Category: ዜና ኤርትራ

ወኪል ኤርትራ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ሱዳን ርክብ ኣካዪዱ
Radio Erena: 25 August 2019
ኣብ ጽምብል ስምምዕ ሰላም ሱዳን ወከልቱ ዘይለኣኸ መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ርክብ ኣካዪዱ።
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ፣ ናብ [...]

ገማግም ባሕሪ ሊብያ ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ጥሒሎም ከይኮኑ ተሰጊኡ
Radio Erena: 22 August 2019
ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብምጥሓላ ልዕሊ 100 ሰባት ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ።
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህይወት ኣብ ምድሓን ተዋፊሩ ዝር [...]

ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ኣብ ሓደ ግጥም 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ሃገራዊ ክብረ ወሰን ሴራ
Radio Erena: 21 August 2019
ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ብ20 ነሓሰ ኣብ ስታድዮም ኣስመራ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘካየደቶ ናይ መጻረዩ ናይ ሴካፋ ግጥም፣ 6 ብ 0 ምዕዋታ፣ ዝበዝሐ ዝተመዝገ [...]

ካብ ባሕሪ ድሒኖም፣ ን18 መዓልታት ትቕበሎም ሃገር ስኢኖም ዝጸንሑ 98 ስደተኛታት፣ ኣብ ላምፔዱሳ ክወርዱ’ዮም
Radio Erena: 21 August 2019
ካብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም፣ ን18 መዓልታት ኣብ መርከብ ዝርከቡ 98 ስደተኛታት ትቕበሎም ሃገራት ስኢኖም ከምዝጸንሑ ኣብ ስጳኛ ዝመደበሩ ትካል ግብረ ሰናይ Open Arms ኣፍሊጡ። [...]

ስዊዘርላንድ፣ ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ብ11% ጎዲሉ
Radio Erena: 21 August 2019
ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ 3347 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝተመዝገቡ ንክፍሊ ኢምግሬሽን እታ ሃገር ለ ኒውስ ሓቢሩ።
እዚ ብዝሒ'ዚ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳ [...]

ሽወደን፣ ንታሪኽ ህይወት ዳዊት ኢሳቕ እትድህስስ መጽሓፍ ተሓቲማ
Radio Erena: 20 August 2019
ታሪኽ ህይወት ናይ ሓደ ካብቶም ኣብ ኤርትራ ን18 ዓመታት ተኣሲሮም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ዝኾነ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ እትድህስስ መጽሓፍ፣ ብቋንቋ ሽወደን ተሓቲማ፣ ናብ ህዝቢ ተ [...]

ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 335 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተታሒዞም
Radio Erena: 20 August 2019
ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 300 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝሓዘ ገሊጹ።
ኣፈኛ 'ቲ ሓይሊ ባሕሪ ጀነራል ኣዩብ ቓስም፣ ንኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ብዝሃቦ [...]

ጂቡቲ፣ ኣስመራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ዓመት ዝቦኸረትሉ ምኽንያት “ፖለቲካዊ’ዩ” ተባሂሉ
Radio Erena: 18 August 2019
ጂቡቲ፣ ካብ 16 ነሓሰ ኣትሒዙ፣ ኣብ ኣስመራ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ካብ ምስታፍ ቦኺራ።
እታ ሃገር፣ 11 ሃገራት ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ክሳተፍኦ ምዃነን ኣቐዲሙ ዝተሓ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ዘተኮረ፣ ሓድሽ ፖለቲካዊ ጎስጓስ ተጀሚሩ
Radio Erena: 18 August 2019
መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ህዝቢ ክመጾ ንዝኽእል ተቓውሞ ንምግታእን፣ ሒዙዎ ዘሎ ፖለቲካዊ መስመር ኣብ ህዝቢ ከምዝሰርጽ ንምግባርን ኣብ ሓያል ፖለቲካዊ ጎስጓስ ተጸሚዱ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ [...]

ንክልተ ቅነ ኣብ መርከብ ዝጸንሑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 160 ስደተኛታት፣ ሽዱሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ክቕበልኦም’የን
Radio Erena: 16 August 2019
ካብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም፣ ንክልተ ሰሙን ኣብ መርከብ ዝጸንሑ፣ 31 ቆልዑ ዘለዎም 160 ስደተኛታት፣ ሽዱሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ክቕበልኦም ከምዝተሰማምዓ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ጁሰ [...]