Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣልሸባብ፣ ረዲኤት ዝጸዓና ቃፍላይ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 18 ሰባት ከምዝቐተለ ተገሊጹ
Radio Erena: 07 September 2022
ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ሶማል መጥቃዕታቱ ኣሐይሉ ዝርከብ ኣልሸባብ፣ ኣብ ማእከላይ ዞባ፣ ከባቢ ሒራን ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 18 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር [...]
‘ጻውዒት ሰላም’ ዝተሰምየ ጋዜጣዊ ዋዕላ 10ታት ሲቪካውያን ማሕበራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸልኪሉ
Radio Erena: 07 September 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፈርን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ድማ ብፍላይ፣ ነታ ሃገር ናብ ምሉእ ውድቀተ ከየምርሓ ተሰጊእሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወለጋ ዝርከብ ፋብሪካ ሽኮር ኦርጂ ዲዴሳ ብዕጡቓት ተጠቒዑ
Radio Erena: 06 September 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢ ምብራቕ ወለጋ ዝርከብ ፋብሪካ ሽኮር ኦርጂ ዲዴሳ መንነቶም ካብ ዘይተነጸረ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ከምዝወረደኦ፣ ንኮርፐረሽን ምህርርቲ ሽኮር እታ ሃገር ብምጥቃስ [...]
ሱዳን፣ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሓምዳይት ዝርከባ ትካላት ግብረ ሰናይ ጠቕሊለን ክወጻ ጸዊዓ
Radio Erena: 05 September 2022
ሰብ ስልጣን ሱዳን ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሓምዳይት ዝርከባ ትካላት ግብረ ሰናይ ጠቕሊለን ክወጻ ከምዝጸውዑ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።
እቶም ሰበ ስልጣን [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ውጺኢት ናይቲ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተኻየደ ምርጫ እታ ሃገር ይሰረዝዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል ውሳኔ ክህበሉ’ዩ
Radio Erena: 05 September 2022
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ነቲ ውጺኢት ናይቲ ኣብ 9 ነሓሰ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ እታ ሃገር፣ ይሰረዝ ዶ ኣይፋል ኣብ ዝብል፣ ሎሚ ሰኑይ 05 መስከረም ውሳኔ ክህበሉ 'ዩ [...]
ሑቲ ኣብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ዘቕረቦ ሰፊሕ ወትሃደራዊ ምርኢት፣ ኣብቲ ዞባ ሻቖሎት ፈጢሩ
Radio Erena: 05 September 2022
ንዝበዝሐ ሰሜናዊ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ሑቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዘቕረቦ ወትሃደራዊ ምርኢት፣ ነቲ ብሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስቲ የመን ዝተበጽሐ ስምምዕ ከይጥሕስ ዘሻቕል [...]
ኢትዮጵያ ዘለዋ ውህሉል ዕዳ 57 ቢልዮን ዶላር በጺሑ
Radio Erena: 04 September 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ትካላት ፋይናንስ ውሽጢ ሃገር ዝተለቅሖ ውህሉል ዕዳ፣ ኣብዚ ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ሓደ ትሪልዮንን 530 ቢልዮንን ብር ከምዝበጽሐ ሚኒስትሪ ገንዘብ እታ ሃገር [...]
ጥሩፍ ጉጅለ ኣል-ሸባብ፤ ኣብ ማእከላይ ሶማል ከባቢታት ሂራንን ጋልጋዱድን፤ መጥቃዕቲ ከፊቱ
Radio Erena: 02 September 2022
ጥሩፍ ጉጅለ ኣል-ሸባብ፤ ኣብ ማእከላይ ሶማል ከባቢታት ሂራንን ጋልጋዱድን፤ መጥቃዕቲ ከፊቱ።
እቲ ብ31 ነሓሰ ጀሚሩ ሓሙስ 1 መስከረም እውን ዝቐጸለ ኩናት፤ ኣልሸባብ፤ ኣቐ [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ድሕሪ 26 ዓመታት፤ ንፈለማ እዋን ኣብ ሱዳን ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ
Radio Erena: 02 September 2022
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ድሕሪ 26 ዓመታት፤ ንፈለማ እዋን ኣብ ሱዳን ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ።
ኣምባሳደር ጆን ጎድፍሪ፤ ብዕለት 1 መስከረም ወረቐት ስርሑ ንጀነራል ዓብ [...]
ሓድሽ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ‘እዚ ኣፍሪቃ’ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ
Radio Erena: 01 September 2022
ሓድሽ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ‘እዚ ኣፍሪቃ’ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ።
ጀነራል ማይክል ላንግሊ፣ ብሰኑይ 29 ነሓሰ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ [...]