Category: ዜና ኤርትራ

25 ወትሃደራት ዝጸዓነት ሄሊኮፕተር ኣመሪካ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወዲቃ
Radio Erena: 03 September, 2014 25 ወትሃደራት ጽዒና ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትበርር ዝነበረ ወትሃደራዊ ሄሊኮፕተር ኣመሪካ ወዲቃ። እታ 17 ሰራዊት ባሕርያን ሸሞንተ ባሕረኛታትን ጽዒና ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ ዝወደቐት ሄ [...]

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፣ ብዛዕባ ናይል ንምዝርራብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምርሕ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 03 September, 2014 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ግብጽን፣ ብጉዳይ ናይል ዝተጎሃሃረ ዲፕሎማስያዊ ቁርቁስ ብማዕከናት ዜና ግብጺ ሓደ ካብ ዝዓበየ ዛዕባታቱ ኮይሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር [...]

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ 100 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልብ ጥሒላ
Radio Erena: 02 September, 2014 ኣብ ገማግም ባሕሪ፣ ሊብያ ኣስታት 100 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብሰንበት 31 ነሓሰ ከምዝጠሓለተ ገማግም ሓለዋ ባሕሪ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እታ ጃልባ፣ 50 ኪሎሜተር ካብ ገማግም ባሕ [...]

ኣብ “ኣህጉራዊ ዙር ቅድድም ብሽክለታ ሪዮ” መትከል ኢዮብ ጻዕዳ ማልያ ወኒኑ
Radio Erena: 01 September, 2014 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ መትከል ኢዮብ ካብ 26 ክሳብ 31 ነሓሰ ኣብ ብራዚል ክካየድ ኣብ ዝቐነየ “ኣህጉራዊ ዙር ቅድድም ብሽክለታ ሪዮ” ተሸላሚ ጻዕዳ ማልያ ኮይኑ። መትከል ጻዕዳ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንላዕለዎትን ማእከሎትን ኣዘዝቲ ሰራዊት ናይ ማዕረግ ወሰኽ ጌሩ
Radio Erena: 01 September, 2014 መንግስቲ ኤርትራ፣ ድሕሪ ኵናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንመጀመርያ እዋኑ ንላዕለዎትን ማእከሎትን ኣዘዝቲ ሰራዊት ብእኩብ ናይ ማዕረግ ወሰኽ ከምዝገበረ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብመሰረ [...]

ዓርቢ ሓርነት፣ ‘ስደት መፍትሒ’ድዩ? ተለዓል’ ዝብል ዝተጻሕፎ ባጤራ ናቕፋ ኣብ ኣስመራ ዘርጊሑ
Radio Erena: 29 August, 2014 ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ ኣባላት ዓርቢ ሓርነት ህዝቢ ኣንጽር ምልኪ ሓቢሩ ንኽልዓል ዝጽውዕ ጭርሖ ዝተጻሕፎ ሓሙሽተ ሽሕ ናቕፋ ኣብ ኣስመራ ከምዝዘርግሑ፣ ኣካያድቲ ኣብ ስደት ንዝርከባ መደብ [...]

‘ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ኣብ ፕሮጀክታት ዕደና ኣብ ግዱድ ናይ ጉልበት ስራሕ ይዋፈሩ ኣለዉ።’ ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ
Radio Erena: 29 August, 2014 መንግስቲ ኤርትራ፣ ብሃገራዊ ኣገልግልሎት ሒዝዎም ንዘሎ መንእሰያት፣ ኣብ ፕሮጀክታት ዕደና ኣብ ግዱድ ናይ ጉልበት ስራሕ የዋፍሮም ህላዉ፣ ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ [...]

መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ናብ ኣስመራ መዓልታዊ በረራ ከካይድ ጠለብ ኣቕሪቡ
Radio Erena: 28 August, 2014 መንገዲ ኣየር ግብጽ፣ ናብ ኤርትራ መዓልታዊ በረራታት ንምክያድ ጠለብ ኣቕሪቡ ከምዘሎ፣ ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታት መንገዲ ኣየር ሓበሬታ ዝዝርግሕ ኣና ኤሮ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ኣፍሊጡ። ኣብ ሰ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ጋናን ዋንጫ ኣፍሪቃ 2017 ንምእንጋድ ጠለብ ኣቕሪበን
Radio Erena: 28 August, 2014 ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ጋናን ዋንጫ ኣፍሪቃ 2017 ከእንግዳ ከምዝደልያ ኣፍሊጠን። ኣብ 1962, 1968 ከምኡ ድማ 1976 ሰለስተ እዋናት፣ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ ዘእንገደት ኢትዮጵያ፣ ነዚ ናይ [...]

ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ናይ ው.ሕ.ሃ ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ
Radio Erena: 28 August, 2014 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ሰብኣዊ ንጥፈታት እተግልግል ዝነበረት ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሄሊኮፕተር ወዲቓ፣ ብምሕምሻሻ ሰለስተ ኣባላታ ሞይቶም። ጠንቒ ምውዳቕ፣ እታ ሄሊኮፕተር ገና ኣብ ምጽራ [...]