Category: ኣህጉራዊ ዜና
ምብራቕ ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ስምምዕ ሰላም ንምትግባር ደንግዩ ብዝብል ኣድማ ተኻይዱ
Radio Erena: 23 September 2021
ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከብ ምንቅስቓስ ህዝቢ ቤጃ፣ መሰጋጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ጁባ ንዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም ኣብ ምትግባር ምድንጓያት ኣርእዩ ብዝብል፣ ኣብቲ ዞባ ንዝርከብ ንጥፈታ [...]
ጣሊባን፣ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝጋባእ ዘሎ ስሩዕ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ክሳተፍ ሓቲቱ
Radio Erena: 23 September 2021
ብኣመሪካ ንዝድገፍ ዝነበረ መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ብኵናት ስዒሩ ስልጣን ዝሓዘ ጣሊባን፣ ብ21 መስከረም ኣብ ዝተኸፍተ መበል 76 ስሩዕ ዋዕላ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ክሳተፍ ሓቲቱ [...]
‘ንህወሓት ብኵናት ምስዓር ዝከኣል ኣይመስለንን።’ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት
Radio Erena: 22 September 2021
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ንህወሓት ብኵናት ምስዓር ዝከኣል ኣይመስለንን'ዩ ክብል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ገሊጹ።
እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ብኣጋጣሚ' [...]
‘ኢትዮጵያ፣ ብኵናትን ጥሜትን እትልለ ሃገር ኮይና ኣላ።’
Radio Erena: 22 September 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ኣስታት 13% ካብ ህዝባ ንሓደጋ ጥሜት ክቃላዕ ምዃኑ ፕሮግራም መግቢ ዓለም መጠንቀቕታ ዘርጊሑ ኣሎ።
እቲ ኣካል ሕቡራት [...]
ሱዳን፣ ፈተነ ዕልዋ ተኻይዱ ክብል መሰጋገሪ መንግስቲ ገሊጹ
Radio Erena: 21 September 2021
ኣብ ሱዳን፣ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝተኻየደ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ሓቢራ።
እቲ ብሰሉስ 21 መስከረም ተኻይዱ ዝተባህለ ፈተነ ዕልዋ፣ ብደገፍቲ ስርዓት በሺር ዝተወሃሃደ ምዃ [...]
ኣብ ፈረንሳ፣ ክሕከም ዝቐነየ ፕረዚደንት ጂቡቲ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ
Radio Erena: 21 September 2021
ኣብ ፈረንሳ፣ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል፣ ኣብ ሕክምና ዝቐነየ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ብ19 መስከረም ናብ ሃገሩ ተመሊሱ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ናብ ሃገ [...]
ጂቡቲ ንላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ሶማል ኣሲራ ክብል ፕረዚደንት ሶማል ወቒሱ
Radio Erena: 20 September 2021
መንግስቲ ጂቡቲ፣ ንላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ሶማል ኣሲሩ ኣሎ ክብል ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ፋርማጆ ወቒሱ።
ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ሶማል፣ ብ17 መስከረም ኣብ ዝዘርግሖ መግ [...]
ሑቱ፣ ብስለያን ቅትለት ላዕለዎት ሓለፍቲ ‘ቲ ውድብን ንዝኸሰሶም ትሽዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዑ
Radio Erena: 20 September 2021
ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቅትለት ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ 'ቲ ውድብ ንምትሕብባር ኣብ ስለያ ተዋፊሮም ንዝበልዎም ትሽዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዖም።
እቶም ብቀዳም 18 መ [...]
ኣማል ክሉኒ (በዓልቲ ቤት ጆርጅ ክሉኒ) ኣብ ዘ ሄግ፣ ኣማኻሪት ኣኽባር ሕጊ ንጉዳይ ዳርፉር ኮይና
Radio Erena: 19 September 2021
ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት፣ ንጉዳይ ዳርፉር ክርእይ ዝተመዘዘ ኣኽባር ሕጊ፣ ንኣማል ክሉኒ ከም ላዕለወይቲ ኣማኻሪት መዚዙዋ።
በዓልቲ ቤት ንህቡብ ኣመሪካዊ ተዋሳኣይ ጆርጅ ክ [...]
ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጺን፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተመርሐ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ክቕጽላ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ተማሕጺኑ
Radio Erena: 17 September 2021
ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ብዛዕባ'ቲ ዘሰሓሕበን ዘሎ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ብዝምልከት፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተመርሐ ዘተ ክቕጽልኦ ቤት ምኽሪ ጸጥ [...]