Category: ዜና ኤርትራ

ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተቓውሞ ገጢምዎ
Radio Erena: 19 May 2015 ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣቶ ሳልሕ ዑመር፣ ብሰንበት 17 ግንቦት ኣብ ከተማ ደርባን ኣብ ዘካየዶ ሰሚናር ካብ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ተቓውሞ ከምዝገጠሞ ምንጭ [...]

15 ጀርመናውያን ምስ ኣልሸባብ ተጸንቢሮም
Radio Erena: 19 May 2015 ብውሕዱ 15 ጀርመናውያን ኣብ ሶማል ምስ ዝመደበሩ ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ ተጸንቢሮም ምህላዎም ኣብ ሙኒክ እትሕተም መጽሔት 'ፎካስ' ኣቃሊዓ። እታ መጽሔት ነዚ ዘቃልዐት፣ ፈደራላዊ ኣኽባር ሕጊ ጀር [...]

ክልተ ሰራሕተኛታት ሚ.ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብስለያ ተኸሲሶም
Radio Erena: 19 May 2015 ክልተ ሰራሕተኛታት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ንኣባል ስለያ ኣመሪካ ተኣፋፊ ሓበሬታ ክህቡ ብምጽንሖም ኣብ ቀይዲ ከምዝኣዉ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ክልተ ሱዳናውያን፣ ኣብ ዱባይ [...]

ሽወደናዊ-ኤርትራዊ ሽርክነት ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ዝተባህለ ማሕበር፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ኣመልኪቱ ናብ መንግስቲ ሽወደን ጻውዒት ኣቕሪቡ
Radio Erena: 18 May 2015 ሽወደናዊ-ኤርትራዊ ሽወደንን ኤርትራን ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ዝተባህለ ሲቪካዊ ማሕበር፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ኣመልኪቱ ናብ መንግስቲ ሽወደን ናይ ጻውዒት ደብዳቤ ልኢኹ። እቲ ማሕበር [...]

ፈረንሳ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ ሓደ ሽሕ ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ መሊሳ
Radio Erena: 18 May 2015 ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ኣመና ገኒንሉ ኣብ ዘሎ፣ ፈረንሳ ነቲ ምስ ኢጣልያ ዘዳውባ ከባቢታት ብጽኑዕ ክትዓጹ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ማኑኤል ቫልስ ገሊጹ። ፈረንሳ [...]

ምርጫ ኢትዮጵያ ሰሙን ኣብ ዝተረፎ ግዜ፣ ኣመሪካ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታታት ጸጥታዊ ጥንቃቐታት ክገብሩ ጸዊዓ
Radio Erena: 18 May 2015 ምርጫ ኢትዮጵያ ሓደ ሰሙን ጥራይ ኣብ ዝተረፈሉ ግዜ፣ ኣመሪካ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ይኹኑ ብሕጂ ክገሹ መደብ ዘለዎም ዜጋታታ ልዑል ጸጥታዊ ጥንቃቐ ክገብሩ ተማሕጺና። ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪ [...]

ብዝጸረፍናዮ መስፈር ከይንጽረፍሲ…ኣይንጻረፍ
Radio Erena: 15 May 2015 ኣኽርያ 'ምበር ናፊቐዮ! ኣዛን-ተርሒም መስጊድ ሶማል ካብ ዘይሰምዕ እኮ ሽዱሽተ ዓመተይ ተቓሪቡ። ደወል-ቅዳሴ ቤተክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ከኣ'ሞ ሬሳ ወላዲተይ ካብ ዘፋነኽሉ 3 [...]

ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም፣ መራሕቲ ሃይማኖት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓባር ዝተሳተፍዎ ዝኽሪ ግዳያት ዳዒሽ ተኻይዱ
Radio Erena: 15 May 2015 ንግዳያት ኣረሜንኣዊ ጉጅለ ዳዒሽ ንምዝካር ትማሊ ሓሙስ ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም ፍሉይ መደብ ምክያዱ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሩ። ኣብቲ መራሕቲ ኣርባዕተ ኣብያተ ክርስትያናት ማለት ና [...]

ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ተሓባቢርካ ተባሂሉ ኣብ ኢጣልያ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ
Radio Erena: 15 May 2015 ኣብ ዘይሕጋዊ ምስጋር ስደተኛታት ተሓባቢርካ ተባሂሉ ኣብ ኢጣልያ ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ተቀይዱ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ብ12 ግንቦት ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ ክብላ ማዕከናት ዜና ኢጣልያ ሓቢረን። እቲ መ [...]

ሱዳን፣ ዝተተምየነ ዶላር ካብ ኡጋንዳ ይውሕዝ ኣሎ ክትብል ወቒሳ
Radio Erena: 15 May 2015 መንግስቲ ሱዳን፣ ካብ ኡጋንዳ ዝነቐለ'ዩ ዝበሎ ዝተተምየነ ናይ ወጻኢ ባጤራ ናብታ ሃገር ይኣቱ ከምዘሎ ውቒሱ። ሱዳን ትሪቡን ምንጭታት ሃገርዊ ጸጥታን ድሕነት እታ ሃገር ብምጥቃስ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ [...]