Category: ዜና ኤርትራ
ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር
Radio Erena: 25 December 2022
ግብጺ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽራ ዝጸንሓ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር ኣላ ዝብል ክሲ ቀሪቡዋ።
እተን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ደሴታት፣ ኣብ ትሕቲ ወተሃደ [...]
ኣማሓዳሪ ዞባ ዳርፉር፣ ሚኒ ኣርኮ ሚናዊ ምስ መራሕቲ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን ዘትዩ
Radio Erena: 22 December 2022
ካብ ነሓሰ 2021 ኣትሒዙ ኣማሓዳሪ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኮይኑ ዝተመዘዘ፣ ሚኒ ኣርኮ ሚናዊ ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ብምትኳር ምስ መራሕቲ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን ዘትዩ።
ሚ [...]
ቀዳማይ ዙርያ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ኣብ ታዕሊም ዝጸንሑ ሶማላውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም
Radio Erena: 22 December 2022
ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት ሰለስተ ዓመታት ኣብ ታዕሊም ጸኒሖም ዝተባህሉ ኣስታት 5 ሽሕ ሶማላውያን፣ ናብ ዓዶም ክምለሱ ጀሚሮም።
ቀዳማይ ዙርያ ናይቶም ተመለስቲ ወትሃደራት፣ ብ2 [...]
ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ናብ ዓዶም ክምለሱ ምዃኖም ፕረዚደንት እታ ሃገር ገሊጹ
Radio Erena: 21 December 2022
ካብ 2019 ኣትሒዞም በብእዋኑ ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ወትሃደራት ሶማል ክሳብ ጥሪ 2023 ናብ ዓዶም ክምለሱ ምዃኖም ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ።
እቲ ፕ [...]
‘ኤርትራ፣ 1.1 ሚልዮን ህዝቢ ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ የድልዮ።’ UNICEF
Radio Erena: 19 December 2022
ኣብ ኤርትራ፣ ልዕሊ 1.1 ሚልዮን ህዝቢ ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘድልዮ ማዕከን ንቆልዑ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ነዚ ዝመጽእ ዓመት፣ ንኤርትራ ዝምል [...]
ናይ ሎሚ ዕለት 18 ታሕሳስ 2022 ፈነወ ሬድዮ ኤረና
Radio Erena · ሰንበት 18 ታሕሳስ 2022 [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያ፡ ጂቡቲን ሶማልን አብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ አፍሪቃ ብምትኳር ምስ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን ምክልኻልን ኣመሪካ ተመያይጦም
Radio Erena: 16 December 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ፕረዚደንታት ጂቡቲን ሶማልን፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምትኳር ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣንቶኒ ብሊንከንን ሚኒስተር ምክልኻል ሎይድ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ፡ ኣብ ሓንቲ ናይ ትግራይ ቁሸት 50 ሰባት ረሺኑ። ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም
Radio Erena: 15 December 2022
ሰራዊት ኤርትራ፡ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ዓስኪሩለን ኣብ ዘሎ ከባቢታት ትግራይ፡ አብ ሓንቲ ቁሸት ጥራይ ኣስታት 50 ሰባት ከምዝረሸነ፡ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ዶክተር ቴድሮስ [...]
ኤርትራ፣ ፈላሚ ናይ ዓንዲ ሕቖ መጥባሕቲ ብቻይናውያን ሓካይም ተኻይዱ
Radio Erena: 15 December 2022
ኣብ ኤርትራ፣ መወከሲ ሆስፒታላት ኦሮታን ሓሊበትን፣ ፈላሚ ናይ ዓንዲ ሕቖ መጥባሕቲ ብቻይናውያን ሓካይም ተኻይዱ።
እቲ ናይ ዓንዲ ሕቖ መጥባሕቲ፣ ኣብ ኤርትራ ክካየድ ንመጀመር [...]
ፌይስቡክ- ሜታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተወልዐ ግጭታት ኣብ ምጉህሃር ኣበርክቶ ኔርዎ ብዝብል ተኸሲሱ
Radio Erena: 14 December 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተወልዐ ግጭታት ኣብ ምጉህሃርን ናይ ጽልኢ ዘመተ ኣብ ምስፍሕፋሕን፣ ፌይስቡክ- ሜታ፣ ዝልዓለ ኣበርክቶ ኔርዎ ብዝብል ክሲ ተመስሪትዎ።
እቲ ንክልተ ኢትዮ [...]