Category: ኣህጉራዊ ዜና
‘ኣብ ትግራይ፣ ዓሌት ምጽናት’ዩ ዝካየድ ዘሎ’ ክብሉ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ኣቡነ ማትያስ ገሊጾም
Radio Erena: 10 May 2021
ፓትርያሪክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓሌት ናይ ምጽናት ተግባራት ይካየድ ኣሎ ክብሉ ገሊጾም።
ነቲ ኵናት ዘለዎም ተቓ [...]
ፕረዚደንት ኮንጎ፣ ንሱዳንን ግብጽን ምስ ኢትዮጵያ ንምቕርራብ ዝዓለመ ዑደት ኣካይዱ
Radio Erena: 10 May 2021
ፕረዚደንት ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ፈሊክስ ትስከዲ፣ ብጉዳይ ናይል ተሰሓሒበን ንዝርከባ ሱዳንን ግብጽን ምስ ኢትዮጵያ ንምቕርራበን ዝዓለመ ዑደት ኣካይዱ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ [...]
ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ
Radio Erena: 09 May 2021
ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ኣቦ ወንበር’ቲ ሕብረት፣ ንናይ ጋና ፕረዚደንት ነበር ጆን ድራማኒ ማሃማ፣ ከም [...]
ንህወሓትን ሸኔን ከም ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝቐረበ እማመ፣ ባይቶ’ታ ሃገር ኣጽዲቑዎ
Radio Erena: 09 May 2021
ቆንስል ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ንዘቕረቦ እማመ፣ ባይቶ’ታ ሃገር ኣጽዲቑዎ።
ብወከልቲ ህዝቢ ዝቖመ ባይቶ መበል 13 ስሩዕ ዋዕላኡ ኣብ ዘካ [...]
ቀጠር፣ ብጉዳይ ምርጫ ተኸሲቱ ንዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ናብ ሶማል ፍሉይ ልኡኽ ሰዲዳ
Radio Erena: 07 May 2021
ኣብ ሶማል፣ ኣብ መንጎ ርእሰ ምምሕዳራትን ፕረዚደንት መሓመድ ፋርማጆን ተፈጢሩ ብሰንኪ ዘሎ ምክፍፋል፣ እታ ሃገር ናብ ዝበኣሰ ምብትታን ከይትወድቕ ተሰጊእሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ቀጠር፣ ንተተ [...]
ጂቡቲ ንሉኣላውነት ሶማል ዘቆናጽብ ስጉምታት ትወስድ ኣላ ንዝብል ክሲ መንግስቲ ሶማል ነጺጉ
Radio Erena: 06 May 2021
ጂቡቲን ኬንያን፣ ንሉኣላውነትን ናጽነትን ሶማል ዘቆናጽብ ስጉምታት ይወስዳ ኣለዋ ክብል መንግስቲ ሶማል ወቒሱ።
እቲ መንግስቲ ነዚ ወቐሳ ዘቕርብ ዘሎ፣ ኣብታ ሃገር ምስ ምርጫ ተተሓሒዙ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ተመያይጡ
Radio Erena: 06 May 2021
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ጀፍሪ ፌልትማን፣ ብዛዕባ'ቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ተመያይጡ።
[...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ኢትዮጵያ ተዓዛቢ ምርጫ ንምልኣኽ ዝነበሮ መደብ ሰሪዙ
Radio Erena: 05 May 2021
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ኢትዮጵያ ተዓዛቢ ምርጫ ንምልኣኽ ዝነበሮ መደብ ሰሪዙ።
እቲ ሕብረት ነቲ መደብ ዝሰረዞ፣ እቲ ልኡኽ ክህልዎ ብዛዕባ ዝኽእል ናጽነትን ዓይነት መሳርሒ ርክባትን ብ [...]
ግብጺ፣ 3.75 ቢልዮን ኤውሮ ዝዋግአን 30 ነፈርቲ ውግእ ካብ ፈረንሳ ክትሽምት’ያ
Radio Erena: 05 May 2021
ግብጺ፣ 3.75 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን፣ ራፋል ዝዓይነትን 30 ነፈርቲ ውግእት ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ስምምዕ ከምዝኸተመት ንመግለጺ ሚኒስትሪ ምክልኻል ግብጺ ብምጥቃስ ጸብጻባት ሓቢሮም።
[...]
ትዓርፈሉ ወደብ ስኢና ዝጸንሐት፣ 450 ሓተቲ ዑቕባ ዝጸዓነት መርከብ ሲቺልያ ኣትያ
Radio Erena: 05 May 2021
ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ብነኣሽቱ ጀላቡ ክሰግሩ ንዝፍትኑ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታት፣ ኣብ ባሕሪ ሓደጋ ከየጋጥሞም ሓለዋን ምክትታልን ዝገብር ማሕበር ግብረሰናይ 'ሲ ዋች' (Sea-Watch) [...]