Category: ዜና ኤርትራ
ናይ ሎሚ ረቡዕ 04 ነሓሰ 2021 ዕለታዊ ፈነወና
Radio Erena: 04 August 2021
https://www.youtube.com/watch?v=6rAjn4VKPNc [...]
ኢትዮጵያ፣ ኩሉም ሓይልታት ቅድሚ ኵናት ትግራይ ምጅማሩ ናብ ዝነበረ ከባቢታት ክስሕቡ ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 04 August 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምብጻሕ ዘካየደት ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ዝሳተፉ ዘለዉ ኩሎም ሓይልታት ናብቲ ቅድሚ ኵናት ዝጀመረሉ ከባቢታት ክስሕቡ ጸዊዓ።
ኣብ [...]
ዓለም-ለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል ፈላሚ ጉባኤ ኣካይዱ ደምዳሚ ኣዋጅ ድማ ኣውጺኡ
Radio Erena: 04 August 2021
ዓለም-ለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል(Global Yiakl) ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 01 ነሓሰ 2021 ፈላሚን መስራትን ጉባኤ ድሕሪ ምክያድ፣ 13 ዝኣባላታ ኣካያዲት ስራሕ መሪጹ ደምዳሚ ኣዋጅ [...]
ቱርኪ፣ ንኢትዮጵያ ኩሉ ዓይነት ድጋፍ ክትገብር ድልውቲ ምዃና ገሊጻ
Radio Erena: 03 August 2021
ቱርኪ፣ ጸጥታን ርግኣትን ኢትዮጵያ ከምዘገድሳን፣ ኩሉ ዓይነት ድጋፍ ንምግባር ድልውቲ ምህላዋን ገሊጻ።
እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት ፕረዚደንት ጣይብ ኤርዶዋን፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር [...]
ኣብ ተከዘ፣ ናይ ዝተቐትሉ ኣስታት 50 ሰባት ሬሳ ተረኺቡ
Radio Erena: 03 August 2021
ኣብ ሩባ ተከዘ፣ ናይ ዝተቐትሉ ኣስታት 50 ሰባት ሬሳ ከምዝተረኽበ ንመንግስቲ ሱዳን ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን ኣቃሊሑ።
ገለ ካብቲ በብእዋኑ ዝተኣከበ ሬሳታት፣ ኣእዳዎም [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ንምጅማር ፍቓደኛ ዘይኮነት ሃገር ኤርትራ በይና ተሪፋ
Radio Erena: 03 August 2021
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ንምጅማር ፍቓደኛ ዘይኮነት እንኮ ሃገር ኤርትራ ጥራይ ኮይና።
ብመንገዲ ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተማእከለ መደብ ኮቫክስ፣ ክታበት ኮረና ቫይርስ ንምብጻሕ [...]
ናይ ሎሚ ሰኑይ 02 ነሓሰ 2021 ፈነወና፦
Radio Erena: 02 August 2021
Radio Erena · ሰኑይ 02 ነሓሰ 2021
[...]
ኤርትራ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብዝምልከት ንሰበስልጣን ሱዳን መግለጺ ሂባ
Radio Erena: 01 August 2021
ኤርትራ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብዝምልከት ንሰበስልጣን ሱዳን መግለጺ ሂባ።
ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ዑስማን ሳልሕን የማነ ገብረኣብን ዝርከብዎ ጉጅለ ልኡኽ ብሓሙስ [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም
Radio Erena: 31 July 2021
ሓይልታት ጸጥታ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣልማማ ማእሰርቲ ኣካዪዶም።
እቶም ኣስታት 19 ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ምኽኒያት መእሰሪኦም ብላዕለዎት ሓለፍቲ ብን [...]
መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ተዅሲ ንምቁራጽ ሓድሽ ቅድመ ኩነት ኣቕሪቡ
Radio Erena: 30 July 2021
መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ሓይልታቱ ምቁራጽ ቶኽሲ ንምትግባር፣ ሓድሽ ቅድመ ኩነት ኣቕሪቡ።
ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ ቅድመ ኩነት፣ ኣብ ትግራይ ተቋሪጹ ዝርከብ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት [...]