Category: ዜና ኤርትራ

ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ምብራቕ ሱዳን ከም ናይ ዳርፉር ኩነታት ክኽሰት ሓደ ካብ መራሕቲ ተቓወምቲ’ቲ ዞባ ኣጠንቒቑ
Radio Erena: 17 October, 2014 ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዝዳወብ ምብራቕ ሱዳን ከም ናይ ከም ዳርፉር ተመሳሳሊ ግጭት ክኽሰት ከምዝኽእል መራሒ ሃገራዊ ምንቕስቓስ ምብራቕ ሱዳን ኤል ኣሚን ዳውድ ኣጠንቒቑ። እቲ መራሒ ናይቲ ምንቕ [...]

ዕጡቓት ሺዓ-ሁቲ ናብ ኤርትራ ዝቐረበት ወደባዊት ከተማ የመን ተቖጻጺሮም
Radio Erena: 16 October, 2014 ዕጡቓት ተቓወምቲ ሺዓ ናይ የመን ናብ ኤርትራ ዝቐረበት ወደባዊት ከተማ ሖዴዳ ተቖጻጺሮም። እቶም ዕጡቓት፣ ንከተማ ሰንዓ ድሕሪ ምቑጽጻሮም፣ ምስ መንግስቲ የመን ስምምዕ ሰላም እኳ እንተኸተሙ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ጋምቤላ ግጭት ተጎሃሂሩ
Radio Erena: 16 October, 2014 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጋምቤላ ኣብ ድሮ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ዝተወልዐ ግጭት ኣብዚ ሰሙን እዚ ዳግም ተጓሃሂሩ። ኣብቲ፣ ዓሌታት ኣኝዋክን መዣንግን ዝርከብሉ ከባቢ ጋምቤላ ዝተወልዐ ግጭት ብውሕ [...]

ደቡብ ሱዳንን ኡጋንዳን ስምምዕ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ
Radio Erena: 16 October, 2014 ደቡብ ሱዳንን ኡጋንዳን ኣብ ምትሕግጋዝ ወትሃደራዊ መዳይ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን። እቲ ንነዊሕ እዋን ክጸንሕ ምዃኑ ዝተነግረሉ ስምምዕ ክልትኤን ሃገራት፣ ዘጠቓለሎ ነጥብታት ብዝርዝር እኳ እ [...]

ገዳማት ኤርትራ ንምትእትታው ልኡኻት መንግስቲ ኤርትራ ንምውጋዝ ዝጸሓፍዎ ደብዳቤ ተዘርጊሑ
Radio Erena: 15 October, 2014 ገዳማት ኤርትራ፣ ንምትእትታዊ መንግስቲ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ንተራ ኣማሓዳሪ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኣቶ ይፍታሄ ዲሜጥሮስን ጸሓፊኡ ኣቶ ሃብቶም ርእሶምን ዝውግዝ ወግዓዊ ደብዳቤ ዘ [...]

ወሰኽ ዋጋ ቢራ ካብ ዋጋታት ባንን ጸባን ንላዕሊ ኣብ ጋ.ሓ.ኤርትራ ይዝረበሉ ምህላዉ ተነቒፉ
Radio Erena: 15 October, 2014 እኹል ጸባን ባኒን ኣብ ዘይተረኽባ ከተማ ኣስመራ ወሰኽ ዋጋ ቢራ ዝልዓለ መዘራረቢ ክኸውን ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ደጋጊሙ ምቅልሑ፣ ሚኒስትሪ ዜና ካብ ኣውራ ጉዳያት ንምህዳም ዝኽተሎ ዘሎ [...]

ኤርትራ ብስእነት መግቢ ኣብ ዘሻቕል ኩነታት ካብ ዝርከባ 16 ሃገራት ዓለም ሓንቲ ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 15 October, 2014 ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ብስእነት መግቢ ኣብ ዘሻቕል ኩነታት ዝርከባ 16 ሃገራት ዓለም ምዃና ዓመታዊ ዝዳሎ ግሎባዊ ዝርዝር ጥሜት ናይ ዘንጸላለወን ሃገራት ኣመልኪቱ። እቲ ብሰኑይ 13 ጥቕምቲ [...]

ፖሊስ ፈረንሳ ብሰንኪ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣብ ከተማ ካሌ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 14 October, 2014 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ካሌ ናይ ፈረንሳ ዝተኣኻኸቡ ብዝሒ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ብዕጽፊ ድሕሪ ምዝያዱ፣ ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ፖሊስ መንግስቲ ተ [...]

ሱዳን፣ ካብ ምስ ኢራን ምስ ስዑዲ ዓረብ ዘለዋ ዝምድና ከምዝድልድል ፕረዚደንት ኣልበሽር ገሊጹ
Radio Erena: 14 October, 2014 ሱዳን፣ ንሓያሎ ዲፕሎማሰኛታት ኢራን ድሕሪ ምስጓጓ ዝምድንኣ ምስ ስዑዲ ዓረብ ናብ ንቡር ተመሊሱ ምህላዉ ተገሊጹ። ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ብዛዕባ'ዚ ኣመልኪቱ ንኣልሻርቕ ኣል [...]

የመን፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ካልኣይ ቀዳማይ ሚኒስተር
Radio Erena: 14 October, 2014 ንከተማ ሰንዓ ተቖጻጺሮም ዘለዉ ዕጡቓት ሺዓ ብፕረዚደንት እታ ሃገር ንዝተረቁሐ ቀዳማይ ሚኒስተር ድሕሪ ምንጻጎም፣ እንደገና ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ተመዚዙ። እቶም ምስ መንግስቲ የመን [...]