Category: ዜና ኤርትራ

1 8 9 10 11 12 638 100 / 6377
ኣባል ኤምባሲ ሊብያ ኣብ ኤርትራ 160 ሽሕ ዶላር ብምጥፍፋእ ተቐይዱ

ኣባል ኤምባሲ ሊብያ ኣብ ኤርትራ 160 ሽሕ ዶላር ብምጥፍፋእ ተቐይዱ

RADIO ERENA - Tuesday, 04 February 2025 ኣባል ኤምባሲ ሊብያ ኣብ ኤርትራ፣ 160 ሽሕ ዶላር ብምጥፍፋእ። ብ16 ጥሪ፣ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ንቤት ጽሕፈት ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና እታ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኣብዘን ዝሓለፋ ሓሙሽተ መዓልታት ኣስታት 200 ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኣብዘን ዝሓለፋ ሓሙሽተ መዓልታት ኣስታት 200 ሰባት ተቐቲሎም

RADIO ERENA - Tuesday, 04 February 2025 ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ኣብዘን ዝሓለፈ ሓሙሽተ መዓልታት ጥራይ ልዕሊ 200 ሰባት ተቐቲሎም። ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ዳ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 04 ለካቲት 2025 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 04 ለካቲት 2025 ፈነወና

RADIO ERENA - Tuesday, 04 February 2025 Radio Erena · ሰሉስ 04 ለካቲት 2025   [...]
ደምበ ተቓውሞ፦ ሕሉፍን መጻኢን – ዘተ ምስ ሰገድ ሓጎስ

ደምበ ተቓውሞ፦ ሕሉፍን መጻኢን – ዘተ ምስ ሰገድ ሓጎስ

RADIO ERENA - Monday, 03 February 2025 https://www.youtube.com/watch?v=PPdqb02_vxM [...]
ኔዘርላንድስ፣ ጓል 11 ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ፣ ሓደ መዓልቲ ድሕሪ ጽምበል ዕለተ ልደታ ብኻራ ተቐቲላ

ኔዘርላንድስ፣ ጓል 11 ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ፣ ሓደ መዓልቲ ድሕሪ ጽምበል ዕለተ ልደታ ብኻራ ተቐቲላ

RADIO ERENA - Monday, 03 February 2025 ኣብ ኔዘርላንድስ፣ ጓል 11 ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ ብኻራ ተወጊኣ ከምዝተቐትለት ፖሊስ 'ታ ሃገር ሓቢሩ። እታ ቆልዓ፣ ኣብ ዞባ ኡልትረኽት ኣብ እትርከብ ከተማ ኑዊኼይ [...]
መንግስቲ ጂቡቲ፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ተቓወምቱ ናይ ድሮን ደብዳብ ኣካይዱ

መንግስቲ ጂቡቲ፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ተቓወምቱ ናይ ድሮን ደብዳብ ኣካይዱ

RADIO ERENA – Monday, 03 February 2025 መንግስቲ ጂቡቲ፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ተቓወምቱ ናይ ድሮን ደብዳብ ከምዘካየደ ሓቢሩ። እቲ መንግስቲ፣ ብ02 ጥሪ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 02 February 2025 Radio Erena · ሰንበት 02 ለካቲት 2025   [...]
السلطات الليبية تحرر 263 مهاجر من بينهم إرتريين بعد مداهمتها موقعا لعصابات تهريب البشر

السلطات الليبية تحرر 263 مهاجر من بينهم إرتريين بعد مداهمتها موقعا لعصابات تهريب البشر

إذاعة إرينا الدولية: 30.01.2025 قالت السلطات الليبية إنها تمكنت من تحرير 263 مهاجرا غير شرعي ، كانت تحتجزهم عصابات التهريب في ظروف إنسانية وصحية سي [...]
1 8 9 10 11 12 638 100 / 6377