Category: ዜና ኤርትራ

ኣልሸባብ፣ ኣብ ህንጻ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ 10 ሰለማውያን ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena : 15 April 2015 ኣልሸባብ ኣብ ሶማልያን ኬንያን ንትካላት ትምህርቲ ዒላማ ጌርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ትማሊ'ውን ኣብ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 10 ሰለማውያን ሰባት ቀቲሉ። [...]

ኣብ ሱዳን ተጨውየን ዝጸንሓ 19 ኢትዮጵያውያን ተለቒቐን
Radio Erena : 15 April 2015 ኣብ ሱዳን ተጨውየን ዝጸንሓ 19 ኢትዮጵያን ደቂንስትዮ ከምዝተለቃ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመንግስቲ ዝውነን ማዕከን ዜና ብቅድሚ ትማሊ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ እተን ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገ [...]

ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሱዳን ተኻይዱ
Radio Erena : 14 April 2015 ብጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ ከምዝወዓለ ዝተነግረ ምርጫ ሱዳን፣ ኣስታት 35 ሚልዮን ካብ ዝግመት ብዝሒ ህዝቢ እታ ሃገር እቲ ኣስታት 13 ሚልዮን ህዝቢ ከምዘድመጸ ተሓቢሩ። ውጽኢት ምርጫ ሱዳን ኣብ [...]

ኣብ ሰንዓ ተዓጊቶም ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ሓገዝ ይሓቱ
Radio Erena: 14 April 2015 ኣብ የመን ከተማ ሰንዓ ኣብ ሓደ ቦታ ዝርከቡ ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ስደተኛታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ሓገዝ ይሓቱ ኣለዉ። እቶም ስደተኛታት ኣብ ትሕትቲ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት [...]

ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ልዕሊ 5 ሽሕ ስደተኛታት ዝጸዓና ብውሕዱ 22 ጀላቡ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ኣድሒኑ
Radio Erena: 13 April 2015 ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ካብ ዓርቢ ክሳብ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዝነበረ ሰለስተ መዓልታት ጥራይ ልዕሊ 5 ሽሕ ስደተኛታት ዝጸዓና ብውሕዱ 22 ጀላቡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ምጥሓል ከምዘድሓነ ገሊጹ። [...]

ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ናይ መወዳእታን ቀያድን ብይን ዝሃበሉ 13 ሚያዝያ ሰላም ከየስፈነ 13 ዓመታት ኣቝጺሩ
Radio Erena : 13 April 2015 ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ እቲ ንክልቲኤን ሃገራት ዘሰሓሓበ ጉዳይ ዶብ ናይ መወዳእታን ቀያድን ብይን ዝሃበሉ 13 ሚያዝያ ኣብ መንጎ ክልትኤን ሃገራት ናይ ሰላም ሃዋሁ ከየስፈ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ሃገራዊ ኣገገልግሎት ናብ 18 ኣዋርሕ ክመልሶ ምዃኑ ወረ የናፍስ ኣሎ
Radio Erena : 13 April 2015 መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ሃገራዉ ኣገልግሎት ናብ 18 ኣዋርሕ ክመልሶ ምዃኑ ብዘይወግዓዊ መንገዲ የናፍስ ኣሎ። እቲ መንግስቲ፣ ብ10 ሚያዝያ ብመንገዲ እታ ብመንግስቲ እትውነን [...]

ኬንያ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሶማል ክዕጾ ሓቲታ
Radio Erena : 13 April 2015 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከብ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ሶማላውያን ስደተኛታት ዝተዓቝቡሉ መዓስከር ዳዳብ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ክውዕጾ ንሕቡራት ሃገራት ሓቲቱ። እቲ ኣብ ዓለም ብዕብየቱ [...]

ዘጽኣት ኤርትራ፣ ካብ ናኹራ ክሳብ ሖሎት
Radio Erena: 10 April 2015 "እግዚኣብሔር ድማ ንሙሴ ኣብ ከረን ሲና ከምዚ ኢሉ ተዛረቦ። ንደቂ እስርኤል ተዛረቦም ከምዚ ከኣ በሎም። ምድሪ ናተይ'ያ ንስኻትኩም ከኣ ኣብኣ እትነብሩ ጓኖት ኢኹም እሞ... ኣብታ ኣነ [...]

Update : ልኡኽ ኢጣልያ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ዘካየዶ ዝርርብ ጽሟቕ ትሕዝቶ
Radio Erena : 10 April 2015 ልኡኽ ኢጣልያ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ኣማኻሪኡ የማነ ገብርኣብን ብዕምቖት ዝተዘራረበሎም ሰለስተ ነጥብታት እዞም ዝስዕቡ'ዮም፣- 1. ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ዘተኮረ ኮይኑ፣ ኤ [...]