Category: ዜና ኤርትራ

መንግስቲ ኤርትራ ፍላይኦሎምፒክ ምስ ዝተባህለ ሓድሽ መንገዲ ኣየር ግዝያዊ ስምምዕ ከቲሙ
Radio Erena: April 21, 2014 መንገዲ ኣየር ሉፍታንዛ ካብን ናብን ኣስመራን ሃገራት ኤውሮጳን ዝነበሮ በረራታት ድሕሪ ምቑራጹ፣ ነቲ ዘጋጠም ሃጓፍ ንምምላእ መንግስቲ ኤርትራ ፍላይኦሎምፒክ ምስ ዝተባህለ ሓድሽ መንገዲ ኣየር [...]

ካብ ተቃውሞ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ዝሰግአ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ጄኔቫ ብምስጢር ኣብ ዝተታሕዘ ኣዳራሽ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: April 18, 2014 ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣንጽሩ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከይውድቡ ካብ ምስጋእ እቲ ዋዕላ ዝካየደሉ ኣዳርሽ ብምስጢር ክተሓዝ ከ [...]

ኣማኢት ኤርትራውያን ወለዲ ፋሲካ ኣብ ዮርሳሌም ንምብዓል ናይ ገዛ ሊብሬቶን ካልእ ትሕጃን ብምትሓዝ ናብ እስራኤል ከይዶም
Radio Erena: April 18, 2014 በዓል ፋሲካ ንምጽንባል ኣማኢት ኤርትራውያን ወለዲ ናብ እስራኤል ከተማ ዮርሳሌም ከምዝኣተዉ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እቶም ኤርትራውያን ውለዲ ናብ እዮርሳሌም ናይ ፋሲካ ንግደት [...]

መንግስቲ ጅቡቲ፣ ገና ሒዝዎም ዘሎ 19 ምሩዃት ኵናት ኤርትራ ንኽለቖም ጻዕርታት ይቕጽል ኣሎ
Radio Erena: April 17, 2014 መንግስቲ ጅቡቲ ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም 267 ኤርትራውያን ናብ UNHCR ከረክቦም እንከሎ፣ ኣብ ኵናት ኤርትራን ጅቡትን ኣብ 2008 ዝተማረኹ 19 ኤርትራውያን ግና ከምዘይለቐቖም ተገሊጹ። እቶም [...]

ፕረዚደንታት ጅቡትን ኣመሪካን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክዝትዩ’ዮም
Radio Erena: April 17, 2014 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ ክዝቲ ምዃኑ ተገሊጹ። ፕረዚደንት ገለ፣ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ምስ ፕ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ትሽዓተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: April 17, 2014 ኣብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ ቤንሻንጉል ጉምዝ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ህዝቢ እተመላለስ ኣውቶቡስ ብዝኸፈትዎ ቶዅሲ ትሽዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ። ኣፈኛ መንግስቲ ኢት [...]

ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ወዶም ንፕረዚደንት ወ.ሉ. ቤተክርስትያን ኤርትራ ዝርከብዎም ሓሙሽተ ኣመንቲ ክርስትና ኣብ ቀይዲ የእትዮም
Radio Erena: April 16, 2014 ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ወዶም ንፕረዚደንት ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ቀሺ ዮሴፍ ኣርኣያ ዝርከቦም ሓሙሽተ ኣመንቲ ክርስትና ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና [...]

ኣብ ከረን ከባቢ ቃጼታይ ዝርከብ መቓውር ክፈሓርን ኣስከሬኑ ድማ ስድራቤታቶም ከልዕልዎን ትእዛዝ ተመሓላሊፉ
Radio Erena: April 16, 2014 ኣብ ከረን፣ ከባቢ ቃጼታይ ልዕሊ እንዳማርያም ቤተ ክርስትያን ኣብ ዝርከብ ናይ ቀደም መቓብር ክፈሓርን ኣስኬሬኑ ድማ ስድራቤታቶም ከልዕልዎ ከምዝተነግሮምን ሓያሎ ስድራቤታት ናብ ሬድዮ ኤረና ብ [...]

መንግስቲ ጅቡቲ ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም 267 ኤርትራውያን ናብ (UNHCR) ኣረኪብዎም
Radio Erena: April 15, 2014 ጅቡቲ ኣሲራቶም ዝጸንሐት 267 ስደተኛታት ናብ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምዘረከበቶም ተሓቢሩ። እቶም 267 ኤርትራውያን፣ ኣባላት ሰራዊት መንግስቲ ኢኹም ኔርኩም ብዝ [...]

ኤርትራዊት ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላት ኤልሳ ጭሩም ሽልማት ‘ጅግና ኣፍሪቃ’ (African Heroine) ተዋሂባ
Radio Erena: April 14, 2014 ማሕበር ተመሃሮ ኣፍሪቃ ናይ ኦሃዮ ዩኒቨስቲ ንኤርትራዊት ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላት ወይዘሮ ኤልሳ ጭሩም በቲ ኣንጻር ወጽዓ ስደተኛታታት እትገብሮ ቃልሲ ፍሉይ ሽልማት ሂቡዋ። እቲ ቀዳም 12 ሚያ [...]