Category: ኣህጉራዊ ዜና
ቀቢላዊ ግጭት ሱዳን ናብ ካልእ ከባቢታት ይልሕም
Radio Erena: 24 July 2022
ደሞክራስያዊ ምስግጋር ስልጣን ንምግባር ኣብ እትቃለስ ዘላ ሱዳን፤ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ዝውላዕ ዘሎ ግጭት፤ ነታ ሃገር ሓድሽ ወጥሪ ፈጢሩላ ምህላዉ ካብታ ሃገር ዝመሓላለፍ ዘሎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ [...]
ሰበ ስልጣን ክልል ትግራይ፣ ኣሲሮሞም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ክፈትሑ CPJ ጸዊዑ
Radio Erena: 22 July 2022
ሰበ ስልጣን ክልል ትግራይ፣ ኣሲሮም ዘለዉ ሓሙሽተ ጋዜጠኛታት ክፈትሑ፣ ኣብ ኒው ዮርክ ዝመደበሩ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ጻዊዑ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ብ20 ሓምለ ኣብ ዝዘርግሖ መ [...]
ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ ዘሰጋገረ ፕረዚደንት ሶማል ናብ ታንዛንያ ኣምሪሑ
Radio Erena: 22 July 2022
ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዑደት ዘካይድ ዘሎ ፕርዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ናብ ታንዛንያ ኣምሪሑ።
ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ኣብ ታንዛንያ ኣብ ዝጸንሓሉ ክልተ መዓልታት፣ ብዘይ [...]
‘ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል፣ ዝተታሕዝሉ ኩነታት ‘ባርነት’ዩ’ ክብል ጋረወ ገሊጹ
Radio Erena: 22 July 2022
ካብ 2019 ኣትሒዞም፣ ንታዕሊም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል፣ ዘለውዎ ኩነታት ባርነት'ዩ ክብል ሓደ ካብ ዓበይቲ መርበባት ዜና እታ ሃገር፣ ጋረወ ገሊጹ።
እቲ መርበብ ዜና [...]
ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ንኣስታት 3 ዓመታት ዝገበሩ ወትሃደራት፣ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዘይክኣልሉ ምኽንያት ኣዘራራቢ ኮይኑ
Radio Erena: 21 July 2022
ኣብ ሶማል፣ ጉዳይ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ንኣስታት 3 ዓመታት ዝገበሩ ወትሃደራት ሓደ ካብ ዓበይቲ መዘራረቢ ኣርእስታት ኮይኑ ከምዘሎ መርበባት ዜና ሓቢረን።
ካብ ናይ ኤርትራ ዑደቱ ዝተመልሰ ፕ [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ምኽፋት ዶባት ሎሚ ክዘራረባ’የን
Radio Erena: 21 July 2022
ወትሃደራውያን መራሕቲ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ብዛዕባ እቲ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ተዓጽዩ ዝርከብ ንክልቲኤን ሃገራት ዘራኽብ መስመር ጋላባት-መተማ ክዘራረቡ ምዃኖም ኣፈኛ ሰራዊት ሱዳን፣ ብርጋደር ጀነ [...]
ግብጺ፣ ካብ ዝመጽእ ዓመት፣ k9 howitzer ዝተባህላ መዳፍዕ ዝስከማ ዘመናውያን ታንክታት ከተፍሪ’ያ
Radio Erena: 21 July 2022
ግብጺ፣ ካብ ዝምጽእ ዓመት k9 howitzer ዝተሰምያ፣ መዳፍዕ ዝውንጭፋ ታንክታት ከተፍሪ ምዃና ንሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ፣ መርበብ ዜና ዲፈንስ ሓቢሩ።
እታ ሃገር፣ ነተን [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ኢትዮጵያ ከካይዶ ዝወጠነ ዑደት ከምዝተሰረዘ ተገሊጹ
Radio Erena: 20 July 2022
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ከካይዶ ዝቐነየ ዑደት፣ ናብ ኢትዮጵያ ንምብጻሕ ዝወጠኖ መደብ ከምዝተሰረዘ መርበባት [...]
‘ህወሓት፣ ኣብ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝውክልዎ ሰባት መሪጹ’
Radio Erena: 20 July 2022
ህዝባዊ ወያነ ሓርንነት ትግራይ፣ ኣብ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮዮጵያ ዝውክልዎ ሰባት ከምዝመረጸ፣ ንኣፈኛ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንስ ፈረንሳ ሓቢሩ።
[...]
ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት 79 በጺሑ
Radio Erena: 20 July 2022
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል፣ ከተማ ደማዚንን ከባቢኣን ኣብ ዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት 79 ከምዝበጽሐ መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ብከቢድን ፎኪስን ናይ ዝቖሰሉ ብዝሒ [...]