Category: ዜና ኤርትራ
ንሱዳንን ኢትዮጵያን ንምቕርራብ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተወስደ ተበግሶ ንካልኣይ እዋኑ ፈሺሉ
Radio Erena: 07 May 2021
ብጉዳይ ዶብን ኣጠቓቕማ ናይልን ተተፋኒነን ዝርከባን ናብ ግጭት ድማ ዘምርሓን ሱዳንን ኢትዮጵያን ንምቕርራብ፣ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተወስደ ተበግሶ ከምዘይተዓወተ ዲፕሎማስያውያን [...]
ኤርትራዊ መትከል ኢዮብ፣ ኣብ ዙር ርዋንዳ፣ ብውህሉል ግዜ ቀዳማይ ብምዃን፡ ብጫ ናይ ክብሪ ማልያ ለቢሱ
Radio Erena: 06 May 2021
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ማሌዣዊት ኮንቲነንታል ክለብ ቴሬንጋኑ፡ መትከል ኢዮብ፡ ሎሚ ሓሙስ 6 ግንቦት፡ ቐጺሉ ኣብ ዝወዓለ 149.3 ኪሎ ሜትር ርሕቐት ዝሸፈነ ሓሙሻይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፡ ካ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ተመያይጡ
Radio Erena: 06 May 2021
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ጀፍሪ ፌልትማን፣ ብዛዕባ'ቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ተመያይጡ።
[...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ኢትዮጵያ ተዓዛቢ ምርጫ ንምልኣኽ ዝነበሮ መደብ ሰሪዙ
Radio Erena: 05 May 2021
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ኢትዮጵያ ተዓዛቢ ምርጫ ንምልኣኽ ዝነበሮ መደብ ሰሪዙ።
እቲ ሕብረት ነቲ መደብ ዝሰረዞ፣ እቲ ልኡኽ ክህልዎ ብዛዕባ ዝኽእል ናጽነትን ዓይነት መሳርሒ ርክባትን ብ [...]
Adieu Aronay: The Bold and Graceful
Radio Erena: 05 May 2021
The Eritrean activism and media community received a stunning and sad blow on World Free Press Day as the hero-journal [...]
ብሰንኪ ሞት ፕረዚደንት ቻድ ንሓደ ሰሙን ዝተደናጎየ ርክብ መራሕቲ ኤርትራን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ’ቲ ምስ ኢትይጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ተኻይዱ
Radio Erena: 04 May 2021
መራሕቲ ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ብዝምልከት ዘትዮም።
እቲ ዘተ ዝተኻየደ፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ምስ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት [...]
መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ናይ ብሕቲ ጋዜጣ ዝነበረት ሰቲት፣ ጋዜጠኛ ኣሮን ብርሃነ ዓሪፉ
Radio Erena: 03 May 2021
መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ናይ ብሕቲ ጋዜጣ ዝነበረት፣ ጋዜጠኛ ኣሮን ብርሃነ ዓሪፉ።
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 2001፣ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው፣ ኣብ ልዕሊ ኣዳላውተንን ጋዜጠኛታት [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ሰኑይ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ
Radio Erena: 03 May 2021
ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ሰኑይ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ።
እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝዝከር ዘሎ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ [...]
መሰል ሰራሕተኛታት ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ተዘኪራ
Radio Erena: 03 May 2021
ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ መሰል ሰራሕተኛታት ክሕሎ ብዝውጽዑ ሰለማዊ ሰልፍታትን ካልእ ንጥፈታትን፣ ብቀዳም 01 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ።
ኣብ መብዛሕትኡ ሃገራት፣ ምስ ስግ [...]
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ነጋድያንን ግብጻውያን ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ግጭት ተላዒሉ
Radio Erena: 02 May 2021
ኣብ ኢዮርሳሌም፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ነጋድያንን ግብጻውያን ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ግጭት ተላዒሉ።
‘ኣልመስር ኣልዮም’ ኣብ ናይ 30 ሚያዝያ ሕታሙ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፣ ካብ ኢትዮጵያ [...]