Category: ዜና ኤርትራ

1 565 566 567 568 569 643 5670 / 6430
ብምኽንያት ቀዳማይ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፔዱሳ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻእን ዝተፈላለየ ንጥፈታት ይካይድ ኣሎ

ብምኽንያት ቀዳማይ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፔዱሳ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻእን ዝተፈላለየ ንጥፈታት ይካይድ ኣሎ

Radio Erena: 03 October, 2014 ዓመቱ ናይቲ ቆልዑን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም 360 ኤርትራውያን ዘህለቐ ሓደጋ ባሕሪ ላምፔዱሳ ንምዝካር ኣብ ውሽጢ ዓድን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣብ ምክያድ ይርከ [...]
ዓሚ ካብ ዘጋጠመ ሓደጋ ላምፔዱሳ ዝደሓኑ ኤርትራውያን ምስ ጳጳስ ፍራንሲስ ክራኸቡ’ዮም

ዓሚ ካብ ዘጋጠመ ሓደጋ ላምፔዱሳ ዝደሓኑ ኤርትራውያን ምስ ጳጳስ ፍራንሲስ ክራኸቡ’ዮም

Radio Erena: 02 October, 2014 ዓሚ ኣብ ላምፔዱሳ ካብ ዘጋጠመ ሓደጋ ዝደሓኑ ኣስታት 50 ስደተኛታት፣ ነታ ዕለት ንምዝካር ኣብ ዘዳልውዎ ፍሉይ መደብ ምስ ጳጳስ ካቶኢካዊት ቤት ከርስትያን ኣቡነ ፍራንሲስ ክራኸቡ ምዃኖም [...]
ብረት ዝዓጠቑ ሽዱሽተ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ከሰላ ኣብ እትርከብ ቁሸት ብነበርቲ ዓዲ ተታሒዞም ናብ ሰራዊት ሱዳን ተረኪቦም

ብረት ዝዓጠቑ ሽዱሽተ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ከሰላ ኣብ እትርከብ ቁሸት ብነበርቲ ዓዲ ተታሒዞም ናብ ሰራዊት ሱዳን ተረኪቦም

Radio Erena: 01 October, 2014 ብረት ዝዓጠቑ ሽዱሽተ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣልሓፋይር ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ከሰላ ብነበርቲ እቲ ዓዲ ተታሒዞም ናብ ሰራዊት ሱዳን ከምዝተረከቡ ምንጭታት ዜና እቲ ከባቢ ሓቢሮም። እቶም ሽ [...]
ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል፣ ስደተኛታት ናብ ሖሎት ክቐርቡ ዘገድድ ትእዛዝ ኣደስኪልዎ

ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል፣ ስደተኛታት ናብ ሖሎት ክቐርቡ ዘገድድ ትእዛዝ ኣደስኪልዎ

Radio Erena: 01 October, 2014 ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ክቐርቡ ዘገድድ ትእዛዝ ከምዘደስከሎ ማዕከን ዜና ሃረጽ ገሊጹ። እቲ ሚኒስትሪ ብሰኑይ 29 መ [...]
ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ተቓውሞ ንዘካይዱ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን  ንምብታን ቶኽሲ ዝኸፈተ ኣባል ሓለዋ እቲ ኤምባሲ መርመራ ይካየደሉ ኣሎ

ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ተቓውሞ ንዘካይዱ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ንምብታን ቶኽሲ ዝኸፈተ ኣባል ሓለዋ እቲ ኤምባሲ መርመራ ይካየደሉ ኣሎ

Radio Erena: 01 October, 2014 ኣብ ኣመሪካ ከተማ ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ኣፍደገ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ተቓውሞ የካይዱ ንዝነበሩ ኢትዮጵያውይን ንምብታን ተዅሲ ዝኸፈተ ኣባል እቲ ኤምባሲ መርመራ ይካየደሉ ምህላዉ ዋሽንግተ [...]
ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ንስለያ ዘገልግል ፈተነ ሓድሽ ናይ ጨረር ቴክኖሎጂ ከተካይድ’ያ

ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ንስለያ ዘገልግል ፈተነ ሓድሽ ናይ ጨረር ቴክኖሎጂ ከተካይድ’ያ

Radio Erena: 30 September, 2014 ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ስለያን ካልእ ወትሃደራዊ ንጥፈታትን ዘተኮረ ሓድሽ ናይ ጨረር መሳርሒ ክትፍትን ምዃና ዌስት ፍራንስ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ሓቢሩ። እዚ ዝተራቐቐ ወትሃደራዊ መሳርሒ [...]
ስጳኛዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ካርቱም ተቐቲሉ

ስጳኛዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ካርቱም ተቐቲሉ

Radio Erena: 30 September, 2014 እቲ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ብኻራ ተቐቲሉ ዝተረኽበ 61 ዓመት ዝዕድሚኡ ስጳኛዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ሓላፊ ክፍሊ ቪዛ ኣብ ኤምባሲ ስጳኛ ኣብ ሱዳን ምንባሩ'ዩ ተገሊጹ። ፖሊስ ሱ [...]
ኣብ ከተማ ሰንዓ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ ብሞርታር ተደብዲቡ

ኣብ ከተማ ሰንዓ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ ብሞርታር ተደብዲቡ

Radio Erena: 30 September, 2014 ኣብ የመን ከተማ ሰንዓ፣ ጸጥታዊ ሃጓፍ ኣጋጢምሉ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ ኣብታ ከተማ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ ናይ ሞርታር ደብዳብ ተኻይድዎ። ዝበዝሐ ክፋል ከተማ ሰንዓ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ዕጡቓት [...]
ናብ ኢጣልያ ካብ ዝኣተዉ ልዕሊ 75 ሽሕ ስደተኛታት፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ

ናብ ኢጣልያ ካብ ዝኣተዉ ልዕሊ 75 ሽሕ ስደተኛታት፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ

Radio Erena : 29 September, 2014 ኣብዚ ዝሓለፈ ሸሞንተ ኣዋርሕ ናብ ኢጣልያ ካብ ዝኣተው ልዕሊ 75 ሽሕ ስደተኛታት እቶም ዝበዝሑ ኤርትራውያን ምዃኖም ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ብምጥቃስ ኣህጉራዊ ማሕበ [...]
ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ በዳሂ ቅድድም ብሽክለታ ዝተሳተፉ ክልተ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ውድድሮም ክፍጽሙ ኣይከኣሉን

ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ በዳሂ ቅድድም ብሽክለታ ዝተሳተፉ ክልተ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ውድድሮም ክፍጽሙ ኣይከኣሉን

Radio Erena : 29 September, 2014 ምስ ፈረንሳዊት ክለብ ዮሮፕ ካር ተጸንቢሩ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ ክወዳደር ትጽቢት ዝግበረሉ ዝነበረ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ብርሃነ ካብታ ፈረንሳዊት ክለብ ከምዝተሰና [...]
1 565 566 567 568 569 643 5670 / 6430