Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 168 169 170 171 172 385 1700 / 3847
ኢትዮጵያ፣ ኲናት ሓድሕድ ብሰላማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ ባብ እንዳጸበበ ይመጽእ፡ * ኣኼባ ባይቶ ጸ. ብዘይፍረ ተዛዚሙ

ኢትዮጵያ፣ ኲናት ሓድሕድ ብሰላማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ ባብ እንዳጸበበ ይመጽእ፡ * ኣኼባ ባይቶ ጸ. ብዘይፍረ ተዛዚሙ

Radio Erena: 21 November 2021 ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ንምዕራፍን ዘተ ሰላም ክጅመርን ኣብ ዝብል ዛዕባ ንምዝታይ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፣ ብዘይ ፍረ ተዛዚሙ። 15 ሃገራት ዝሓቖፈ ባይቶ ጸ [...]
ሱዳን: ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም ዕድመ ነጺጉ

ሱዳን: ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም ዕድመ ነጺጉ

Radio Erena: 21 November 2021 ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም ዕድመ ነጺጉ። ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንመሓመድ ኣል-ሓሰን ለባት ከም ወኪሉ ብምልኣኽ፣ ም [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን

ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን

Radio Erena: 21 November 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ካብታ ሃገር ጸብጻብ ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ ካብ መንግስቲ’ታ ሃገር መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን። በዓልስልጣን [...]
ተደጋጋሚ ምፍራስ ጸጥታ የጋጥሞ ኣብ ዘሎ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ናይ ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ተኣሲሮም

ተደጋጋሚ ምፍራስ ጸጥታ የጋጥሞ ኣብ ዘሎ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ናይ ኢትዮጵያ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ተኣሲሮም

Radio Erena: 19 November 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዝርከቡ ብውሕዱ ሰለስተ ላዕለዎት ኣመራርሓ ናይቲ ክልል ከምዝተኣስሩ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ኣቃሊሓ። ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ተወላዶ ትግራይ ብዝሰፍሐ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ተወላዶ ትግራይ ብዝሰፍሐ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ

Radio Erena: 19 November 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ዜጋታት እታ ሃገር ብጅምላ ምእሳር ብሰፊሑ ይቕጽሎ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ወቒሱ። ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ [...]
ነፈርቲ ኵናት ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ኣብ ጂቡቲ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

ነፈርቲ ኵናት ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ኣብ ጂቡቲ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: 18 November 2021 ነፈርቲ ኵናት ኣመሪካ፣ ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ኣብ ጂቡቲ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ መርበብ ሓበሬታ ዲፈንስ ገሊጹ። እቲ ነፈርቲ ውግእን ዓባይ ናይ ኵናት መርከብን [...]
ፈረንሳ፣ ብዛዕባ ህሉው ወትሃደራዊ ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምዝታይ፣ ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኻ ናብ ጂቡቲ ክትሰድድ’ያ

ፈረንሳ፣ ብዛዕባ ህሉው ወትሃደራዊ ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምዝታይ፣ ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኻ ናብ ጂቡቲ ክትሰድድ’ያ

Radio Erena: 18 November 2021 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ጂቡቲ ዘለዎ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ንተወሳኺ ዓመታት ንምንዋሕን ንምሕዳስን ዘኽእሎ ስምምዕ ንምኽታም፣ ብሚኒስተር ምክልኻል፣ ፍሎረንስ ፓርሊ ዝምራሕ ወኪሉ ክ [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ብዛዕባ ጸጥታ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ኬንያ ዘትዩ

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ብዛዕባ ጸጥታ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ኬንያ ዘትዩ

Radio Erena: 18 November 2021 ናብ ኣፍሪቅ ናይ መጀመርያ ዑደቱ ዘካይድ ዘሎ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ምስ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ኣብ ጸጥታ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምትኳር ተመያ [...]
‘ኣዲስ ኣበባ፣ ሓደ ሓደ ኤምባሲታት፣ ብናይ ገዛእ ርእሰን ወትሃደራት ክሕለዋ ይሓታ ኣለዋ።’

‘ኣዲስ ኣበባ፣ ሓደ ሓደ ኤምባሲታት፣ ብናይ ገዛእ ርእሰን ወትሃደራት ክሕለዋ ይሓታ ኣለዋ።’

Radio Erena: 17 November 2021 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ሓደ ሓደ ናይ ወጻኢ ኤምባሲታት፣ ብናይ ገዛእ ርእሰን ወትሃደራት ክሕለዋ ይሓታ ምህላወን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እዘን ኤምባሲታት፣ [...]
ፖሊስ ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ንዝተኣኻኸቡ፣ ኣማኢት ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 1500 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን በቲኖም

ፖሊስ ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ንዝተኣኻኸቡ፣ ኣማኢት ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 1500 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን በቲኖም

Radio Erena: 16 November 2021 ፖሊስ ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኣብ እትርከብ ከተማ ዳንኪኽ ንዝተኣኻኸቡ፣ ኣማኢት ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 1500 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን [...]
1 168 169 170 171 172 385 1700 / 3847