Category: ኣህጉራዊ ዜና
‘ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ኣካይዱ’
Radio Erena: 17 January 2022
ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ዞባ ኣቡዳቢ፣ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ክኸውን ከምዝኽእል ዝተጠርጠረ ምፍንጃር ከምዘጋጠመ ማዕከናት ዜና ገሊጸን።
እቲ ምፍንጃር፣ ነዳዲ ኣብ ዘመላልሳ ሰ [...]
ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፣ ጽዑቕ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ
Radio Erena: 17 January 2022
ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፣ ኣብ ጽዑቕ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምዳት ተጸሚደን ይርከባ።
ኣቐዲማ ምስ ግብጺን ዮርዳኖስን በብንጽል፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከተካይ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ንግዳዊ ውዕል ኣጎዋ ብምስራዛ፣ 64% ቆርበትን ፍርያት ቆርበትን ንሰደድ ክልኣኽ ከምዘይክኣለ ተገሊጹ
Radio Erena: 17 January 2022
ምስ ኵናት ትግራይ ተተሓሒዙ፣ ኣመሪካ ንኢትዮጵያ፣ ካብ ቀረጽ ናጻ ዝኾነ ሰደድ ዘተባብዕ ንግዳዊ ስምምዕ ኣጋዋ ክትስርዛ ምውሳና፣ 64% ቆርበትን ፍርያት ቆርበትን እታ ሃገር፣ ክልኣ [...]
ኣፈኛ መንግስቲ ሶማል፣ ብዝተኻየደሉ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቆሲሉ
Radio Erena: 16 January 2022
ኣፈኛ መንግስቲ ሶማል፣ መሓመድ ኢብራሂም ሙዓሊሙ፣ ሎሚ ሰንበት 16 ጥሪ ብዝተኻየደሉ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ከምዝቖጸለ ማዕከናት ዜና መንግስቲ ኣፍሊጠን።
ድሕሪ'ቲ መጥቃዕቲ፣ [...]
ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ንዓመታዊ ዕረፍቲ ፣ስልጣኑ ንምክትሉ ኣረኪቡ
Radio Erena: 16 January 2022
ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ኤመርሰን ምናንጋዋ፣ ንሰለስተ ቅነ ዝጸንሐ ዓመታዊ ዕረፍቲ ክወስድ ድሕሪ ምውሳኑ፣ ስልጣኑ ንምክትሉ ኣረኪቡ።
እቲ ፕረዚደንት ክሳብ 5 ለካቲት፣ ኣብ ዕረፍ [...]
ሶማል፣ ሃገራዊት ራድዮ፣ ብቋንቋ ጣልያን ፈነወ ምጅማራ ቁጠዐ ኣለዓዒሉ
Radio Erena: 16 January 2022
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ብሃገራዊት ራድዮ፣ ብቋንቋ ጣልያን ዝመሓላለፍ መደባት ክፍኑ ብምጅማሩ፣ ኣብታ ሃገር ቁጠዐ ከምዝፈጠረ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቲ መንግስቲ [...]
ኣብ ሶርያ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሙ ኣብ ጀርመን ዑቕባ ዝሓተተ ኮለነል፣ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 13 January 2022
ኣብ ኵናት ሶርያ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሙ ተባሂሊ ዝተኸሰሰ፣ ኮለነል ኣንዋር ራስላን ዝተባህለ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ጀርመን ንሕልፈት ክእሰርት ተፈሪዱ።
እቲ ወዲ 58 ዓ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ሓደ ጀነራል ተቐቲሉ
Radio Erena: 13 January 2022
ኣብ ሱዳን ኣንጻር 'ቲ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝቐጸለ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ተቓውሞ ንምብታን ካብ ዝወፈሩ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሓይልታት ጸጥታ ሓደ ዝኾነ፣ ብርጋዴር ጀነራል [...]
ኮሚተ ስልማት ኖቤል፣ ናይ ዓመተ 2019 ተሸላሚ ንዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኵናት ትግራይ ደው ከብል ጸዊዑ
Radio Erena: 13 January 2022
ናይ 2019 ናይ ሰላም ተሸላሚ ኖቤል ዝኾነ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ናይ ምባል ዝልዓለ ሓላፍነት ከምዘለዎ፣ ኣብ ነወርይ ዝ [...]
Dancing With the Red Dragon
Radio Erena: 12 January 2022
The visit of the Chinese State Councilor and Foreign Minister Wang Yi to Asmara on Jan. 5, was a rare occasion for [...]