Category: ዜና ኤርትራ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ስግረ ዶብ እሱራት ይፈትሕ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena : 10 September, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ብስግረ ዶብን ካልእ ምስኡ ዝተተሓሓዘ ምኽንያታትን ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ካብ ዝተፈላለየ ኣብያተ ምእሰርቲ ከምዝለቐቐ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢ [...]

ፕረዚደንታት ኤርትራን ግብጽን ኣብ ጉዳያት ናይል፣ ቀይሕባሕርን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም
Radio Erena : 10 September, 2014 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጉዳያት ናይልን፣ ቀይሕባ ባሕርን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ምስ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ንምዝርራብ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ዑደት የካይድ ኣሎ። ክልቲኦም [...]

እስራኤል ኣስታት 7 ሽሕ ኤርትራውያን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ብግዴታ ብምውጽኣ ተወቒሳ
Radio Erena : 10 September, 2014 መንግስቲ እስራኤል፣ ኣስታት 7 ሽሕ ዝኾኑ ኤርትራውያን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ካብ ሃገሩ ክወጹ ከምዝገበረ ኣህጉራዊ ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ሁማን ራይትስ ዎች ገሊጹ። እቲ ትካል [...]

ሽወደን ንላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ መንግስቲ ኤርትራ ዝሰጎጎትሉ ምኽንያት መሸጣ ዘይሕጋዊ መስተ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 09 September, 2014 መንግስቲ ሽወደን ንቀዳማይ ጸሓፊ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብታ ሃገር ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት ዝሰጎጎሉ ምኽንያት ካብ ሕጊ’ታ ሃገር ወጻኢ ኣልኮላዊ መስተ ክሽይጥ ስለዝተረኽበ ምዃኑ ተቃሊዑ። [...]

ኣብ እስራኤል ወዲ 30 ዓመት ኤርትራዊ ተቐቲሉ
Radio Erena: 09 September, 2014 ኣብ እስራኤል፣ ኣሽከሎን ኣብ ዝተባህለት ንእሽቶ ከተማ ሓደ ኤርትራዊ ተቀቲሉ ተረኺቡ። እቲ 30 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ፣ ኣብ መእተዊ ናይቲ ዝነብረሉ ህንጻ ወዲቁ ከምዝጸንሐ ዝሓበረ ፖ [...]

ፖለቲከኛታት ወደባዊት ከተማ ካሌ፣ ብሰንኪ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣብ ወጥሪ ይርከቡ
Radio Erena: 08 September, 2014 ኣብ ወደባኢት ከተማ ካሌ፣ ብሰንኪ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተላዕለ ኩነታት፣ ንፖለቲካውያን ሰልፍታት እታ ሃገር ኣብ ወጥሪ የእትዩወን ኣሎ። ሕሉፍ የማናዊ መርገጺ ዘለዎም ፖለ [...]

ሱዳን፣ ናብ ተቓወምቲ ሊብያ ዝልኣኸቶ ኣጽዋር ዝጸዓነት ነፋሪት ኣብ ትሪፑሊ ከምዝዓለበት መንግስቲ እታ ሃገር ወቒሱ
Radio Erena: 08 September, 2014 ሱዳን ንተቓወምቲ ሊብያ ንምሕጋዝ፣ ኣጽዋር ዝጸዓነት ነፋሪት ከምዝልኣኸት መንግስቲ ሊብያ ወቒሱ። እታ ኣጽዋር ዝጸዓነት ነፋሪት መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ትሪፖሊ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቃወምቲ [...]

ኣልሸባብ፣ ሕነ ናይ ዝተቐትለ መራሒኡ ክፈዲ ምዃኑ ኣጠንቒቑ
Radio Erena: 08 September, 2014 ብደብዳብ ነፈርቲ ኣመሪካ መራሒኡ ዝተቐትለ ኣልሸባብ ሓድሽ መራሒ ረቑሑ። ዓደን ሓሸ ኣያሮ ኣብ 2008 ብደብዳብ ነፈርቲ ኣመሪካ ምስተቀትለ፣ ነቲ ምስ ኣልቃዒዳ ዝሓበረ ናይ ሽበራ ጉጅለ [...]

Sweden gives Eritrean diplomat 48 hours to leave
Radio Erena: 05 September, 2014 “I can confirm that a foreign diplomat has been ordered to leave the country but I can’t go into the reasons,” foreig [...]

ሽወደን፣ ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት ክወጽእ ኣዚዛ
Radio Erena: 05 September, 2014 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከብ ቀዳማይ ጸሓፊ ቆንስል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት ካብታ ሃገር ክወጽእ ከምዝኣዘዞ ማዕከናት ዜና ሽወደን ገሊጸን። እቲ [...]