Category: ዜና ኤርትራ
‘ግብጺ፣ 24 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም መሊሳ’
Radio Erena: 27 January 2022
መንግስቲ ግብጺ፣ ምስጓግ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ይቕጽሎ ኣሎ ክብል ሁማን ራይትስ ዎች ወቒሱ።
እቲ ኣህጉራዊ ተጣባቒ ትካል፣ ብ27 ጥሪ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ተወሳኺ ከቢድ ደርቂ ከምዝተኸስተ ተገሊጹ
Radio Erena: 27 January 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዘይካ'ቲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ንጥሜት ተቓሊዑ ዘሎ ሚልዮናት ህዝቢ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን'ውን ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ብደርቂ ተጠቒዖም ከምዘለው [...]
ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ናብ ትግራይ መድሃኒታት ብነፋሪት ከምዘብጽሐ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 27 January 2022
ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ናብ ትግራይ መድሃኒታት ብነፋሪት ከብጽሕ ከምዝኸኣለ ብ26 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣህጉራዊ ናይ ግብረ ሰናይ ትካል፣ ኣብ ዘውጽኦ መግ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ኣርባዕተ ዓመታት ፕሮጀክታት ኣበጊሱ
Radio Erena: 25 January 2022
24 ኣባላት ዝሓቖፈ፣ ላዕለዋይ ዞባዊ ወኪል ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ዑደት የካይድ ከምዘሎ፣ እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ብ24 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዳግም ከተቖሞ ዝሓሰበት ሓይል ባሕሪ ከምዝፈሸለ ተሓቢሩ
Radio Erena: 25 January 2022
ብኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ኣብ 1991 ምስ ናጽነት ኤርትራ ዝተበታተነ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዳግም ንምቛም ክሰርሓሉ ዝጸንሐ መደብ ከምዘይተዓወተ ወትሃደራውያን [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ንናጽነት ዞባ ኦጋዴን ናይ ኢትዮጵያ ዝቃለስ ግንባር፣ ካብ መዝገብር ሽበራ ሰሪዝዎ
Radio Erena: 25 January 2022
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ነቲ ብሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ዝፍለጥ፣ ንዞባ ኦጋዴን ናይ ኢትዮጵያ ናጻ ንምውጻእ ዝቓለስ ዕጡቕ ሓይሊ፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ከምዝሰረዞ ማዕከን ዜና [...]
ሑቲ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካይዱ
Radio Erena: 24 January 2022
ሑቲ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዒላማ ንዝገበሮ ከባቢታት ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካይዱ።
ኣብቲ ሎሚ ሰኑይ 24 ጥሪ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኢንዱስትራዊ ዞባ ዳሃህራ [...]
ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመት፣ ልዕሊ 1500 ኤርትራውያን ኣብ ሆላንድ ዑቕባ ሓቲቶም
Radio Erena: 24 January 2022
ኣብ ዓመተ 2021፣ ኣብ ሆላንድ 36,620 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝተመዝገቡ፣ ንጸብጻብ በዓል መዚ እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበብ ሸንገን ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እቲ ጸብጻብ፣ ኣብዛ ዝሓለፈ [...]
ቱርኪ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝገበረቶ ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዝፈጠሮ ጸጥታዊ ስግኣት፣ ኤምባሲኣ ናብ ኬንያ ከተግዕዝ ተገዲዳ
Radio Erena: 23 January 2022
ቱርኪ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝገበረቶ ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዝፈጠሮ ጸጥታዊ ስግኣት፣ ኤምባሲኣ ናብ ኬንያ ከተግዕዝ ከምዝተገደደት ተገሊጹ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ደብዳብ [...]
‘ልዕሊ 20 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ስእነት ቀረባት ሞይቶም።’ UNHCR
Radio Erena: 21 January 2022
ናብ ክልል ትግራይ፣ መሰረታዊ መድሃኒታት ዝርከብዎ ህጹጽ ሰብኣዊ ረድኤት ከይኣቱ ብዝግበር ዘሎ ከበባ፣ ኣብ መዓስከራት ዓዲ ሓሩሽን ማይ ዓይኒን ተዓቝቦም ካብ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ብ [...]