Category: ዜና ኤርትራ

1 111 112 113 114 115 634 1130 / 6338
‘ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ፣ ንሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ ሸልል ዝበሎ፣ ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበቱ’ዩ።’ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

‘ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ፣ ንሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ ሸልል ዝበሎ፣ ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበቱ’ዩ።’ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

Radio Erena: 18 August 2022 ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ፣ ንሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ ሸልል ዝብሎ ዘሎ፣ ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበቱ 'ዩ ክብል ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊጹ። ዶ/ር ቴድሮስ [...]
ኣብ ዶብ ሱዳንን ሊብያን፣ ናይ 20 ስደተኛታት ሬሳ ተረኺቡ

ኣብ ዶብ ሱዳንን ሊብያን፣ ናይ 20 ስደተኛታት ሬሳ ተረኺቡ

Radio Erena: 18 August 2022 ኣብ ሓለዋ ዶባት ሱዳንን ሊብያን ዝተዋፈረ ልፍንታዊ ሓይሊ ክልቲኤን ሃገራት፣ ናይ 20 ስደተኛታት ሬሳ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ልፍንቲ ሓይሊ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ኣብ ክል [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ንዘሎ ጥሜት ዝውዕል 23 ሽሕ ቶን እኽሊ ዝጸዓነት መረክብ ካብ ዩክሬይን ተበጊሳ

ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ንዘሎ ጥሜት ዝውዕል 23 ሽሕ ቶን እኽሊ ዝጸዓነት መረክብ ካብ ዩክሬይን ተበጊሳ

Radio Erena: 16 August 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ኵናትን ደርቂን ተኸሲቱ ንዘሎ ከቢድ ናይ ጥሜት ሓደጋ ንምምካት ዝዓለመ ምዃኑ ዝተሓበረ፣ ኣስታት 23 ሽሕ ቶን ናይ ረዲኤት እኽሊ ዝጸዓነት መርከብ፣ ብ16 ነሓ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ዝበዝሐ ገበናት፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ብዝኣተዉ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት’ዩ ዝፍጸም ዘሎ ክብል መንግስቲ ወቒሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ ዝበዝሐ ገበናት፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ብዝኣተዉ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት’ዩ ዝፍጸም ዘሎ ክብል መንግስቲ ወቒሱ

Radio Erena: 16 August 2022 ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ዝበዝሐ ገበናት፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ብዝኣተዉ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት'ዩ ዝፍጸም ዘሎ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ። ኣገልግ [...]
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ካብ ሓሙስ 18 ክሳብ ሰንበት 28 ነሓሰ ኣብ ዝካየድ ቅድድም  ብሽክለታ Tour de l’Avenir ንምውድዳር ናብ ፈረንሳ ኣቕኒዓ

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ካብ ሓሙስ 18 ክሳብ ሰንበት 28 ነሓሰ ኣብ ዝካየድ ቅድድም ብሽክለታ Tour de l’Avenir ንምውድዳር ናብ ፈረንሳ ኣቕኒዓ

Radio Erena: 16 August 2022 ድሕሪ ጽባሕ ሓሙስ 18 ነሓሰ ተኸፊቱ ክሳብ 28 ነሓሰ ዝቕጽል፡ መበል 58 ውድድር Tour de l'Avenir እትወዳደር ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፡ ናብ ፈረንሳ ኣቕኒ [...]
ኣልሸባብ መጥቃዕታቱ የሐይል፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ጸጥታ ሃገሮም ንምውሓስ ክምለሱ ዘይክኣልሉ ኣዛራቢ ኮይኑ ይቕጽል

ኣልሸባብ መጥቃዕታቱ የሐይል፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ጸጥታ ሃገሮም ንምውሓስ ክምለሱ ዘይክኣልሉ ኣዛራቢ ኮይኑ ይቕጽል

Radio Erena: 15 August 2022 ኣልሸባብ፣ ኣብ ማእከላይን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ዞባታትን ሶማል፣ መጥቃዕታት ኣብ ምክያድ ኣብ ዝርከቡ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 3 ዓመታት ዓስኪሮም ዘለዉ ኣሽሓት ወትሃደ [...]
ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ንሓንቲ ካብ ናይ ንግዲ መራኽባ፣ ካብ ቅርሰና ባሕሪ ከምዘድሓነት ገሊጻ

ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ንሓንቲ ካብ ናይ ንግዲ መራኽባ፣ ካብ ቅርሰና ባሕሪ ከምዘድሓነት ገሊጻ

Radio Erena: 14 August 2022 ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘለዋ ህላዌ ኣብ እተስፍሓሉ ዘላ እዋን፣ ንሓንቲ ካብ ናይ ንግዲ መራኽባ፣ ካብ ቅርሰና ባሕሪ ከምዘድሓነት ገሊጻ። ምኽትል ኣዛዚ ባሕርያ ኢራን፣ ኣድሚራል ሙስጦፋ ታጀዲ [...]
ዕለታዊ ዜና

ዕለታዊ ዜና

Radio Erena: 12 August 2022 https://www.youtube.com/watch?v=Tn0GtdJp2ds [...]
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ናጽነት ዝጠለብ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን ክእውጅ ምዃኑ ኣጠንቒቑ

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ናጽነት ዝጠለብ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን ክእውጅ ምዃኑ ኣጠንቒቑ

Radio Erena: 11 August 2022 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ 2020 ዝተበጽሐ ስምምዕ ምብራቕ ሱዳን ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ከተግብሮ እንተዘይጀሚሩ፣ ብናዚሪ ዝፍለጥ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ ርእሰ ውሳኔ እቲ ዞባ ክእ [...]
1 111 112 113 114 115 634 1130 / 6338