Category: ዜና ኤርትራ

1 600 601 602 603 604 623 6020 / 6229

“ኣብ ኣስመራ ግፋ ኣየካየድናን” ደምህት

ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ ሓይሊ ኢትዮጵያ፣ ደሞክራስያዊ ምንቕስቓስ ህዝቢ ትግራይ፣ ደምህት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ግፋ ሰራዊትና ኢድ ኣይነበሮን ክብል ክሒድዎ።   ሬድዮ ኤረና ብዛዕባ’ቲ ኩነታት ንምጽራይ ም [...]

ስዑዲ ዓረብ ብ5 ሕዳር ኣብ ዝጀመረቶ ጽዑቕ ግፋ፣ ኣሽሓት ናይ ወጻኢ ዜጋታት ኣብ ቀይዲ የእትያ፣ ሻቕሎት ኤርትራውያን ድማ መመሊሱ ሰማይ ይዓርግ

ስዑዲ ዓረብ ዘይሕጋውያን’ዮ ንዝበለቶም ስደተኛታት ንምጥራዝ ትማሊ ኣብ ዝጀመረቶ ግፋ ዜጋታት ሓያሎ ሃገራት ዝርከብዎም ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተውወ ተገሊጹ።   ኣብቲ ብ5 ሕዳር ዝፈለመ ግፋ፣ ኣብ ጀዳ ጥራይ ኣስ [...]

ኣብ ሽወደን ዝምቕማጣ ኤርትራዊት ቬነሳ በረሀ ዘዳለወታ ዋን ደይ ስዩም ዘርእስታ ሓጻር ደኩመንታሪ ፊልም ንሽልማት በቒዓ

ኣብ ሽወደን ዝምቕማጣ ኤርትራዊት ቬነሳ በረሀ ዘዳለወታ 'ዋን ደይ ስዩም' ዘርእስታ ሕዳር ደኩመንታሪ ፊልም ኣብታ ሃገር ብማሕበር ኣሕተምቲ ፓብሊሲስት ክሉበን ንዝወሃብ ንሽልማት በቒዓ።   ኣብ ሽወደን ዝተወልደት ጓል 17 ዓመት ቬነሳ [...]

ኣብቲ ምስ ብሪጣንያ ዘዳው ካሌ ናይ ፈረንሳ ኣብ ጎደናታት ዝሓድሩ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት በስገዳድ ክእለዩ ከንቲባ እታ ከተማ ሓቲታ

ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊ ከተማ ካሌ ኣብ ጎደናታት ዝሓደሩ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ናይ ምጽራግ መስርሕ ክካየድ ከንቲባ እታ ከተማ ምጽውዓ ካብ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ተሩር ተቓውሞ ገጢሙዋ [...]

3 ሕዳር፣ መዓልቲ ሓዘን ግዳያት ላምፐዱሳ ብደረጃ ኣህጉር ተዘኪራ ውዒላ

ሰንበት 3 ሕዳር፣ መዓልቲ ሓዘን ግዳያት ላምፐዱሳ ብደረጃ ኣህጉራ ተዘኪራ ውዒላ። እታ ዕለት ብሕብረት ኣፍሪቅ መዓልቲ ሓዘን ግዳያት ላምፔዱሳ ክትከውን ከምዝተወሰነ ዝፍለጥ ኮይኑ፣ መራሕቲ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ዘኪሮማ ክውዕሉ’ውን መዘኻኸ [...]

ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ምጥራዝ ዘይሕጋውያን’ዮም ዝበለቶም ናይ ወጻኢ ዜጋታት ኣብ ግብሪ ንምውዓሉ ኣብ እትሸባሸበሉ ዘላ እዋን፣ ኣምኢት ኤርትራውያን ኣብ ሻቕሎት ይርከቡ

ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ 5 ሕዳር ኣትሒዙ፣ ምጥራዝ ዘይሕጋውያን ዝበሎም ናይ ወጻኢ ዜጋታታ ኣብ ግብሪ ከውዕሎ ምዃኑ ብወግዒ ኣብ ዝገለጸሎ፣ ኣሽሓት ኤርትራውያን ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዘሎ ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ ሓበሬታ ገሊጾም [...]

ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጸሎት ዝነበሩ ኣመንቲ ክርስትና ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዉ ተሓቢሩ

ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ጸሎት ዝነበሩ ኣስታት 185 ኣመንቲ ፕሮቴስታንት ክርስትና ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዉ፣ ረሊዝ ፓርትነርስ ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ሓቢሩ።   እቶም ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኣብ ዝርከብ [...]

ዋሕዚ ስደተ ኤርትራውያን ብማእከላይ ባሕሪ ሕጂ’ውን ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ኢጣልያን ማልታን ገኒንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ መዓልታት ጥራት ኣስታት 400 ስደተኛታት ዝጸዓና ሰለስተ ጀላቡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዘድሓነ መንግስቲ እ [...]

‘ምግህሳ ሰብኣዊ መሰላት እቲ ኣውራ ጠንቒ ስደት ኤርትራውያን’ዩ።’ ሸይላ ኪታሩት

ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እቲ ቀንዲ ጠንቒ ስደት ኤርትራውያን’ዩ ክትብል ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክትከታተል ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘት ሸይላ ኪታሩት ገሊጻ።   ንሳ ነዚ ዝገለጸት፣ ብሓሙስ 24 ጥቕምቲ ናብ ሓፈሽእዊ ባ [...]

ኣብ ቦስቶን ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሕን ደሞርስያዊ ለውጥን ዝኾኑ ኤርትራይውን፣ ነቲ ብደገፍቲ ህግደፍ ዝተኻየደ ናይ ሳዕስዒትን ጓይላን ምሸት ኮኒኖም

ኣብ ቦስቶን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ ነቲ ብደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ፓርክ ፕላዛ ሆቴል ዘከይድዎ ዝነበሩ ናይ ጓይላን ሳዕስዒትን ምሸት ኮኒኖም።   እቶም ኤርትራውያን፣ ኣብ ቅድሚ’ቲ ሆቴ [...]
1 600 601 602 603 604 623 6020 / 6229