Category: ዜና ኤርትራ
ኦሊምፒክ፣ ንተቐዳደምቲ ኤርትራን ኣልጀርያን፣ ‘ሰሓብቲ ገመል’ ክብል ብዓሌታዊ ቃል ዝገለጾም ጀርመናዊ ኣሰልጣኒ ተሰጕጉ
Radio Erena: 30 July 2021
ኣብ ቶክዮ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድራት ኦሎምፒክ፣ ንተቐዳደምቲ ኤርትራን ኣልጀርያን፣ 'ሰሓብቲ ገመል' ክብል ብዓሌታዊ ቃል ዝገለጾም ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ጀርመን፣ ፓ [...]
ኣስመራ፣ ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ወጻኢ ሃገራት፣ ነፍሲ ወከፎም ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ውህሉል ግብሪ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ክኸፍሉ ይሕተቱ
Radio Erena: 29 July 2021
ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ኤምባሲታት ወጻኢ ሃገራት ውህሉል ግብሪ መንግስቲ ክኸፍሉ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ ብመንግስቲ ከምዝተሓተቱ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
[...]
አመሪካ፣ ኩነታት ናይቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘሻቐላ ገሊጻ
Radio Erena: 29 July 2021
ምምሕዳር ባይደን፣ ኩነታት ናይቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ።
ህወሓትን ሚሊሻታት ትግራይን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት መጥቃዕቲ ይፍጽሙ ምህላ [...]
‘ንኣዲስ ኣበባ ምስ ወደብ ጂቡቲ ዘራኽብ ናይ ባቡርን ጽርግያን መስመር ተዓጽዩ’
Radio Erena: 28 July 2021
ንኣዲስ ኣበባ ምስ ወደብ ጂቡቲ ዘራኽብ ናይ ባቡር ይኹን ናይ ጽርግያ መስመር ከምዝተዓጽወ ንፕረዚደንት ክልል ሶማል፣ ሙስጠፋ መሓመድ ዑመር ብምጥቃስ ሮይተረስ ሓቢሩ።
እንተኾነ ሮይተ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ክሊ ዕድመ 70ታት ዝርከቡ ክልተ ፓስተራት ዝሓለፈ ሰሙን ተኣሲሮም
Radio Erena: 27 July 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ክሊ ዕድመ 70ታት ዝርከቡ ክልተ ፓስተራት ከምዝተኣስሩ ኦፐን ዶርስ ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል ምጥባቕ መሰል እምነት ገሊጹ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ንምንጭታቱ ብምጥቃ [...]
“ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣስታት 24 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ስእነት መግብን ማይን የንጸላልዎም ኣሎ።” UNHCR
Radio Erena:27 July 2021
ኣብ ትግራይ፣ ኣብ ዝርከባ ክልተ መዓስከራት ስደተኛታት ዝርከቡ ኣስታት 24 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ስእነት መግብን ማይን የንጸላልዎም ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
ኣብ ከባቢ [...]
ጂቡቲ፡ 15 ሃገራት ዝሳተፍኦ ወትሃደራዊ ልምምድ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 27 July 2021
ካብ 15 ሃገራት ዝተወጽኣ ኣሃዱታት ዝሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ብእዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ተወዲቡ፣ 25 ሓምለ ጀሚሩ ንክልተ ቅነ ዝካ [...]
‘ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል፣ ጉዳይ ሃገራዊ ድሕነት ስለዝኾነ፣ ክዝተየሉ የብሉን’ ሚኒስተር ዜና ሶማል
Radio Erena: 27 July 2021
ንታዕሊም ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል፣ ጉዳይ ሃገራዊ ድሕነት ስለዝኾነ፣ ክዝተየሉ ከምዘይብሉ ሚኒስተር ዜና ዑስማን ኣቡበከር ዱበ ገሊጹ።
መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ብዘቕረቦ [...]
ጂቡቲ፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ከባቢታት ሰራዊት ኣዋፊራ ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋ
Radio Erena: 26 July 2021
ጂቡቲ፣ ናብቲ መጥቃዕቲ ክካየደሉ ይኽእሉ'ዩ ተባሂሉ ዝጥርጠር ከባቢታት ዶባ ምስ ኢትዮጵያ፣ ሰራዊታ ልኢኻ ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋ።
ንሚኒስተር ቁጠባን ፋይናንስ፣ ኤልያስ ዱዋለ ብምጥቃ [...]
ምስ ኤርትራን ብሩንዲን ክታበት ኮቪድ ክትሕሰም ዝጸንሐት ታንዛንያ፣ ድሕሪ ከቢድ ስግኣት ለበዳ፣ ሚልዮናት ዶዝ ኣዚዛ
Radio Erena: 26 July 2021
ምስ ኤርትራን ብሩንዲን ብሓባር፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ክትሕሰም ዝጸንሐት፣ ታንዛንያ፣ ከቢድ ስግኣት እቲ ለበዳ ድሕሪ ምንጽልላዋ፣ ሚልዮናት ዶዝ ኣዚዛ።
ብመንገዲ ሕብረት ኣፍሪቃ ካ [...]