Category: ዜና ኤርትራ

በዓልቲ ቤቱ ቀቲሉ ኣብ እስራኤል ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ
Radio Erena: 16 June, 2014 ንበዓልቲ ቤቱ ቀቲሉ ተባሂሉ ኣብ እስራኤል ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተቀይዱ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ርእሰ ቕትለት ፈጺሙ። ዮርሳሌም ፖስት ኣቕሪብዎ ብዘሎ ጸብጻብ፣ እቲ ሓድሪም ኣብ ዝተባህለ ቤት ማእሰርቲ ዝ [...]

መንግስቲ፣ ኣርባዕተ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ ዘቕርብዎ ሕቶ፣ ብኣመሪካ ዝተደፋፍእ’ዩ ዝብል ወረ ይነዝሕ ኣሎ
Radio Erena: 13 June, 2014 ኣርባዕተ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ናብ ህዝቢ ዝዘርግሕዎ እዋናዊ መልእኽቲ፣ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ኣብ ከተማ ኣስመራ ሓደ ካብቲ ዝዓበየ መዘራረቢ ጉዳይ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን [...]

ኣብ ሊብያ መዓስከር ስደተኛታት ንኽቐውም ብኢጣልያ ዝቐረብ እማመ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተነጺጉ
Radio Erena: 13 June, 2014 ኣብ ሊብያ መዓስከር ስደተኛታት ክቐውም ብኢጣልያ ዝቐረበ እማመ፣ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተነጺጉ። ብዋሕዚ ኣሽሓት ስደተኛታት እተማርር ዘላ ኢጣልያ፣ ኣብ ሊብያ መዓስከር ስደተኛታት ክቐውም ደጋጊ [...]

ኣብ ካምፓላ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንምክያድ ከምዝወጠነ ዝተጠርተረ ሶማላዊ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ
Radio Erena: 13 June, 2014 ፖሊስ ኡጋንዳ፡ ዓብዱራሕማን ዓብደላ ሳልሕ ንዝተባህለ፡ ሶማላያዊ ጥርጡር ኣባል ግብረሽበራዊ ዕጡቕ ጉጅለ ኣልሸባብ፡ ኣብ ከተማ ካምፓላ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ፡ ሬድ-ፔፐር ዝተባህለት ኣብ’ታ [...]

ፊፋ ሓድሽ ደረጃታት ዘርጊሑ፣ ኤርትራ ሕጂ’ውን ሓደ ደረጃ ንድሕሪት
Radio Erena: 12 June, 2014 ፊፋ ወርሓዊ ዘውጽኦ ደረጃታት ሃገራውያን ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዓለም፡ ኣብ ድሮ ምጅማር ዋንጫ ዓለም'ውን ሓድሽ ደረጃታት ዘርጊሑ ኣሎ። ኤርትራ ሕጂ'ውን ሓደ ደረጃ ንድሕሪት ተመሊሳ። በቲ ዝወጸ ደ [...]

ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ ብሪጣንያ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ
Radio Erena: 12 June, 2014 ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ኡጋንዳ ዓድል ሑሰን ሸሪፍ፣ ፕረዚደንት ኣልበሽር ኣብ ልዕሊ ክልተ መራሕቲ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ዝወሰዶ ናይ ምእሳር ስጉምቲ ብምቅዋም ኣብ ብሪጣንይ ዑቕባ ከምዝሓተተ ይግለ [...]

ኣብ ሶማል ነዳዲ ተረኺቡ፣ መርገም ዶ ምርቓ?
Radio Erena: 12 June, 2014 ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ኩባንያታት ምዕራብ ከካይድኦ ብዝጸንሓ ዳህሳስ፣ ነዳዲ ከምዝተረኽበ ተረጋጊጹ። እዚ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሶማሊላንድ ተረኺቡ ዘሎ ዕ [...]

ናትናኤል ብርሃነ ትማሊ ኣብ ፈረንሳ ደሚቑ ውዒሉ
Radio Erena: 11 June, 2014 ተቐዳዳማይ ክለብ ዩሮፕካር ናትናኤል ብርሃነ፡ ትማሊ 10 ሰነ 2014 ኣብ ዝቐጸለ 194 ኪሎ ሜተር ዝሸፈነ ውድድር ሳልሳይ መድረኽ ክራይተርዩም ዱ ዶፊነ፡ ውድድር ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ሳልሳይ ር [...]

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኣብ ኣህጉራዊ ቅድድማት ጎሊሖም ይርኣዩ
Radio Erena: 10 June, 2014 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ክለብ ኤም.ቲ.ኤን ኩቤካ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት፡ ብሰንበት ኣብ ዝተዛዘመ ኣህጉራዊ ውድድር ብሽክለታ ዙር ላክሰምበርግ፡ ኣብ ናይ መወዳእታ መድረኽ ሳልሳይ ወጺኡ። ኣብ’ቲ መእ [...]

ፕረዚደንት ሱዳን፣ ካልኣይ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ቀይዱ
Radio Erena: 10 June, 2014 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንኻልእ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ምቕያዱ፣ ዝተወጠ ዘተ ሃገራዊ ዕርቒ ከምዝፈሸለ ዝእንፍት’ዩ ክብሉ ሱዳናውያን ፖለቲከኛታት ገሊጾም። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣቐዲሙ [...]