Category: ዜና ኤርትራ

1 163 164 165 166 167 633 1650 / 6327
‘ኢሳይያስ ካብ ስልጣን ክእለ ድሌትና እኳ እንተኾነ፣ ንኤርትራውያን ዝግደፍ እዩ’ ዶክተር ደብረጽዮን

‘ኢሳይያስ ካብ ስልጣን ክእለ ድሌትና እኳ እንተኾነ፣ ንኤርትራውያን ዝግደፍ እዩ’ ዶክተር ደብረጽዮን

Radio Erena: 03 July 2021 ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ትግራይ ክካየድ ዝጸንሐ ኲናት ዳግማይ ክለዓል ይኽእል’ዩ ብምባል ኣብ ዘጠንቅቐሉ ዘሎ እዋን፣ ‘ብሓይሊ ዝተመንዘዐ መሬትና፣ ብሓይሊ ክንመልሶ ኢና’ ክብል ዶክተር ደብረጽዮን [...]
ብሪጣንያ፣ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ፣ ምስ ሰበስልጣን ኢትዮጵያን ትግራይን ክትሰርሕ ከምእትደሊ ኣፍሊጣ

ብሪጣንያ፣ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ፣ ምስ ሰበስልጣን ኢትዮጵያን ትግራይን ክትሰርሕ ከምእትደሊ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 02 July 2021 ብሪጣንያ፣ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኵናት ተፈጢሩ ንዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል፣ ልዕሊ 50 ሚልዮን ዶላር ከምዝቐረበት ኣፍሊጣ። መንግስቲ ብሪጣንያ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ መንግስቲ ኢት [...]
“ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ እንተደልዩ ኣብ ውሽጢ ሰሙናት ናብ መቐለ ክምለስ ይኽእል’ዩ።” ኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያ

“ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ እንተደልዩ ኣብ ውሽጢ ሰሙናት ናብ መቐለ ክምለስ ይኽእል’ዩ።” ኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያ

Radio Erena: 30 June 2021 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ እንተደልዩ ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰሙናት ናብ መቐለ ክምለስ ይኽእል'ዩ ክብል ኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ኣቶ ሬድዋን ሑሰን ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ [...]
ኤርትራ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝጅምር ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ክትሳተፍ’ያ

ኤርትራ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝጅምር ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: 29 June 2021 ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብ 3 ሓምለ፣ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝጅምር፣ መበል 41 ውድድር ዋንጫ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ፡ ወይ ሴካፋ ክትሳተፍ' [...]
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ  ትግራይ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ጻውዒት ቀሪቡ

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 29 June 2021 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ትግራይ፣ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ፣ ኣመሪካ፣ ብሪጣንያን ኣየርላንድን ጸዊዐን። እዘን ሃገራት ነዚ ጻውዒት ዘቕርባ ዘለዋ፣ ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተማ መቐለ ተቖጻጺሮም

ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተማ መቐለ ተቖጻጺሮም

Radio Erena: 28 June 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተማ መቐለ ከምዝተቖጻጸሩ ዝተላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣቃሊሐን። እቶም ሓይልታት፣ ንኣስታት ክልተ ሰሙን ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ሓያል ኵናት፣ ንሓያሎ ክፋለተ ሰ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ሓድሽ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ ከፊቱ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ሓድሽ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ ከፊቱ

Radio Erena: 28 June 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ መዓስከራት ትግራይ ሽመልባን ሕጻጽን ንዝተመዛበሉ ስደተኛታት ኤርትራ መጽለሊ'ዩ ዝበሎ፣ ሓድሽ መዓስከር ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣቝሙ። ኣብ ትግራይ ብዝተፈጥረ ጸ [...]
ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ተበግሶ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ጂቡቲ ተኻይዱ

ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ተበግሶ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ጂቡቲ ተኻይዱ

Radio Erena: 28 June 2021 ሚኒስተራት ፋይናንስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቁጠባ፣ ንግዲ፣ ወፍሪን ዲጂታላዊ ዕዳጋን ዘተኮረ ዋዕላ ኣብ ጂቡቲ ኣቃኒዖም። ኣብቲ ብቀዳም 26 ሰነ ዝተኻየደ ዋዕላ ተበግሶ ቀርኒ [...]
ሰለስተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ ትግራይ ተቐቲሎም

ሰለስተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ ትግራይ ተቐቲሎም

Radio Erena: 27 June 2021 ኣህጉራዊ ትካል ሓካይም ብዘይዶብ፣ ኣብ ትግራይ ዝተቐትሉ ሰለስተ ኣባላቱ፣ ‘ኣዝዩ ዘሰምብድ’ ብምባል ዝተሰመዖ ጓሂ ገሊጹ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ስጳኛዊት ማሪያ ሀርናንደዝ፣ ኢ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 25 ሰነ 2021 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 25 ሰነ 2021 ፈነወና

Radio Erena: 25 June 2021 Radio Erena · ዓርቢ 25 ሰነ 2021   [...]
1 163 164 165 166 167 633 1650 / 6327