Category: ኣህጉራዊ ዜና
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ እዋን ውግእ ዒራቕ፣ ንሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ናይ ስለያ ሓበሬታ ይልእኽ ምንባሩ ገሊጹ
Radio Erena: 28 September 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ እዋን ውግእ ዒራቕ፣ ንሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ ናይ ስለያ ሓበሬታ ይልእኽ ምንባሩ ምስ ሰሙናዊ መጽሄት ዘ ኒውዮርከር ኣብ ዝገበሮ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ወለጋ፣ ከባቢ ሆሮ ጉድሩ ብዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 100 ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 28 September 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ካብ መጀመርያ ወርሒ መስከረም ኣትሒዙ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ፣ ዞባ ወለጋ፣ ከባቢ ሆሮ ጉድሩ፣ ብዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ናይ ዝተቀትሉ ሰለማውያን ሰባት ብዝሒ ልዕሊ [...]
ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኵናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰለማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ መንግዲ ንምንዳይ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ተዘራሪቡ
Radio Erena: 28 September 2022
ፕረዚደንት ኬንያ፣ ዊልያም ሩቶ፣ ኵናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰለማዊ መንገዲ ዝፍተሓሉ መንገዲ ንምንዳይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ተመያይጡ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ንመደበር [...]
ሓይሊ ባሕሪ ሱዳን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ሒዙ
Radio Erena: 27 September 2022
ሓይሊ ባሕሪ ሱዳን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝሓዘ ንመግለጺ ኣፈኛ ሰራዊት እታ ሃገር ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።
እቲ ብ24 መስከረም ኣብ ክሊ ማይ [...]
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ንሕዳር ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ፕረዚደንት፤ ንዓመታ ተሰጋጊሩ
Radio Erena: 27 September 2022
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ድሕሪ ክልተ ኣዋርሕ ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ፕረዚደንት፣ ንዝመጽእ ዓመት ክካየድ ተሰጋጊሩ።
እቲ መስርሕ ካብ 13 ሕዳር 2022 ናብ ሓምለ 2023 [...]
ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ሆሮ ጉድሩ ሓያሎ ሰባት ቀቲሎም ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ
Radio Erena: 26 Septemner 2022
ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ወለጋ፣ ከባቢ ሆሮ ጉዱሩ ሓያሎ ሰለማውያን ሰባት ቀቲሎም ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ።
ቤት ጽሕፈት ወሃቢ ቃል እቲ መንግስቲ፣ ብቀዳም 24 መስከረም [...]
መራሒ ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ዕድመ እንተቐሪብሉ ናብታ ሃገረ ክበጽሕ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: 26 Septemner 2022
መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ መንግስቲ እስራኤል ዕድመ እንተኣቕሪብሉ ናብታ ሃገር ክበጽሕ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ።
ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ንምስታፍ [...]
ደ.ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት ረዲኤት ኣብ ልዕሊ ትሕቲ ዕድመ ደቀንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ይፍጽሙ
Radio Erena: 25 September 2022
ኣብ ደቡብ ሱዳን ብሰራሕተኛታት ረዲኤት ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝካየድ ጾታዊ ዓመጽ ብሰፊሑ ይቕጽል ከምዘሎ ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ኣመልኪቱ።
ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝመሓደራ መዓስ [...]
ሶማል፣ ዓቃብ ሰላም ሕ.ኣ.፣ ኣመሪካን ሰራዊት ሶማልን ብሓባር ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ መጥቃዕቲ የካዪዱ
Radio Erena: 25 September 2022
መንግስቲ ሶማል ኣብ ልዕሊ ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ክጎናጸፎ ዝቐነየ ዓወታት፣ ብምሉእ ደገፍ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ምዃኑ ተገሊጹ።
እቲ ዓቃብ ሰላም ብዓርቢ 23 መስከረም ኣብ ዘው [...]