Category: ኣህጉራዊ ዜና
‘ኣብዚ ሸውዓተ መዓልታት፣ ረዲኤት ዝጸዓና ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዓበይቲ መካይን ናብ ትግራይ ኣትየን።’
Radio Erena: 08 June 2022
ኣብዚ ዝሓለፈ ሸውዓተ መዓልታት፣ ከም መግብ፣ መድሃኒታትን ካልእ መሰረታዊ ቀረባትን ዝርከቦ ህጹጽ ረዲኤት ዝጸዓና፣ ሓደ ሽሕን ሓደ ሚእትን (1100) መካይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ፣ ክ [...]
ሱዳን፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ህዝቢ ኣንጻሩ ብዘካየዶ ተቓውሞ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ
Radio Erena: 08 June 2022
ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሱዳን፣ ዓሊ ዓብደላ ኣደሮብ፣ ህዝቢ እቲ ዞባ ኣንጻሩ ብዘካየዶ ተቓውሞ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ተሓቢሩ።
ልፍንቲ ሓያሎ ቀቢላታት ቤጃ፣ ብሰኑይ 06 [...]
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ንኣፈኛ ፓርላማን ምክትላን ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ዝዋግአን ክልተ መጋየጺ መካይን ክዕድግ ምውሳኑ ኣብ ህዝቢ ቁጠዐ ፈጢሩ
Radio Erena: 08 June 2022
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ንኣፈኛ ፓርላማ፣ ኣሚና ኣነት ኣሞንግን ምክትላ ቶማስ ታይቦዋን፣ ልዕሊ 500 ሽሕ ፓውንድ ዝዋግአን ክልተ ዘመናውያን መጋየጺ መካይን ክዕድግ ምውሳኑ፣ ኣብ ህዝቢ ቁጠዐ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ክሊ ኣየሩ ከይበራ ዝኣገደን መንገዲታት ኣየር ሩስያ 22 በጺሐን
Radio Erena: 07 June 2022
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ክሊ ኣየሩ ከይበራ ዝኣገደን መንገዲታት ኣየር ሩስያ 22 ከምዝበጽሓ መርበብ ሓበሬታ ሸንገን ቪዛ ኣፍሊጡ።
በዓል መዚ ኣቭየሽን ናይቲ ሕብረት፣ ምስቲ ኣብ ዩክሬ [...]
‘ፕረዚደንት ባይደን፣ ናብ ስዑዲ ዓረብን እስራኤልን ከካይዶ ዝመደበ ወግዓዊ ዑደት ተሰጋጊሩ።’
Radio Erena: 07 June 2022
ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ጆ ባይደን ናብ ስዑዲ ዓረብን እስራኤልን ከካይዶ ዝመደበ ወግዓዊ ዑደት ናብ ካልእ እዋን ከምዝተሰጋገረ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እተ [...]
ብቻይና ዝተበገሰ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ 20 – 22 ሰነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 06 June 2022
ብመንግስቲ ቻይና ዝተወደበን ዝተመወለን ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ 20 ክሳብ 22 ሰነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ'ዩ።
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘለዋ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭይ ብውሕዱ 19 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 06 June 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ብውሕዱ 19 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ፖሊስ ናይቲ ክልል፣ ዑመር ሙስጠፋ ኣመልኪቱ።
ኣብቲ ኣብ ዞባ ካሚሺ፣ ምምሕዳ [...]
ሰራዊት ሶማል፣ ላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ቀቲለ ኢሉ፣ ንካልእ መራሒ ድማ ከምዝማረኸ ሓቢሩ
Radio Erena: 06 June 2022
ሰራዊት ሶማል፣ ኣብ ዞባ ባኮል፣ ከተማ ቲየግሎው ኣብ ዘካየዶ ስርሒት፣ ንላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ገሊጹ።
ቴሌቪዥን እታ ሃገር፣ ትማሊ ሰንበት 05 ሰነ፣ ንመግለጺ ሰራዊት [...]
ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ጋዜጠኛታት ይቕጽል
Radio Erena: 05 June 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብኣልማማ ጋዜጠኛታት ምእሳር ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፤ ካብ ሓያሎ ሃገራውያንን ኣህጉራውያንን ትካላት ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ።
ኮሚቴ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት፤ ከምኡ'ውን ጋዜጠኛ [...]
የመን፣ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ብ2 ወርሒ ተናዊሑ
Radio Erena: 05 June 2022
ኣብ የመን ዝጸንሐ ግዚያዊ ተኹሲ ደውን ናይ ምባል ስምምዕ፤ ብክልተ ወርሒ ክናዋሕ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ፤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ፍሉይ ልኡኽ'ቲ ውድብ ኣብ የመን ሃንስ ግሩንድ [...]