Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 143 144 145 146 147 385 1450 / 3846
ፕረዚደንት ኬንያታ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ለውጢ ንምግባር ዘቕረቦ እማመ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ተነጺጉ

ፕረዚደንት ኬንያታ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ለውጢ ንምግባር ዘቕረቦ እማመ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ተነጺጉ

Radio Erena: 01 April 2022 ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ለውጢታት ንምግባር ዘቕረቦ እማመ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ነጺግዎ። እቲ ቤት ፍርዲ፣ ነቲ ተበግሶ ምህናጽ ድልድል ዝ [...]
ስዑዲን ሕቡራት ኢማራትን፣ ኣብ ጾም ሮሞዳን ክካየድ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘት ሰላም የመን ንምዕዋት፣ ኵናት ደው ከምዘበላ ኣፍሊጠን

ስዑዲን ሕቡራት ኢማራትን፣ ኣብ ጾም ሮሞዳን ክካየድ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘት ሰላም የመን ንምዕዋት፣ ኵናት ደው ከምዘበላ ኣፍሊጠን

Radio Erena: 31 March 2022 ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ምእንቲ 'ቲ ኣብ እዋን ጾም ሮሞዳን ክግበር ትጽቢት ዝተነብረሉ ዝርርብ ሰላም የመን፣ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ዘካይድኦ ዘለዋ ኵናት፣ ደው ከምዘበላ ኣፍሊ [...]
ኣብ ክልል ዓፈር፣ ጽዑቕ ኵናት ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ዓፈር፣ ጽዑቕ ኵናት ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 31 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምእንቲ ሰብኣዊ ሓገዛት ኵናት ደው ክብል ምውሳኑ፣ ተቐባልነት እኳ እንተረኸበ፣ ዛጊት ዝተራየእ፣ ረዲኤት ናይ ምብጻሕ ተበግሶ ከምዘየለ ብወገን ትግራይ ይግለጽ ኣሎ። [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ማእሰርቲ ከምዝፈትሐ ተገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ማእሰርቲ ከምዝፈትሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 31 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ማእሰርቲ ከምዝፈትሐ፣ ንጠበቓ ካብቶም እሱራት ብምውካስ ሮይተርስ ብ29 መጋቢት ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ገሊጹ። እቲ መንግስቲ፣ ን [...]
ሊብያ፣ ‘ጋህሲታት ሓተቲ ዑቕባ’ ምጽራይ ይግበረሉ ኣሎ

ሊብያ፣ ‘ጋህሲታት ሓተቲ ዑቕባ’ ምጽራይ ይግበረሉ ኣሎ

Radio Erena: 30 March 2022 ኣብ ሊብያ፣ 'ሓተቲ ዑቕባ ብጃምላ ዝተቐብርሉ ጋህሲታት' ምጽራይ ይግበረሉ ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣብ ሊብያ ሓቕታት ክእክብ ዝቖመ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት [...]
ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ዝምድና ሃገሩን ግብጽን ብዝያዳ ንምድልዳል ዝዓለመ ዑደት ናብ ካይሮ የካይድ ኣሎ

ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ዝምድና ሃገሩን ግብጽን ብዝያዳ ንምድልዳል ዝዓለመ ዑደት ናብ ካይሮ የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 30 March 2022 መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ምስ ግብጻዊ መዘንኡ፣ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ንምምይያጥ፣ ሎሚ ረቡዕ 30 መጋቢት ናብ ግብጺ ኣትዩ። [...]
ኣብ ደቡብ ሱዳን ምክትል ፕረዚደንት ሬክ ማቻር፣ ብፕረዚደንት ኪር ንዝቐረበ፣ ናይ ሓባር እዚ ክቐውም ዝብል ትእዛዝ ነጺጉ

ኣብ ደቡብ ሱዳን ምክትል ፕረዚደንት ሬክ ማቻር፣ ብፕረዚደንት ኪር ንዝቐረበ፣ ናይ ሓባር እዚ ክቐውም ዝብል ትእዛዝ ነጺጉ

Radio Erena: 30 March 2022 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ሳልቫኪርን ናይ ነዊሕ እዋን ተቓዋሚኡን ምክትሉን ሬክ ማቻርን፣ ዳግም ዝተጎሃሃሀር ምስሕሓብ እናበኣሰ ኣብ ዝመጽኣሉ፣ ማቻር፣ ናይ ሓባር እዚ ም [...]
ሰብኣዊ መሰላት ሶማል ክከታተል ዝተመዘዘ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብታ ሃገር ናይ መጀመርያ ዑደት የካይድ ኣሎ

ሰብኣዊ መሰላት ሶማል ክከታተል ዝተመዘዘ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብታ ሃገር ናይ መጀመርያ ዑደት የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 30 March 2022 ሰብኣዊ መሰላት ሶማል ክከታተል ኣብ 2020 ዝተመዘዘ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብታ ሃገር ናይ መጀመርያ ዑደት የካይድ ምህላዉ እቲ ኣህጉራዊ ውድብ ኣፍሊጡ። እቲ ብናይ ሰራልዮም መ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ፕረዚዲንት ሳልቫኪርን ምክትሉ ሬክ ማቻርን ሓድሽ ግጭት ተጓሃሂሩ

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ፕረዚዲንት ሳልቫኪርን ምክትሉ ሬክ ማቻርን ሓድሽ ግጭት ተጓሃሂሩ

Radio Erena: 28 March 2022 ኣብ ሰንኮፍ ዝርከብ ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ከይፈርስን እታ ሃገር ናብ ዳግማይ ምሉእ ግጭት ከይትሽመምን ምክትል ፕረዚደንትን መራሕቲ ተቓወምቲ ቀቢላ ኑዌርን፣ ሬክ ማቻር ኣጠንቂቑ። [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን፣ ኣብ ህሉው ዞባዊ ኩነታት ዘትዮም

መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን፣ ኣብ ህሉው ዞባዊ ኩነታት ዘትዮም

Radio Erena: 28 March 2022 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ27 መጋቢት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ ቀዳማይ [...]
1 143 144 145 146 147 385 1450 / 3846