Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 191 192 193 194 195 386 1930 / 3855
ግብጺ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳይ ናይል ብዝምልክት ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ተመያይጣ

ግብጺ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳይ ናይል ብዝምልክት ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ተመያይጣ

Radio Erena: 13 July 2021 ኢትዮጵያ፣ በይናዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ዝካየደቶ ካልኣይ እብረ ምምላእ ማይ ዲጋ ተሃድሶ ዝተቓወመት ግብጺ፣ ብዛዕባ'ቲ ጉዳይ ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ዘትያ። ብሰኑይ 12 ሓምለ ናብ ብራስለስ ዘም [...]
ፈረንሳ ኣብ ሳሕለ-ሰሓራ ተዋፊሩ ዝርከብ ልዕሊ 2 ሽሕ ሰራዊት ክትስሕብ’ያ

ፈረንሳ ኣብ ሳሕለ-ሰሓራ ተዋፊሩ ዝርከብ ልዕሊ 2 ሽሕ ሰራዊት ክትስሕብ’ያ

Radio Erena: 13 July 2021 ኣብ ቅናት ሳሕለ-ሰሓራ ተዋፊሩ ካብ ዝርከብ ኣስታት 5 ሽሕ ሰራዊት ፈረንሳ እቲ ፍርቁ ክሳብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክስሕብ ምዃኑ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት፣ ምስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ 10 ዞባታት ዝተኻየደ ምርጫ ክድገም ተወሲኑ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ 10 ዞባታት ዝተኻየደ ምርጫ ክድገም ተወሲኑ

Radio Erena: 12 July 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ 21 ሰነ ምርጫ ዝተኻየደሉ 10 ዞባታት፣ ክድገም ከምዝተወሰነ ንምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ደቡ [...]
ፖርት ሱዳን፣ ብዝተፈጸመ ናይ ቦምብ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 4 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ፖርት ሱዳን፣ ብዝተፈጸመ ናይ ቦምብ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 4 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 11 July 2021 ኣብ ሱዳን፣ ወደባዊት ከተማ ቦርት ሱዳን ብዝተፈጸመ ናይ ቦምብ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከን ዜና ኣል ሱዳኒ ሓቢራ። እቲ መጥቃዕቲ፣ ኣብታ ከተማ ኣብ እትርከ [...]
”ናብ ከተማ መቐለ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታት፣ ተፍትሽ ክግበረሉ’ዩ” መ.ኢትዮጵያ

”ናብ ከተማ መቐለ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታት፣ ተፍትሽ ክግበረሉ’ዩ” መ.ኢትዮጵያ

Radio Erena: 11 July 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክበጽሕ መንገዲ ከፊቱ ክብል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝገልጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኩሉ ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሓገዛት ተፍትሽ ክግበረሉ ምዃኑ ተገሊጹ። [...]
ሱዳን፣ ሱዳናዊ በዓል ስልጣን ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርብ’ዩ

ሱዳን፣ ሱዳናዊ በዓል ስልጣን ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርብ’ዩ

Radio Erena: 11 July 2021 ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት፣ ንሱዳናዊ በዓል ስልጣን ነበር እኹል መርትዖ ስለዝረኸበሉ፣ መስርሕ ፍርዱ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ዘ ሄግ ዝመደበሩ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ብዕለት 9 [...]
ኢትዮጵያ፣ ሰልፊ ብልጽግና ብዓብላሊ ድምጺ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ሰልፊ ብልጽግና ብዓብላሊ ድምጺ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 July 2021 ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ሰልፊ ብልጽግና፣ ኣብ ምርጫ ከምዝተዓወተ ብወግዒ ተገሊጹ። ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ቀዳም 10 ሓምለ ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ ውጽኢት ምርጫ፣ ሰልፊ ብልጽግና [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ንግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያንን ዘሰሓሕብ ኣብ ዘሎ ጉዳይ ምምላእ ማይ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ዘትዩ

ባይቶ ጸጥታ፣ ንግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያንን ዘሰሓሕብ ኣብ ዘሎ ጉዳይ ምምላእ ማይ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ዘትዩ

Radio Erena: 09 July 2021 ባይቶ ጸጥት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ንግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሰሓሕብ ዘሎ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ዘትዩ። እቲ ባይቶ፣ ብሓሙስ ኣኼባ ዘካየደ፣ ኢትይጵያ፣ በይናዊ ስ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ንኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘራኽብ ሓይሊ ኤልክትሪክ ንምህናጽ፣ 83.6 ሚልዮን ዶላር መዊሉ

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ንኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘራኽብ ሓይሊ ኤልክትሪክ ንምህናጽ፣ 83.6 ሚልዮን ዶላር መዊሉ

Radio Erena: 09 July 2021 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ንኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘራኽብ መስመር ሓይሊ ኤልክትሪክ ንምህናጽ፣ 83.6 ሚልዮን ዶላር ከምዝመወለ ኣፍሊጡ። እቲ ባንክ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ እቲ 69.6 ሚ [...]
ዞባ ዳርፉር፣ ንመዓልታት ኣብ ዝቐጸለ ግጭት 10ታት ተቐቲሎም

ዞባ ዳርፉር፣ ንመዓልታት ኣብ ዝቐጸለ ግጭት 10ታት ተቐቲሎም

Radio Erena: 08 July 2021 ኣብ ሱዳን፣ ምዕራብ ዳርፉር ንሓያሎ መዓልታት ኣብ ዝቐጸለ ግጭት፣ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። በቲ ግጭት ብውሑዱ ሓሙሽተ ቁሸታት ከምዝተቓጸላን ካብ ቤት [...]
1 191 192 193 194 195 386 1930 / 3855