Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፤ ኩሎም በርጌሳውያን ማሕበራት ተጠርኒፎም ሓድሽ ልፍንቲ ክምስርቱ ጸዊዑ
Radio Erena: 04 July 2022
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፤ ኩሎም በርጌሳውያን ማሕበራት ተጠርኒፎም ሓድሽ ልፍንቲ ክምስርቱ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ሓይሊ ኣሚሙዎ ብዘሎ መሰረት፤ ኩሎም ምንቅስቓሳት እንተሰሚሮም፤ [...]
ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ናብ ኢትዮጵያ ክትኣቱ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣፍቂዱ
Radio Erena: 04 July 2022
ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ናብ ኢትዮጵያ ክትኣቱ ብመንግስቲ'ታ ሃገር ከምዝተፈቕደላ፤ ካብ ጀኔቫ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
እታ መርማሪት ጉጅለ፤ ኣብ ዝሓለፈ [...]
‘ሱዳን፣ ዶባዊ ግጭት ከም መፍትሒ ውሽጣዊ ቅልውላው ትጥቀመሉ ኣላ’ ኢትዮጵያ
Radio Erena: 03 July 2022
ዶባዊ ምስሕሓብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፤ ኣብ ዝለዓለ ወጥሪ ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን፤ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ነቲ ምስሕሓብ ኣህጉራዊ መልክዕ ከትሕዞ ፈቲኑ፤ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ።
[...]
ኬንያ፣ ብቕትለት ዝተጠርጠሩ 4 ቻይናውያን ናብ ኢትዮጵያ ኣረኪባ
Radio Erena: 03 July 2022
ፖሊስ ኬንያ፤ ብቕትለት ሓደ ቻይናዊ ዜጋ ዝተጠርጠሩ ኣርባዕተ ውልቀሰባት፤ ናብ ምምሕዳር ፖሊስ ኢትዮጵያ ከምዘረከበ፤ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ሓቢረን።
እቶም ኣርባዕተ ክሱሳት እውን ምስቲ [...]
ኣካያዲ ስራሕ ህዩማን ራይትስ ዎች ከነዝ ሮዝ (Kenneth Roth)፣ ምስ ፕረዚደንት ዩጋንዳ ፍሉይ ርክብ ኣካዪዱ
Radio Erena: 01 July 2022
ኣህጉራዊ ትካል ተጣባቒ መሰላት፣ ህዩማን ራይትስ ዎች፣ ምስ ፕረዚደንት ዩጋንዳ ዮወሪ ሙሰቨኒ ፍሉይ ርክብ ኣካዪዱ፣ ክብላ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
ኣብቲ ብረቡዕ 29 ሰነ ዝ [...]
ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንምርጫ ኬንያ ዝከታተል ተዓዛቢ ጉጅለ ክልእኽዩ
Radio Erena: 01 July 2022
ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንዕለት 9 ነሓሰ ኣብ ዝጅምር ሓፈሻዊ ምርጫ ኬንያ፣ ተዓዛቢ ጉጅለ ክልእኽ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ንፕረዚደንታዊ ምርጫ ኬንያ ንም [...]
መራሒ ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ብዛዕባ ግጭት ምስ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ፣ ምስ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ተዘራሪቡ
Radio Erena: 01 July 2022
መራሒ ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ብዛዕባ’ቲ ብሓድሽ ማዕበል ጀሚሩ ዘሎ ዶባዊ ግጭት ምስ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ፣ ምስ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ከምዝተዘራረበ፣ [...]
የመን፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት’ታ ሃገር ናይ ቦምባ መጥቃዕታት ተኻዪዱ
Radio Erena: 30 June 2022
ኣብ የመን ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ ይካየደሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት’ታ ሃገር ናይ ቦምባ መጥቃዕታት ተኻዪዱ
ብረቡዕ 29 ሰነ ኣብ ከተማ ዓደን ኣብ ዝተኻየደ [...]
ስፐይን፣ ንኩነታት ናይ’ቶም ኣብ ዶባ ህይወቶም ዝሰኣኑ ስደተኛታት ዝካየድ መርመራ፣ ምሉእ ምትሕብባር ከምእተርእይ ገሊጻ
Radio Erena: 30 June 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ስፐይን ፔድሮ ሳንቸዝ፣ ብረቡዕ 29 ሰነ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ካብ ሞሮኮ ናብ ስፐይን ንኽሰግሩ፣ ብዘጋጠሞም ሓደጋ ዝሞቱ ብውሑዱ 23 ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ዝተሰመ [...]
ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ብዶብ ዝተሳበበ ኲናት ብቕጽበት ደው ክብል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ጸዊዑ
Radio Erena: 30 June 2022
ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና፣ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኩሎም ወገናት ተጻብኦታት ደው ብምባል፣ ጉዳዮም ብዘተ ክፈትሑ ጸዊዑ።
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣቐድም [...]