Category: ዜና ኤርትራ

ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘጋጠሞም ዘሎ ናይ ምዝገባ መሰናኽል ይቕጽል
Radio Erena: 11 February 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ንኤርትራውያን ብጥሙር ዝወሃበ ዝነበረ ዑቕባ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ በብውልቂ ምጽራይ እናተገብረሉ ክቕጽል ምዃኑ ምስ ትካል ኣህጉራዊ ምሕበር ስደተኛታት ቅርበት ዘለዎም ወ [...]

The Silent Guns and Roadblocks
Radio Erena: 11 February 2020
Fifty-five nations’ leaders are gathering in Addis Ababa for the 33rd African Union summit. The theme of the summ [...]

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ UNHCR ዝተመዝገቡ 2420 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣለዉ
Radio Erena: 11 February 2020
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ዝተመዝገቡ 2420 ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘለዉ ጸብጻብ UNHCR ጠቒሱ።
እቲ ክሳብ 31 ጥሪ 2 [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ
Radio Erena: 11 February 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ 2015 ኣትሕዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሰሊፉ ናብ የመን ዝወፈረ ሰራዊታ፣ በብቁሪብ ምስሓብ ካብ እትጅምር ኣስታት ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ።
ሕቡራት ኢማ [...]

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ኡጋንዳ ኣስፋሕፊሑ
Radio Erena: 11 February 2020
ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣጋጢሙ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ካብ ሃገር ናብ ሃገር እናስፋሕፈሐ ናብ ኡጋንዳ በጺሑ።
እቲ ካብ ኬንያ ሰጊሩ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ ዘሎ ወራር ዕስ [...]

ስዑዲ፣ ኢቓማ ዘይብሎም ዜጋታት ኤርትራ ካብታ ሃገር እንተወጺኦም ዝኾነ መቕጻዕቲ ከምዘይትብይነሎም ኣፍሊጣ
Radio Erena: 10 February 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ (ኢቓማ) ዘይብሎም ይኹኑ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓዶም ካብ ዝወድቕ ነዊሕ ዓመታት ዝገበረ ኤርትራውያን፣ ኣብዘን ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ናብ ሃገሮም ክምለሱ [...]

ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሕ/ሃ ክዋፈር ጠለብ ኣቕሪባ
Radio Erena: 10 February 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ምብራቕ ሱዳን ዝርከቦ ሓያሎ ዞባታት፣ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ክዋፈር ወግዓዊ ጠለብ ከምዘቅረበ መግለጺ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተ [...]

መንደፈራ፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ መንእሰያት ብጥይት ተቐቲሉ
Radio Erena: 09 February 2020
ኣብ መንደፈራ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ብ4 ለካቲት፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ ወዲ 26 ዓመት መንእሰያት ብዝተተኮሰሉ ብጥይት ተቐቲሉ።
እቲ ወዲ ስዉእ ተጋዳላይ ምዃኑ ዝተገልጸ መንእ [...]

ሰሙናዊ ፍጻሜታት: ቀዳም 08 ለካቲት 2020
Radio Erena: 09 February 2020
https://www.youtube.com/watch?v=qEYTsZA3QZs [...]
ጉዳይ ኣብ መሓዩር ዝርከቡ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ቀሪቡ
Radio Erena: 09 February 2020
ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ በብመድረኹ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ንጉዳይ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ይስሃቕን ኣብ ቀይዲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታትን ዝምልከት ቀሪቡ።
ኣብ ኮሚሽን ሰብ [...]