Category: ዜና ኤርትራ

ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተመዘዘ ኣመሓዳሪ ኦርቶዶክሳዊት ቤትክርስትያን ኤርትራ ኣቶ ዩፍታሄ ዲሜጥሮስ ተሰጕጉ
Radio Erena: 10 October, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ንሓያሎ ዓመታት ኣምሓዳሪ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ዝነበረ ንኣቶ ዮፍታሄ ድሜጥሮስን ጸሓፊኡ ቀሺ ሃብቶም ርእሶምን ካብ ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ ከምዝሰጎጎም [...]

ሱዳንን ግብጽን ኣብ ዶባዊ ምስሕሓብ
Radio Erena: 09 October, 2014 ኣብ መንጎ ሱዳንን ግብጽን ብጉዳይ ዶብ ሓድሽ ምስሕሓብ ተፈጢሩ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ዓሊ ኻርቲ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ጉዳያት ንምዝርራብ ካይሮ ኣትዩ። እቲ ሚኒስተር ት [...]

ሃብቲ ትሽዓተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ካብ ዓመታዊ እቶት ናይ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ይዛይድ
Radio Erena: 09 October, 2014 ብሕማምን ድኽነትን ኣብ እትሕመስ ዘላ ኣፍሪቃ፣ እቶም ዝሃብቶም 10 መራሕቲ ሃገራት፣ ብዝሒ ዝውንንዎ ገንዘብ ካብ ዓመታዊ እቶት ሓያሎ ሃገራት ከምዝዛይድ ሓድሽ ጸብጻብ ጠቒሱ። ድሕሪ ሞት ሙ [...]

ሞት ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ይቕጽል፣ ኢጣልያ ድማ ስደተኛታት ናይ ምድሓን ስርሒት ዝመጽእ ወርሒ ደው ከምእተብሎ ትገልጽ
Radio Erena: 08 October, 2014 ኢጣልያ፣ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ናይ ምድሓን ስርሒት ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ ደው ከተብሎ ምዃና ኣፍሊጣ። ኢጣልያ ነቲ ማረ ኖስትሩም ማለት ባሕርና ዝተሰምየ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ [...]

ዛምብያ 141 ኢትዮጵያ ስደተኛታት ቀይዳ
Radio Erena: 08 October, 2014 ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝሳግሙ ዝነበሩ 141 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣብ ዛምብያ ተታሒዞም። ማዕከን ዜና ደይሊ መይል ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ [...]

ሓድሽ ዝተመዘዘ ቀዳማይ ሚኒስተር የመን፣ ንከተማ ሰንዓ ተቖጻጺርሮም ብዘለዎ ተቓወምቲ ተነጺጉ
Radio Erena: 08 October, 2014 ንከተማ ሰንዓ ተቖጻጺሮም ዝርከቡ ተቓወምቲ ሺዓ፣ ብፕረዚደንት የመን ንዝተመዘዘ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ነጺጎም። ድሕሪ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ መንጎ ንከተማ ሰንዓ ዝተቖጻጸሩ ተቃወምቲ ሺዓን [...]

ኣሚር ቐጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣልታኒ ሓድሽ ኣምባሳደር ኣብ ኤርትራ መዚዙ
Radio Erena: 07 October, 2014 እቲ ኣሚር ዝሓለፈ ሰሙን ብዘሕለፎ ውሳኔታት መሰረት፣ ኣቐዲሙ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ኣምባሳደር መሓመድ ዒሳ ሻሂን ኣል ማናይ ካብ ኣስመራ ተሳሒቡ ብ ሓድሽ ኣምባሳደር መሓመድ ራሽድ መሓመድ ኣ [...]

ብቕዓት ምሕደራ መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ 52 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ መበል 50 ተሰሪዑ
Radio Erena: 07 October, 2014 ብኣህጉራዊ ትካል ኢብራሂም ሞ ዓመታዊ ኣብ ዝዝርጋሕ ጸብጻብ ብቕዓት ምሕደራ መንግስታት ኣፍሪቃ፣ ኣብዚ ኣብዚ ናይ 2014 52 ሃገራት ኣብቲ ዝርዝር ክቐርባ እንከለዋ፣ ዝተሓተ ደረጃ ሒዘን [...]

DP world ወሃብ ኣገልግሎት ኮንተርነራት ኣብ ወደብ ጅቡቲ ናይ 30 ዓመት ውዕሉ ክቕጽል ተስፋ ከምዘለዎ ገሊጹ
Radio Erena: 07 October, 2014 ኣብ ወደብ ጅቡቲ ወሃቢ ኣገልግሎት ተርሚናል ኮንተይነር ዝተኻረየ ኣህጉራዊ ኩባንያ ዲፒ ዎርልድ ነቲ ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ዝኣተዎ ናይ 30 ዓመት ውዕል ክምለሰሉ ሕጋዊ መስርሕ የካይድ ም [...]

መንገዲ ኣየር ኤርትራ ካብ ዩክሬን ብክራይ ዘምጽኣ ኤርባስ ዝዓይነታ ነፋሪት ኣስመራ ኣትያ
Radio Erena: 06 October, 2014 መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ያን ኤየር ካብ ዝተባህለ ናይ ዩክሬን መንገዲ ኣየር ብክራይ ዘምጽኣ ኣየርባስ ዝዓይነታ ነፋርት ኣስመራ ከምዝኣተወተ ተሓቢሩ። እታ A320-200 ዝዓይነታ ናይ መጓዓዝ [...]