Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ ትግራይ፣ ኣስታት 20 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሃለዋቶም ክፍለጥ ከምዘይክኣለ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 02 February 2021
ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዝርከባ መዓስከራት ኣስታት 20 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ሃለዋቶም ክፍለጥ ከምዘይክኣለ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ።
እቲ ኣህጉራዊ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ሰራዊቱ ካብ መሬት ትግራይ ክስሕብ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 02 February 2021
መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ መሬት ትግራይ ሰራዊቱ ክስሕብ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ።
እዚ ኣብ ኣመሪካን ሃገራት ኤውሮጳን ዝካየድ ዘሎ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ኢትዮጵያ [...]

ኤርትራ፣ ትሕቲ ባዶ ሚእታዊት ዕብየት ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶት (GDP) ኣመዚጊባ
Radio Erena: 02 February 2021
ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶት ኤርትራ ወይ GDP ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመተ 2020 ናይ ኣሉታ 0.6 ሚእታዊት (-0.6%) ዕብየት ከምዝነበሮ ባንክ ዓለም ኣብ ጥሪ 2021 ኣብ ዝዘርግሖ ጸብ [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኩነታት ትግራይ ናብ ንቡር ከምዝተመልሰ ንምምሕዳር ባይደን ዝሃቦ መግለጺ ሓሶት ምዃኑ ተቃሊዑ
Radio Erena: 01 February 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኩነታት ትግራይ ናብ ንቡር ከምዝተመልሰ ንኣባላት ምምሕዳር ባይደን መግለጺ ከምዝሃበ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወ [...]

ኤርትራ፣ ብኣምባሳደራት ሕ.መ.ኣ ኣብ ኢትዮጵያ ነበር ዝቐረበላ ክሲ ነጺጋ
Radio Erena: 31 January 2021
ኣምባሳደራት ኣመሪካ ንምትእትታው ኤርትራ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ንዝሃብዎ መግለጺ፣ ኤርትራ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂባትሉ።
ኤርትራ ብመንገዲ ኤምባሲኣ ኣብ ሕቡራት መንግስታት [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ኣዝዩ ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ
Radio Erena: 31 January 2021
ፈረንሳ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ኣዝዩ ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ ብ29 ጥሪ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ [...]

መንግስቲ ሶማል፣ ሰራዊት ናብ ኤርትራ ከምዝልኣኸ ተኣሚኑ
Radio Erena: 28 January 2021
መንግስቲ ሶማል፣ ሰራዊቱ ናብ ኤርትር ከምዝልኣኸ ንመጀመርያ እዋኑ ተኣሚኑ።
እቲ መንግስቲ፣ ኣዴታት "ደሃይ ደቕና ኣፍልጠና" ብምባል ድሕሪ ዘካየድኦ ተቓውሞታትን ካብ ህዝቢ ዝወ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊታ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 28 January 2021
ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ኣትዩ ዘሎ ሰራዊታ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ፣ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ጸዊዑ።
እቲ ክፍሊ ናብ ኣሶሸትድ ፕረስ ኣብ ዝልኣኾ ናይ ኢመይል መልሲ፣ ኣብ ትግራይ ዝምታ [...]