Category: ዜና ኤርትራ

1 192 193 194 195 196 634 1940 / 6331
ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ባንኪ ሕሳብ ዝኸፈቱ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ተፈቒዱሎም

ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ባንኪ ሕሳብ ዝኸፈቱ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ተፈቒዱሎም

Radio Erena: 03 December 2020 ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ዝርከባ ጨናፍር፣ ናይ ባንክ ሕሳብ ዝኸፈቱ፣ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ገንዘቦም ከንቀሳቕሱ ከምዝተፈቕደሎም፣ ዘ ሪፖርተር ንሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ዝቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ምስ ሕቡራት ሃገራት ተሰማሚዑ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ዝቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ምስ ሕቡራት ሃገራት ተሰማሚዑ

Radio Erena: 03 December 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብቲ ዝቆጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ምስ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሐ ነቲ ኣህጉራዊ ውድብ ብምጥቃስ ኣሶሸትድ ፕረስ ካብ ናይሮቢ ሓቢሩ። [...]
Wounded Ethiopian Soldiers Evacuated from Eritrean Hospitals

Wounded Ethiopian Soldiers Evacuated from Eritrean Hospitals

Radio Erena: 02 December 2020 More than 100 wounded Ethiopian soldiers were evacuated from different Eritrean hospitals. Reports indicate th [...]
ኣብ ሆስፒታላት ኤርትራ ክእለዩ ካብ ዝጸንሑ ወትሃደራት ኢትዮጵያ፣ ናብ ዓዶም ክፋነዉ ጀሚሮም

ኣብ ሆስፒታላት ኤርትራ ክእለዩ ካብ ዝጸንሑ ወትሃደራት ኢትዮጵያ፣ ናብ ዓዶም ክፋነዉ ጀሚሮም

Radio Erena: 02 December 2020 ኣብ ሆስፒታላት ኤርትራ ክእለዩ ካብ ዝጸንሑ ወትሃደራት ኢትዮጵያ፣ ናብ ዓዶም ክፋነዉ ጀሚሮም። ልዕሊ 100 ዝኾኑ ኣብ ሆስፒታላት ሰንዓፈ፣ ዓዲ ቀይሕ፣ ደቀምሓረ፣ ኣስመራ፣ ግ [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ማይክ ፖምፐዮ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ከብቅዕ ተማሕጺኑ

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ማይክ ፖምፐዮ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ከብቅዕ ተማሕጺኑ

Radio Erena: 01 December 2020 ጸሓፉ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ማይክ ፖምፐዮ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከብቅዕ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ተማሕጺኑ። ማይክ ፖምፐዮ፣ ብ30 ሕዳር ኣብ ዝ [...]
“Eritrean Opposition soldiers Fought  on the side of TPLF.” Ethiopian PM

“Eritrean Opposition soldiers Fought on the side of TPLF.” Ethiopian PM

Radio Erena: 01 December 2020 Ethiopian Prime Minister says Eritrean opposition soldiers fought on the side of TPLF militias. In a brief to [...]
ኤርትራ፣ ዝተናውሐ ምዕጻው፣ ንወነንቲ ታክሲ ከቢድ ክሳራታት ከምዘስዓበሎም ይገልጹ

ኤርትራ፣ ዝተናውሐ ምዕጻው፣ ንወነንቲ ታክሲ ከቢድ ክሳራታት ከምዘስዓበሎም ይገልጹ

Radio Erena: 01 December 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይርስ ንምግታእ ብዝብል ዝተኣወጀ ምዕጻው፣ ኣስታት ሸሞንተ ኣዋርሕ ኣቑጺሩ ይርከብ። እዚ ዝተናውሐ ምዕጻው፣ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ተወሳኺ ናይ መነባብ [...]
ከሰላ፣ “ናብ ኢትዮጵያ ክሰግር ዝሓሰበ’ዩ” ዝተባህለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ተገሊጹ

ከሰላ፣ “ናብ ኢትዮጵያ ክሰግር ዝሓሰበ’ዩ” ዝተባህለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 December 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ሞርታራት ዝርከቦ ብርክት ዝበለ ኣጽዋር ከምዝተታሕዘ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን-ሱና ሓቢሩ። ፍሉይ ሓይሊ ሱዳን፣ ኣብቲ ዞባ ብዘካየዶ ሃንደበታዊ ተ [...]
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሱዳን ናይ ዝርከቡ ስደተኛታት ኩነታት ንምዕዛብ ናብታ ሃገር በጺሑ

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሱዳን ናይ ዝርከቡ ስደተኛታት ኩነታት ንምዕዛብ ናብታ ሃገር በጺሑ

Radio Erena: 30 November 2020 ሱዳን፣ ብሰንኪ'ቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝተመዛብሉ ልዕሊ 10ታት ኣሽሓት ሓደስቲ ስደተኛታት ንምትእንጋድ ኣብ እትዳለወሉ ዘላ እዋን፣ ላዕለዋይ ኮሚሽነ ስደተኛታት ሕቡራት [...]
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ታሪኻዊ ዑደት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ታሪኻዊ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 29 November 2020 ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ኣካይዱ። ፕረዚደንት ግብጺ ናብ ደቡብ ሱዳን ክበጽሕ፣ ኣብ ታሪኽ ዝምድና ክልቲኤን ሃገራት ናይ መጀ [...]
1 192 193 194 195 196 634 1940 / 6331