Category: ዜና ኤርትራ

“ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ ብዓጸቦን ዋሕዲ መኣዛዊ መግቢን ዝተጠቕዑ 27 ሽሕ ቆልዑ ሓገዝ ተጌርሎም።” UNICEF
Radio Erena: 25 September 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ካብ መጀመርያ ወርሒ ጥሪ ክሳብ ሰነ 2020 ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ብዓጸቦን ከቢድ ዋሕዲ መኣዛዊ መግቢን ዝተጠቕዑ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድሚኦም፣ ኣስታት 27,700 [...]

“ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ካብ ምሩኽ ዝኸፈአ ህይወት’ዮም ዝነብሩ ዘለዉ።” ጸሓፊ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፣ ቀሺ ገብረሚካኤል ዮውሃንስ
Radio Erena: 22 September 2020
ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ካብ ምሩኽ ዝኸፈአ ህይወት ይነብሩ ምህላዎም ጸሓፊ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፣ ቀሺ ገ [...]

ኤርትራ፣ ካብ 24 ክሳብ 27 መስከረም ኣብ ዝካየድ መበል 87 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ብደቂተባዕትዮ ጥራይ ክትሳተፍ’ያ
Radio Erena: 22 September 2020
ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ ሓሙስ 24 ክሳብ ሰንበት 27 መስከረም፣ ኣብ ኢጣልያ ዝካየድ፣ መበል 87 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ክትሳተፍ'ያ።
ኣህጉራዊ ማሕበር ቅድድም ብሽክ [...]

ሳዋ፣ ኣብ ማእቶት ዝነበሩ 3 ተማሃሮ ብውሕጅ ተወሲዶም
Radio Erena: 21 September 2020
ኣብ ሳዋ፣ ኣብ ማእቶት ዝነበሩ ሰለስተ ተማሃሮ ብውሕጅ ከምዝተወስዱ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ስድራቤት ናይቶም፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ከባቢ ሩባ ሳዋ ብውሕጅ ዝተው [...]

ኣብ ማልታ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ስደተኛታት፣ ኣድማ ኣለዓዒልኩም ዝብል ክሲ ቀሪቡዎም
Radio Erena: 20 September 2020
ኣብ ማልታ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ስደተኛታት፣ ኣድማ ኣለዓዒልኩም ዝብል ክሲ ከምዝቐረበሎም፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
እቶም ኣድማ ብምልዕዓል፣ ካብቲ መዳጎኒ መዓስከ [...]

18 መስከረም፣ መበል 19 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር
Radio Erena: 18 September 2020
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው ንኣዳለውተንን ጋዜጠኛታትን ከምኡ ድማ ጽገናዊ ለውጢ ንዝጠለቡ ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበር ብኣልማማ ብምቕያድ፣ ሃለዋቶም ዘጥፍ [...]

ሊብያ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጃልባ ብምጣሓላ፣ ብውሕዱ 24 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝጠሓሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 17 September 2020
ካብ ገማግም ሊብያ ዝተበገሰት፣ ናይ ጎማ ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓላ፣ ዛጊት ተረኺቡ ብዘሎ ሓበሬታ፣ ናይ 24 ሰባት ህወይት ከምዝጠፍአ ወኪል ኣህጉራዊ ምሕበር ስደተኛታት ካብ [...]

ኣብዚ ሰሙን’ዚ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከቦ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ሓያል ዝናብ ክወርድ ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 16 September 2020
ኣብዚ ሰሙን'ዚ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓያል ዝናብ ክወርድ ከምዝኽእል ጸብጻባት ኣህጉራዊ ሜትዮሮሊጂ ተተንብዩ።
ብመሰረት እቲ ዝቐርብ ዘሎ ት [...]

ናይ ሎሚ ሰሉስ 15 መስከረም ፈነወና
Radio Erena: 15 September 2020
https://www.youtube.com/watch?v=6LJnMZymGoA&feature=emb_title [...]

Challenging Isaias
Radio Erena: 14 September 2020
President Afwerki has swiftly dealt with any oppositional challenges that have arisen during his 27 years as pre [...]