱ 15 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ግጭት ዘለዋ ወይ ድማ ስግኣት ግጭት ዘንጸላለወን'የን።
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ድሕሪ'ቲ ካብ መግዛእቲ ናጻ ዝወጻሉ፣ ኵናት ዘይር [...]

ሕጹይ ተወዳዳሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ፣ ጥራይ እግሩ ጎስጓስ ከካይድ ወሲኑ
Radio Erena: 10 November 2020
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተኣሲሩ ዝተፈትሐ፣ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ፣ ፓትሪክ ኦቢ ኣምርያት፣ ዝጀመሮ ጎስጓስ ጥራይ እግሩ ከምዝቕጽሎ ኣፍሊጡ።
ንሱ፣ ኣብ ዘካይዶ [...]

ግብጺ፣ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምዳት ተካይድ ኣላ
Radio Erena: 09 November 2020
ግብጺ ካብ መፋቕር ወርሒ ጥቅምቲ ኣትሒዛ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ ተካይድ ኣላ።
ብ"ራዳ 2020" ኣብ ዝሰመየቶ፣ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይልታት ኣየርን ምድርን ዝቐነየት ግብጺ፣ [...]