Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ ኵናት ትግራይ ተጸሚዱ ዘሎ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ጸጥታን ወሰንቲ ሚኒስተራትን ኣካይዱ
Radio Erena: 08 November 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ጀነራል ኣደም መሓመድ ኣልዩ፣ ምክትሉ ብዝጸንሐ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ፣ ክትከኦ እንከሎ፣ ተረፊቱ [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓድሽ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስርት ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 08 November 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓድሽ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስርት ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ባይቶ’ታ ሃገር ብቀዳም 7 ሕዳር ኣብ ዝወዓሎ ኣኼባ፣ ኣብ ትግራይ ስርዓተ ሕጊ ንምኽባር ሓድሽ ግዚያዊ [...]

ህግደፍ፣ “ወያነ ጠቕሊሉ ምስ ተኣልየ፣ ምስኡ ምትሕሓዝ ዝነበሮም እሱራት ክንፈትሕ ኢና።” ዝብል ወረ የጋውሕ ምህላዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 05 November 2020
ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኤርትራ፣ ግፋ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ''ወያነ ጠቕሊሉ ምስ ተኣልየ፣ ምስኡ ብዝተሓሓዝ ዝተኣስሩ ኤርትራውያን" ክፍትሑ'ዮም ዝብል ወረ ይጋዋሕ ምህላዉ ተሓቢ [...]

ጂቡቲ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ መንጎ ትግራይን ፈደራላዊ መንግስትን ዝተወልዐ ግጭት ንምዝርራብ ላዕለዋይ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ሰዲዳ
Radio Erena: 04 November 2020
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጂቡቲ፣ ማሕሙድ ዓሊ የሱፍ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጂቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ህጹጽ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ።
ዕላማ እቲ ልኡኽ፣ ኣብ መንጎ ክልላዊ መ [...]

ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 81 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተጣይሶም
Radio Erena: 03 November 2020
ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ ግዝያዊ መዕቆቢ ጋሾራ ካብ ዝጸንሑ፣ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 81 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዝተጣየሱ ንላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕ [...]

ካብ ህድማ ተጻወቲ ዘየዕረፈት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ዝመጽእ ሳምንታት ኣብ ታንዛንያን ርዋንዳን ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ’ያ
Radio Erena: 03 November 2020
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ ዝመጽእ ሳምንታት ኣብ ታንዛንያን ርዋንዳ ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ኣብ ናይ ትሕቲ 20ን 17ን ዓመታት ክትሳተፍ'ያ።
ማሕበር ኩዕሶ [...]

ምስ ብዝሒ ህዝበን ብምንጽጻር፣ ዝበዝሐ ስደተኛታት ዘፍርያን ዘአንግዳን ሃገራት ትፈልጡወን ዶ?
Radio Erena: 02 November 2020
ምስ ብዝሒ ህዝበን ብምንጽጻር፣ ዝበዝሑ ዜጋታትን ናብ ስደት ካብ ዝውሕዙ ዘለዉ ሃገራት፣ ኤርትራ ምስ ቀዳሞት 10 ምዃና ንዝሓለፈ ልዕሊ 10 ዓመታት ተደጋጊሙ ዝተገልጸ ኣርእስቲ'ዩ [...]

ኣብ እንዳባጉና፤ 423 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ተወሺቦም ከምዝነበሩ ተገሊጹ
Radio Erena: 01 November 2020
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት፣ 423 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ተወሺቦም ከምዝነበሩ ተገሊጹ።
ንለበዳ ኮቪድ 19ን ኩነታት ስደተኛታትን ኣመልኪቱ ብዩኒቨርሲቲ ሲድኒ [...]

ናይ ሎሚ ዓርቢ 30 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 30 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=0X9zJGRtrqU&feature=emb_title [...]

ኔርዘላንድስ፣ ኤምባሲ ኤርትራ ዘይሕጋዊ ምእካብ ገንዘብ ብምቕጻሉ ስጉምታት ክትወስድ ከምዝተገደደት ገሊጻ
Radio Erena: 29 October 2020
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኔዘርላንድስ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምእካብ ገንዘብ ተዋፊሩ ንዝጸንሐ ሰራሕተኛ ኤምባሲ ኤርትራ፣ ካብ 28 ጥቅምቲ ኣትሒዙ፣ ካብ ስርሑ ደው ከምዘበሎ ኣፍሊጡ።
እ [...]