Category: ዜና ኤርትራ

ካናዳ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ምንቅስቓስ ይኣክል ንምሕያሉ ይውደቡ
Radio Erena: 07 August 2019
ኣብ ካናዳ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ንምንቅስቓስ ይኣክል ብዝሓየለ ምልክዕ ንምቕጻሉ፣ ሓድሽ ውዳበታት ኣካይዶም።
እቶም ካብ 12 ከተማታት ዝተኣኻኻቡ ኤርትራውያን፣ ብ3 [...]

ቻይና፣ 18 ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ከገልግሉ’ዮም
Radio Erena: 07 August 2019
መንግስቲ ቻይና፣ 18 ሰብ ሞያ ጥዕና ናብ ኤርትራ ከዋፍር ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር -ሺንሁዋ ሓቢሩ።
እቶም ማእከላይ ገምጋም 39 ዓመት ዕድመ ዘለዎም ቻይናውያን ሰብ ሞያ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ምድሓን ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ እትነጥፍ መርከብ ተዋፊራ
Radio Erena: 06 August 2019
ካብ ሊብያን ንዝብገሱ ንስብገሱ ስደተኛታት፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዘጋጥም ሓደጋታት ምጥሓል ኣብ ምድሓን እትዋፈር መርከብ፣ ብ4 ነሓሰ ካብ ወደባዊት ከተማ ማርሰይት ተበጊሳ።
[...]

“ኣምባሳደር ሃና፣ ኣብ ኣስመራ ትእዛዝ ፕረዚደንት ትጽበ ኣላ”
Radio Erena: 05 August 2019
ናብ ኣስመራ ክትምለስ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ድሕሪ ዝተዋህባ ትእዛዝ ደሃያ ጠፊኡ ዝቐነየ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ፣ ሃና ስምኦን፣ ጉዳያ ውሳኔ ክሳብ ዝወሃቦ ኣብ ኣስመ [...]

ስቶኮልም፣ “ንሕና ምስ ኣቦና” ብዝብል ቴማ ንኣቡነ እንጠንዮስ ዝድግፍ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 05 August 2019
ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ንዝርከቡ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝድግፍ ሰልፊ፣ ኣብ ከተማ ስቶኮልም ተኻይዱ።
እቲ "ንሕና [...]

ኤርትራዊ መንእሰይ መድሃኔ ተስፋማርያም ናይ ዑቕባ መሰል ተዋሂቡ
Radio Erena: 04 August 2019
ብግጉይ መንነት፣ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ መንእሰይ መድሃኔ ተስፋማርያም ናይ ዑቕባ መሰል ተዋሂቡ።
ኢጣልያን ብሪጣንያን ብግጉይ መንነት ካብ ሱዳን ብከቢድ [...]

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ንሓደ ኣባሉ ብሓይሊታት ጸጥታ ኣሲሩ ናብ ኤርትራ መሊሲዎ
Radio Erena: 02 August 2019
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኢሳይያስ ንዝተባህለ ሰራሕተኛ እቲ ኤምባሲ ብሓይሊታት ጸጥታ ኣሲሩ ናብ ኤርትራ ከምዝመለሶ እቶም ዲፕሎማስያውይን ምንጭታት ኣረጋጊጾም።
እቲ ኢሳ [...]

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ፣ ሃና ስምኦን ደሃያ ጠፊኡ
Radio Erena: 01 August 2019
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ፣ ሃና ስምኦን፣ ናብ ኤርትራ ክትምለስ ድሕሪ ዝቐረበላ ጻውዒት፣ ደሃያ ጠፊኡ ከምዘሎ ዲፕሎማስያውይን ምንጭታት ኤረና ኣፍሊጦም።
እታ ኣምባሳደር፣ ና [...]

ኤርትራ፣ መጻረዩ ኣብ ቀጠር ንዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ምስ ናሚብያ ክትገጥም’ያ
Radio Erena: 01 August 2019
ኤርትራ፣ መጻረዩ ናይቲ ኣብ 2022 ኣብ ቀጠር ዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ምስ ናሚብያ ፈላሚ ግጥም ከተካይድ'ያ።
ፊፋ፣ ብሰኑይ 29 ሓምለ፣ ኣብ ዝዘርግሖ ናይ መጻረዪ መድብ ናይተን፣ [...]

ኣስመራ፣ ዝተጻረየ ዕሹግ ማይ ዘፍርያ ትካላት ደው ክብላ ተሓቢርወን
Radio Erena: 31 July 2019
ኣብ ኣስመራ፣ ብ"ማይ ሰሓ" ዝፍለጥ፣ ዝተጻረየ ዕሹግ ማይ ዘፍርያ ትካላት፣ ደው ክብላ መምርሒ ከምዝተዋህበን ተምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
እተን ትካላት፣ ፍርያተን ደው ከብላ እንተይኮ [...]