Category: ዜና ኤርትራ
![ብሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ከምዝተታሕዘት እትግለጽ ዘላ መርከብ ዋንነታ ናይ ቶጎ ምዃና ተሓቢሩ ብሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ከምዝተታሕዘት እትግለጽ ዘላ መርከብ ዋንነታ ናይ ቶጎ ምዃና ተሓቢሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/01/pirates_at_sea.jpg)
ብሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ከምዝተታሕዘት እትግለጽ ዘላ መርከብ ዋንነታ ናይ ቶጎ ምዃና ተሓቢሩ
Radio Erena: January 22, 2014 ናብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ዘእቱ ወሽመጥ ዓደን ተጨውያ ናብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ከምዘምርሐት ዝተግለጸት ናይ ንግዲ መርከብ፣ ዋንነታ ናይ ቶጎ ምዃኑ ተረጋጊጹ። እታ ካብ ወደብ ባጽዕ ኣስታት 4 [...]
![Eritrea forces board merchant ship not pirates, maritime officials said Eritrea forces board merchant ship not pirates, maritime officials said](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/01/ship.jpg)
Eritrea forces board merchant ship not pirates, maritime officials said
adio Erena: January 20, 2014 Nairobi (RBC) Hours after false alarm came out off the coast of Somalia where suspected pirates hijacked the first shi [...]
![ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንቀዳመይ ዓመት ፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ብርሱን ናይ ለውጢ ድሌትን ሃገራዊ ስምዒትን ይዝክርዋ ኣለዉ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንቀዳመይ ዓመት ፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ብርሱን ናይ ለውጢ ድሌትን ሃገራዊ ስምዒትን ይዝክርዋ ኣለዉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/01/Asmara-Tanks.jpg)
ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንቀዳመይ ዓመት ፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ብርሱን ናይ ለውጢ ድሌትን ሃገራዊ ስምዒትን ይዝክርዋ ኣለዉ
Radio Erena: January 20, 2014 21 ጥሪ፣ ናይቲ ኣብ ፎርቶ ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ሚኒስትሪ ዜና ንለውጢ ዝጠልብ ብኣባልት ሰራዊት ኤርትራ ዝተኻየደ ታሪኻዊ ስርሒት ንምዝካር፣ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያ [...]
![ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝርክከብ መዓስከራት ስደተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ ወዲብኩም ተባሂሎም ካብ ዝተኸሱሱ ኤርትራውያን እቶም ሽዱሽተ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ክእሰሩ ተፈሪዶም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝርክከብ መዓስከራት ስደተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ ወዲብኩም ተባሂሎም ካብ ዝተኸሱሱ ኤርትራውያን እቶም ሽዱሽተ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ክእሰሩ ተፈሪዶም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/01/Eri-Refugees-in-Ethio.jpg)
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝርክከብ መዓስከራት ስደተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ ወዲብኩም ተባሂሎም ካብ ዝተኸሱሱ ኤርትራውያን እቶም ሽዱሽተ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ክእሰሩ ተፈሪዶም
Radio Erena: January 20, 2014 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ማይ ዓይንን ዓዲ ሓሩሽን ሰለማዊ ሰልፊ ወዲብኩም ተባሂሉም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 11 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ጉዳዮም ኣብ ቤት ፍርዲ ድሕ [...]
![ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቀዳዳማይ ብሽክለተ ናትናኤል ብርሃነ፣ ንዙር ኣሚሳ ቦንጎ ዝተዓወተ ቦኽሪ ኣፍሪቃዊ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቀዳዳማይ ብሽክለተ ናትናኤል ብርሃነ፣ ንዙር ኣሚሳ ቦንጎ ዝተዓወተ ቦኽሪ ኣፍሪቃዊ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/01/Nat-Amissa-Bongo.jpg)
ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቀዳዳማይ ብሽክለተ ናትናኤል ብርሃነ፣ ንዙር ኣሚሳ ቦንጎ ዝተዓወተ ቦኽሪ ኣፍሪቃዊ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ
Radio Erena: January 20, 2014 ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳምይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣብ ጋቦን ንዝተኻየደ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ዝተዓወተ ናይ መጀመርያ ኣፍሪቃዊ ኮይኑ። ዝበለጸ [...]
![Deputy Foreign Minister of Egypt heads to Asmara Deputy Foreign Minister of Egypt heads to Asmara](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/01/Egypt.png)
Deputy Foreign Minister of Egypt heads to Asmara
Radio Erena: January 17, 2014 Egyptian Deputy Foreign Minister for African Affairs Ambassador Hamdi Sanad Loza headed on Wednesday January 15 to th [...]
![ኤርትራውያን ዝርከብዎም ወከልቲ ስደተኛታት ምስ ፓርላማ እስራኤል ተራኺቦም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ወከልቲ ስደተኛታት ምስ ፓርላማ እስራኤል ተራኺቦም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/01/Eri-Kineset.jpg)
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ወከልቲ ስደተኛታት ምስ ፓርላማ እስራኤል ተራኺቦም
Radio Erena: January 17, 2014 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ወከልቲ ስደተኛታት፣ ብዛዕባ ጉዳዮም ብዝምልከት ኣብ ቅድሚ ፓርላማ እታ ሃገር ማለት ክነሰት ሓሳባቶም ከምዘቕረቡ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝር [...]
![ኣብቲ ንኤርትራን ሱዳንን ዘዳውብ ከባቢታት ዝርአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ደው ንምባሉ ሓድሽ መደብ ወጺኡ ከምዘሎ ተገሊጹ ኣብቲ ንኤርትራን ሱዳንን ዘዳውብ ከባቢታት ዝርአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ደው ንምባሉ ሓድሽ መደብ ወጺኡ ከምዘሎ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/01/UNHCR.jpg)
ኣብቲ ንኤርትራን ሱዳንን ዘዳውብ ከባቢታት ዝርአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ደው ንምባሉ ሓድሽ መደብ ወጺኡ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: January 16, 2014 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ከምኡ ድማ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM)፣ ኣብቲ ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ዝርአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስ [...]
![ብሪጣንያ ዝመደበሩ ኩባንያ ዕደና ኦርታክ ኣብ ኤርትራ ከውፍር ጀሚሩ ብሪጣንያ ዝመደበሩ ኩባንያ ዕደና ኦርታክ ኣብ ኤርትራ ከውፍር ጀሚሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/01/ortac__brand_mining_1.png)
ብሪጣንያ ዝመደበሩ ኩባንያ ዕደና ኦርታክ ኣብ ኤርትራ ከውፍር ጀሚሩ
Radio Erena: January 15, 2014 ኦርታክ ዝተባህለ ናይ ብሪጣንያ ናይ ዕደና ኩባንያ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዕደና ዘተኮረ ወፍሪ ከካይድ ተበጊሱ ምህላዉ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ፣ ኣንድያንሞ ብዝተባህለ ኩባንያ ኣቐ [...]
![ፖሊስ እስራኤል፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 150 ሰባት ገፊፉ ፖሊስ እስራኤል፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 150 ሰባት ገፊፉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2014/01/Israel-giffa2.jpg)
ፖሊስ እስራኤል፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 150 ሰባት ገፊፉ
Radio Erena: January 15, 2014 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 10ታት ኣሽሓት ኣብ እስራኤል ሰላማዊ ሰልፊ ድሕሪ ምክያዶም፣ መንግስቲ እስራኤል እንደገና ሓድሽ ግፋ ይቕጽል ኣሎ። ፖሊስ እስራኤል ከም መቐጸልታ ናይቲ ከካይድዎ [...]