Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 181 182 183 184 185 386 1830 / 3855
ጂቡቲን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ጸጥታ ዶባት ዘተኮረ ዋዕላ ኣካይደን

ጂቡቲን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ጸጥታ ዶባት ዘተኮረ ዋዕላ ኣካይደን

Radio Erena: 09 September 2021 ጂቡቲን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ጸጥታን ብዶባተን ዝካየድ ንግዲ ዝህልዎ ውሕስነትን ዘተኮረ ዋዕላ ኣካይደን። ኣብቲ ካብ 5 መስከረም ኣትሒዙ ንክልተ መዓልታት፣ ኣብ ጂቡቲ ከተማ ዓርታ ዝተ [...]
ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን ናይ 2 ቢልዮን ወፍሪ ንምክያድ መደብ ከምዘለዋ ገሊጻ

ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን ናይ 2 ቢልዮን ወፍሪ ንምክያድ መደብ ከምዘለዋ ገሊጻ

Radio Erena: 09 September 2021 ቱርኪ፣ ኣብዚ ዝመጽእ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሱዳን ናይ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከተካይድ መደብ ከምዘለዋ ምክትል ፕረዚደንት እታ ሃገር፣ ፉኣት ኦክታይ ገሊጹ። ክሳብ 20 [...]
ሶማል፣ ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ብጉዳይ ቅትለት ናይታ ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ወትሃደራት ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ ተሰሓሒቦም

ሶማል፣ ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ብጉዳይ ቅትለት ናይታ ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ወትሃደራት ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ ተሰሓሒቦም

Radio Erena: 08 September 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሑሰን ሮበለን፣ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ፋርማጆን፣ ብጉዳይ እታ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተቐቲላ ዝተረኽበት፣ ኢክራን ታሕሊል ፋራሕ ዝተባህለት ኣባል ስለያ እ [...]
“ህዝቢ ብሒደት ስልጣን ዝበሓቱ ልሂቃን እንተተረጊጹ፣ ሰራዊት ከናግፎ ሓላፍነት ኣለዎ።” መራሒ ወትሃደራዊ ዕልዋ ጊኒ

“ህዝቢ ብሒደት ስልጣን ዝበሓቱ ልሂቃን እንተተረጊጹ፣ ሰራዊት ከናግፎ ሓላፍነት ኣለዎ።” መራሒ ወትሃደራዊ ዕልዋ ጊኒ

Radio Erena: 08 September 2021 ኣብ ጊኒ፣ ንፕረዚደንት ኣልፋ ኮንደ ካብ ስልጣን ድሕሪ ዝኣለወ ወትሃደራዊ ዕልዋ፣ ነቲ ዕልዋ ዝመርሐ ኮለነል ማማዲ ዱምቡያ መን'ዩ ዝብል ሕቶ፣ ኣለዓዒሉ ይርከብ። ወዲ 41 [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣጋጢሙ ንዘሎ ናህሪ ዋጋታት ንምርግጋእ፣ ኣእካልን መሰረታዊ መግብታትን ብዘይቀረጽ ክኣቱ ፈቒዳ

ኢትዮጵያ፣ ኣጋጢሙ ንዘሎ ናህሪ ዋጋታት ንምርግጋእ፣ ኣእካልን መሰረታዊ መግብታትን ብዘይቀረጽ ክኣቱ ፈቒዳ

ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ምውላዕ ኵናት ትግራይ ተተሓሒዙ ተኸሲቱ ዘሎ ከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላውን ናህሪ ዋጋታትን ንምርግጋእ፣ መንግስቲ ካብ ወጻኢ ሃገራት ንዝሽመት ኣእካልን መሰረታዊ መግብታትን፣ ናይ ቀረጽ ምትዕርራይ ከምዝገብር ሚኒስትሪ ገንዘብ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተታሕዘ ኣጽዋር ሕጋዊ ሰነድ ዘለዎ’ዩ ክብል መንግስቲ መሊሱ

ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተታሕዘ ኣጽዋር ሕጋዊ ሰነድ ዘለዎ’ዩ ክብል መንግስቲ መሊሱ

Radio Erena: 06 September 2021 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝተጻዕነ ኣጽዋር፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ካርቱም ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ 72 ሰናዱቕ ተዓሺጉ፣ ብቀዳም 4 መስከርም [...]
ናብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ ሶማል ተቐቲላ ተረኺባ

ናብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ ሶማል ተቐቲላ ተረኺባ

Radio Erena: 06 September 2021 ናብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶማል መንነቶም ብዘይተፍልጡ ሰባት ተቐቲላ። እታ ኢክራን ታሕሊል ፋራ [...]
ትግራይ፣ ሰብኣዊ ቅልውላው ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናበኣሰ ይመጽእ ኣሎ

ትግራይ፣ ሰብኣዊ ቅልውላው ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናበኣሰ ይመጽእ ኣሎ

Radio Erena: 06 September 2021 ኣብ ትግራይን ጎረባብቲ ክልላት ዓፈርን ኣምሓራን ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ህጹጽ ረዲኤት ንዘድልዮ ህዝቢ ኣብ ግዜኡ ንኸይበጽሖ ዕንቅፋት ኮይኑ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እቲ [...]
ጊኒ፣ ንልዕሊ 10 ዓመት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ተኣልዩ

ጊኒ፣ ንልዕሊ 10 ዓመት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ተኣልዩ

Radio Erena: 06 September 2021 ሰራዊት ጊኒ፣ ነታ ሃገር ካብ 2010 ኣትሒዙ ክመርሕ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኣልፋ ኮንደ፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ካብ ስልጣን ኣልዩዎ። ወዲ 83 ዓመት፣ ፕረዚደንት ጊኒ ነበር ኣልፋ [...]
ሱዳን ንሓይልታት ትግራይ ደገፍ ትገብር ኣላ ክትብል ኢትዮጵያ ንዘቕረበቶ ክሲ፣ መንግስቲ ሱዳን ነጺጉዎ

ሱዳን ንሓይልታት ትግራይ ደገፍ ትገብር ኣላ ክትብል ኢትዮጵያ ንዘቕረበቶ ክሲ፣ መንግስቲ ሱዳን ነጺጉዎ

Radio Erena: 05 September 2021 ሱዳን ንሓይልታት ትግራይ ናይ ወተሃደራዊ ዕጥቂ ደገፍ ትገብር ኣላ ክትብል ኢትዮጵያ ንዘቕረበቶ ክሲ፣ መንግስቲ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብቀዳም 4 [...]
1 181 182 183 184 185 386 1830 / 3855