Category: ዜና ኤርትራ
ጉዕዞ ብባቡር፣- ካብ ናቕፋ ክሳብ ፓሪስ
Radio Erena: 14 November 2014 ባቡር ቁጽሪ 7223፣ ኣብቲ ካብ ሰሜናዊ ክፋል ፓሪስ ዝርከብ ፎሮቭያ፣ ናብታ ብኤርትራውያን ግኑን ስም ሒዛ ናብ እትርከብ ወደብት ከተማ ካሌ ተበጊሱ ኣሎ። ልክዕ ሰዓት 9:46 ረፋድ [...]

ኣሚር ቀጠር ብጉዳይ ኤርትራን ጅቡቲን ናብ ፕረዚደንት ጅቡቲ ደብዳቤ ልኢኹ
Radio Erena: 14 November 2014 ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣልታኒ፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ጅቡቲን ዘተኮረ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ ከምዝልኣኸ ተገሊጹ። ነቲ ካብ ኣሚር ቀጠር ዝተላእከ ደብዳ [...]

ብመንገዲ ሲናይ ናብ እስራኤል ናይ ዝኣትዉ ብዝሒ ኤርትራውያን ናብ ዜሮ ወሪዱ
Radio Erena: 14 November 2014 ብመንገዲ ሲናይ ናብ እስራኤል ናይ ዝኣትዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝሒ ናብ ዜሮ ወሪዱ ምህላዉ ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣብዚ ዝሓለፈ [...]

ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኬንያ ናይ ዝኣትዉ ኢትዮጵያን ብዝሒ ይውስኽ ምህላዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 13 November 2014 ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዶብ እናሰገሩ ናብ ኬንያ ናይ ዝኣትዉ ዘለዉ ኢትዮጵያን ቁጽሪ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ይውሽክ ምህላዉ ዘ ስታንዳርድ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ሓቢሩ። ብመሰረት ጸብጻብ እቲ ማዕከን [...]
ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብዚ ዓመት’ዚ ጥራይ ልዕሊ 22 ሽሕ በጺሑ
Radio Erena: 12 November 2014 ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ስዊዘርላንድ እብዚ ዓመት'ዚ ልዕሊ 22 ሽሕ ከምዝበጽሐ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ 2004 ኣብታ ሃገር ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን [...]

ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ናይ ፖለቲካ እሱራት ዘለዎ ኣተሓሕዛ ቅኑዕ’ዩ ኢላ
Radio Erena: 12 November 2014 ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሓሽም ኣብ ሪያድ ምስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ዘካየደቶ ኣኼባ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣተሓሕዛ ናይ ፖለቲካ እሱራት ንዘለዎ መርገጺ ንዝሃበቶ ርእይቶ [...]

ፖሊስ ሱዳን ሽዱሽተ ዝተጨውዩ ኤርትራውያን ኣድሒኖም
Radio Erena: 11 November 2014 ፖሊስ ሱዳን፣ ኣብ ከሰላ ተጨዮም ዝጸንሑ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ናጻ ከምዘውጽኡ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ከባቢ ኣጥባራ ኣብ ዝርከብ ቦታ ንሓድሕዶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሽዱሽተ ኤ [...]
ኣብነት ሓያሎ ሃገራት ክትከውን ተስፋ ዝነበራ ኤርትራ፣ ስማ ብዋሕዚ ስደት ክጥቀስ ኣዝዩ ከምዘሕዘኖ ዳን ኮነል ገሊጹ
Radio Erena: 10 November 2014 ኣብነት ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ክትከውን ትጽቢት ዝተንበርላ ኤርትራ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ስማ ብዋሕዚ ስደት ክጥቐስ ኣዝዩ ከምዘሕዘኖ፣ ካብ 1977 ኣትሒዙ ምስ ኤርትራ ምትእስሳር ዘለዎ ኣመሪካዊ [...]

ኣብ ስደት ዘጋጥም ዘሎ ከርተት ኣውራ ክሕተተሉ ዝግባእ መንግስቲ ኤርትራ ምዃኑ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ካሌ ዝርከቡ ኤርትራውያን ገሊጾም
Radio Erena: 10 November 2014 ኣብ ፈቀዶ ሃገራት ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዝወርዶም ዘሎ በደልን ግፍዕታትን ኣውራ ክሕተተሉ ዝግባእ መንግስቲ ኤርትራ ምዃኑ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ፈረንሳ ወደባዊት ከተማ ክሌ ዝርከ [...]

ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቃረበሉ ዘሎ ግዜ፣ መንግስቲ እታ ሃገር ብውሕዱ ሽዱሽተ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ዓጽዩ ተባሂሉ
Radio Erena: 10 November 2014 ምርጫ ፓርላማ ኢትዮጵያ እናተቓረበ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ ግዜ፣ መንግስቲ እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታትን ጋዜጠኛታትን ጎነጽን ምፍርራሕን ይጥቀም ምህላዉ፣ ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶብ ወቒሱ [...]