Category: ዜና ኤርትራ

1 599 600 601 602 603 609 6010 / 6082
ሚ.ብርሃነ ኣብርሀ፣ ናይ ሕክምና ጠለቡ ተነጺጉ

ሚ.ብርሃነ ኣብርሀ፣ ናይ ሕክምና ጠለቡ ተነጺጉ

ካብ መዝነቱ ካብ ዝእለ ልዕሊ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣቝጺሩ ዘሎ ሚኒስተር ፋይናንስ ኤርትራ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፣ ብሰንኪ ናይ ጥዕና ጸገም ናብ ወጻኢ ከይዱ ንኽሕከንም ዘቕረቦ ጠለብ ብቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ከምእተነጽገ ምንጭታት ሬድዮ [...]

ፈረንሳዊ ኣባል ስለያ ሓራ ንምውጻእ ዝተኻየደ ስርሒት ፈሺሉ

ኣብ ሶማል ንሰለስተ ዓመታት ብኣልሸባብ ተታሒዙ ዝጸንሐን ብመንጎኝነት መንግስቲ ኤርትራ ንምፍትሑ ጻዕርታት ይካየደሉ ዝነበረን ፈረንሳዊ ኣባል ስለያ ሓራ ንምውጻእ ብኮማንዶ ፈረንሳ ዝተኻየደ ስርሒት ፈሺሉ።     እቲ ደኒስ ኣሌክስ ዝተ [...]

ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝተሓተ ቁጠባዊ ሓርነት ዘለወን ሃገራት ምዃና ተሓቢሩ

ኣብ ወፍሪ ሓድሽ ተበግሶ ትወስድ ከምዘላ እትገልጽ ዘላ ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝተሓተ ቁጠባዊ ሓርነት ዘለወን 10 ሃገራት ዓለም ምዃና ንጸብጻብ ኣህጉራዊ ትካል ሄሪቴጅ ብምጥቃስ ሲኤንኤን ሓቢሩ።     እቲ ዓመታዊ ንቁጠባዊ ኩነታት ሃ [...]

ባ.ጸጥታ ሓድሽ ኣቦ መንበር መዚዙ

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ 31 ጥሪ 2013 ተናዊሑ ዘሎ ዕማም ተቖጻጻሪ ጉጅለን ኮሚተ እገዳ ኤርትራን ሶማልያን ንኽመርሕ ሓድሽ ኣቦ መንበር መዚዙ።    እቲ ብባይቶ ጸጥታ ተመዚዙ ዘሎ  ሓድሽ ኣቦ መንበር፣ ኣምባሳደር ደቡብ [...]
ደራስን ጋዜጠኛን ዳን ኮነል፣ ኣብ እስራኤል ንዝርከቡ ኤርትራውያን ሰሚናር ኣካዪዱ

ደራስን ጋዜጠኛን ዳን ኮነል፣ ኣብ እስራኤል ንዝርከቡ ኤርትራውያን ሰሚናር ኣካዪዱ

    ዓርኪ ሰውራ ኤርትራ ዝነበረን ብዛዕባ ኤርትራ ሓያሎ መጻሕፍቲ ዝጸሓፈን ደራስን ጋዜጠኛን ዳን ኮነል፣ ኣብ እስራኤል ምስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ሰሚናር ምክያዱ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።   [...]

ኣብ ኤርትራ ሓድሽ መሸጣ ብርኪ ብጥርጣረ ይረአ

ህግደፍ ብሒትዎ ዝጸንሐ ትካላት ፣ ናብ ኤርትራውያን ብብርኪ ክሸጦ ንዘቕርቦ ዘሎ ሕቶ ብጥርጣረታት ይረኣ ኣሎ።    እዚ ከም ትካላት ሸርፊ፣ ህንጻን ቴሌኮሚኒኬሽንን ዘጠቓለለ  ብህግደፍ ተባሒቱ ዝጸንሐ ትካላት፣ ብብርኪ ክሽየጥ ምዃኑ ኣብ [...]

ተሳትፎ ኤርትራ ኣብ ውድድር ዳርኤሰላም ኣጠራጣሪ’ዩ ተባሂሉ

ኤርትራ ኣብቲ ካብ 21 ጥሪ ኣትሒዙ ኣብ ዳርኤሰላም ታንዛንያ ዝካየድ ግጥማት ሻምፕዮና ኩዕሶ ሰክዔት ምስታፋ ኣጣራጣር’ዩ ይብሃል ኣሎ።    ብመሰረት እቲ ኣቐዲሙ ወጺኡ ዘሎ መደባት፣ ኤርትራ እትርከበን 12 ሃገራት ኣብ ናይ ደቂ ተባዕትዮ [...]

መ.ኤርትራ፣ ኣብ ዋጋታት ኣገልግልት ወደብ ምትዕርራይ ይገብር

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ዋጋታት ኣገልግልት ወደብ ምትዕርራይ ይገብር ኣሎ።    እቲ ካብዚ ሓድሽ ዓመት ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ከምዝወዓለ ዝግለጽ ዘሎ ዋጋታት ኣገልግሎታት ወደብ፣ ብደረጃ ሃገርት ዝካየድ ንዘሎ ምንቕስቓስ ወፍሪ ንነጋዶን ኣውፈርት [...]

”መርገጺ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣይቅየርን’ዩ” ቀ.ሚ.ኢትዮጵያ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ መርገጺ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ከምዘይቅየር ኣፍሊጡ።    እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነዚ ዘፍለጠ፣ ፓርላማ እታ ሃገር ብሓደ ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ም [...]

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 120 ስደተኛታት ሓደጋ ኣጋጢምዎም

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 120 ስደተኛታት ጽዒና እትጎዓዝ ዝነበረት ዓባይ መኪና ናብ ትሪፑሉ ሊብያ እተምርሓሉ ኣብ ዝነበረት እዋን ብዘጋጠማ ናይ ምግምጣል ሓደጋ ብውሕዱ ሰስለተ ኤርትራውያንን 23 ሶማላውያንን ከምዝሞቱ ተገሊጹ። [...]
1 599 600 601 602 603 609 6010 / 6082